Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣፍሪካውያን ናይ ባዕሎም ፀገም ባዕሎም ንምፍታሕ ተቐራሪቦም ክሰርሑ ይግበኦም – ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዩጋንዳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ዩጋንዳ ኣለምፀሃይ መሰረት ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሳም ኩቴሳ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያትን እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ኣድሂቦም ልዝብ ኣካይደን። ኢትዮጵያን ዩጋንዳን ዝፀንሐን ጥንኩርን ርክብ ከምዘለወን፤ ርክበን ድማ…

ኣብ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ደገፍ ሰልፊ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ሓቃዊ ኩነታት ንማሕበረሰብ ዓለም ንምፍላጥን ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ግቡእ ዘይኮነ ፅዕንቶ ዝቃወምን ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ሰልፈኛታት ቤት ምኽሪ ፀፅታ ወድብ ሕቡራት መንግስታት…

ኤጀንሲ ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ-19 ምክፍፋሉ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ-19 ናብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ከምዘከፋፈለ ኣፍሊጡ። እቲ ምክፍፋል ክታበት ሚኒስቴር ጥዕና ብዘውጸኦ ቁፅሪ ዝርገሐ መሰረት ብምግባር ናብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ፣ ክልላት…

ሕብረት ኣውሮፓ ስራሕቲ ለውጢ ኢትዮጵያ ምድጋፉ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ስራሕቲ ለውጢ ኢትዮጵያ መድጋፉ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ። ኣብ ብራስለስ ቤሊጅየም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ሕብረት ኣውሮፓ ፊት ንፊት እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ንዓለም ንምፍላጥ ዝዓለመ ሰልፊ ድጋፍ ትማሊ ተሳሊጡ። ኣብ ኮሚሽን ሕብረት…

ኣብ ኣሜሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ቢሮ ኒውዮርክ ታይምስን ሲ ኤን ኤንን ተረኺቦም ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዝተፈላለዩ ግዝኣታት ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልዲ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ውድብ ሕቡራት መንግስታት፣ ቢሮ ኒውዮርክ ታይምስን ሲ ኤን ኤንን ተረኺቦም ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ሰልፈኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታትን…

ኢትዮጵያ ምስ ማሕበረሰብ ዓለም ብምትሕብባር ንምስራሕ ድልውቲ ምዃና ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀ ስላሴ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ማሕበረሰብ ዓለም ሃናፂ ብዝኾነ መልክዑ ብምትሕብባር ንምስራሕ ድልውቲ ምዃና ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ታየ ኣፅቀስላሴ ኣፍሊጦም። ኣምባሳደር ታየ እናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ኣመልኪቶም ናብ ቤት…

ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣብ ጉዳያት ዶብን ፀፅታን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣብ ጉዳያት ዶብን ፀፅታን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ኮሚሽነር ጄኔራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገ / ሚካኤልን ዳይሬክተር ብሄራዊ ሓይሊ ፖሊስ ጅቡቲ ኮሎኔል ኣብዲላሂ ኣብዲ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሳህራዊ ዓረብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ሞሓመድ ሳሌም ኦልድ ሳሌክ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሳህራዊ ዓረብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ሞሓመድ ሳሌም ኦልድ ሳሌክ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ ናይ ሓባር ጉዳያትን ፀገማት ሳሃራዊ ዓረብ ዲሞክራቲክ…

ኣብ ኒውዮርክን ብራስለስን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ትውልደ ኢትዮጵውያንን ኢድ ኣእታውነት ወፃ ዝኹንኑ ሰላማዊ ሰልፊታት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኒውዮርክን ብራስለስን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ትውልደ ኢትዮጵውያንን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢን ዝኹንኑን ሓቀኛ ምስሊ ኢትዮጵያ ዝገልፁን ሰላማዊ ሰልፊታት ኣካይዶም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ድማ፥ ኣብ…

ኢትዮጵያን ጃፓንን ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዘጠናኽሩሉ ጉዳይ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ወፃኢን ሰላምን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኤምባሲ ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያን ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዘጠናኽሩሉ ጉዳይ ዘቲዮም። ኣካቢ እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ዶክተር ነገሪ ሌንጮ፥ እተን ሃገራት ኣብ ዘፍር ለውጢ…