Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ቦርድ መረፃ 47 ፓርቲታትን 8 ሺሕን 209 ሕፁያት ከምዝመዝገበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ 47 ፓርቲታትን 8 ሺሕን 209 ሕፁያት ከምዝመዝገበ ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ ኣብ 673 ክልላት መረፃ ኢዩ ምዝገባ ሕፁያት ኣካይዱ ዘሎ፡፡ ኣካቢት ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ብርቱካን ሚደቅሳ ኣብቲ ጉዳይ ኣመልኪተን መግለፂ…

ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ ኣጋሮ ሕፁይ ተወዳዳሪ ፓርቲ ብልፅግና ብምዃን ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፓርቲ ብልፅግና ንዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ጅማ ከተማ ኣጋሮ ንመረፃ ሕፁይ ተወዳዳሪ ገይሩ ከምዘቕረቦም ኣፍሊጡ። እቲ ፓርቲ ምልክት መረፅኡን ማኒፌስቶኡን ኣብ ከተማ ኣጋሮ ንኣባላትን ደገፍትን ኣብ ዘፋለጠሉ እዋን እዩ ንዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ…

ዶክተር ኣዲስ ኣለም ባሌማ፣ ኣይተ ስብሓት ነጋ፣ ኣምባሳደር ኣባይ ወልዱን ካልኦት ተጠርጠርቲን ናብ ቤት ህንፀት ንኽኣትዉ ተዛዚዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዶክተር ኣዲስ ኣለም ባሌማ፣ ኣይተ ስብሓት ነጋ፣ ኣምባሳደር ኣባይ ወልዱን ካልኦት ተጠርጠርቲን ናብ ቤት ህንፀት ንኽኣትዉ ተዛዚዙ። እተፖም ተጠርጠርቲ ናብ ቤት ህንፀት ከኣትዉ ተኣዚዙ ዘሎ ዓቃቢ ሕጊ ብመዝገብ ቁፅሪ 220866 መዝገብ ቅድመ ምርመራ…

“ሰብኣውነትን ፍቕርን ንትግራይን መተከልን” ብዝብል እናተኻየደ ዝነበረ ምትእኽሓብ ሓገዝ ልዕሊ ብር 20 ሚሊየን ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)“ሰብኣውነትን ፍቕርን ንትግራይን መተከልን” ብዝብል እናተኻየደ መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ ሓገዝ ልዕሊ ብር 20 ሚሊየን ከምዝተኣከበ ኮሚቴ መተሓባበሪ ሓገዝ ገሊፁ። እቲ መተሓባበሪ ኮሚቴ ኣብ ዘሃቦ መግለፂ፥ ዝተኣከበ ሓገዝ ኣብ ቀረባ እዋን ምክፍፋል…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ምስ ዝተሾሙ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ምስ ዝተሾሙ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ዝተዛተዩ፥ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ኣውስትራሊያ፣ ጋና፣ ጣሊያን፣ ቱርኪ፣ ስዑድ ዓረብ፣ ደቡብ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ መሃማት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃመት ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ፥ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኣፍሪካ ኣብ ትግራይ ተፈፂሙ ዝተብሃለ ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ምርመራ…

ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንመዘመኒ ስርዓት ክፍሊት ኤሌክትሮኒክስ ኢትዮጵያ ዝኸውን 2 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንመዘመኒ ስርዓት ክፍሊት ኤሌክትሮኒክስ ኢትዮጵያ ዝኸውን 2 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ኣፅዲቑ። ዳይሬክተራት ቦርድ እቲ ባንኪ፥ መሰረተ ልምዓት እቲ ስርዓት ክፍሊት ብብሄራዊ ባንኪ ዝምራሕ ሓገዝ ማሕበር ኣክሲዮን ኢት ስዊች…

ወ/ሮ ኬሪያ ኢብራሂም ብዋግስ ንኽፍተሓ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ምድብ መጋባእያ ኣራዳ ወይዘሮ ኬሪያ ኢብራሂም፣ ፕሬዚዳንት ላዕለዋ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዝነበራ ወይዘሮ ሕርቲ ምህረተአብን ኣማኻሪ መንግስቲ እቲ ክልል ዝነበሩ ኣይተ ውደጊዮርጊስ ደስታ፣ ከምኡ እውን ኣብ መዝገብ ክሲ…

ፀገም ፀፅታ ኣብ ዝነበሮም ከባቢታት ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ዝወሰዱ ተምሃሮ ውፅኢቶም ነቲ ዝነበረ ፅዕንቶ ስነ ልቦና ተሓሳቢ ብዝገበረ መገዲ ክውሰን ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀገም ፀፅታ ኣብ ዝነበሮም ከባቢታት ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ዝወሰዱ ተምሃሮ ውፅኢቶም ነቲ ዝነበረ ፅዕንቶ ስነ ልቦና ተሓሳቢ ብዝገበረ መገዲ ከምዝውሰን ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር፥ ሎሚ ዘበን ዝተኻየደ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ…

ኣብ ካናዳ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ልዕሊ ሃገር ዝግበሩ ጣልቃ ኣታውነት ብሰለማዊ ሰልፊ ኣቢሎም ኣውጊዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ካናዳ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ልዕሊ ሃገር ዝግበሩ ጣልቃ ኣታውነት ብሰለማዊ ሰልፊ ኣቢሎም ኣውጊዞም። 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ለዕሊ እዚ ሰሜን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ስዒቡ መንግስቲ ዝወሰዶ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ…