Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፊንላንድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፊንላንድ ፔካ ሃቪስቶ ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ኣብ ኢትዮጵያን ምብራቕ ኣፍሪካን ዘሎ ሓፈሻዊ ኩነታት ብዝምልከት ተላዚቦም። ኣብ ትግራይ…

ናይ ሓሶት ደረሰይ ብምክፍፋል እናደናገሩ ዝነበሩ 42 ትካላት ከምዝተፈለዩ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ

አዲስ አበባ ፣ መጋቢት 3 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሓሶት ደረሰይ ብምክፍፋል እናደናገሩ ዝነበሩ 42 ትካላት ከምዝተፈለዩ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር፥ ኣብ ዘሓለፉ ሸውዓተ ኣዋርሕ ብናይ ሕሶት ደረሰይ እናደናገሩ ዝነበሩን ብመፅናዕቲ ዝተፈለዩን ትካላት ከምዝኾኑ ገሊፁ፡፡ ካብ…

ኢትዮጵያውያን ሙሁራት ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ኢድ ንምእታው እናተገበረ ዝርከብ ምንቅስቓስ ዝቃወም ደብዳበ ናብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትውልደ ኢትዮጵያውያን ሙሁራት ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ኢድ ንምእታው እናተገበረ ዝርከብ ምንቅስቓስ ዝቃወም ደብዳበ ናብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት፣ ሕብረት ኣውሮፓን ሩሲያን ምእታዎም ገሊፆም። ኣብ ጀርመን ከተማ በርሊን…

ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ንስራሕቲ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ሓገዝ ከምዝገብር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ ) ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ኣብ ዘካየዶ ናይ መጠቓለሊ ኣኼባ ንስራሕቲ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ሓገዝ ገይሩ። እቲ ቤት ምኽሪ ብፍላይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ንዘቕርቦም ዝርዝር ሓበሬታታት ከምኡ እውን ተግባራዊ…

ኣብ ከተማ ሰበታ 242 ሺሕ 605 ናይ ዝተፈላለያ ሃገራት ገንዘብ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ምምሕዳር ከተማ ሰበታ 242 ሺሕ 605 ናይ ዝተፈላለያ ሃገራት ገንዘብ ከምዘሓዘ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ገንዘብ አብ መንበሪ ገዛ ውልቀ ሰብ ብዝተገበረ ፍተሸ ከምዝተትሓዘ ሓላፊ ኮሙዩኒኬሽን መምርሒ ፖሊስ ዲቪዢን እቲ ምምሕዳር ኮማንደር…

ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ንምስታፍ ሕፁያት ዘቕረቡ ዝርዝር ፓርቲታት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ሻድሻይ ሓፈሻዊ መረፃ ንምስታፍ ሕፁያት ዘቕረቡ ዝርዝር ፓርቲታት ዕላዊ ገይሩ። ዴሞክራሲያዊ ውድብ ሃረሪ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ሞቻ ዴሞክራቲክ ፓርቲ ራያ ራዩማ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ቅማንት…

ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ሃዋሳ ከነማን ሓደ ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ሃዋሳ ከነማን 1 ን 1 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን። ኣብ መበል 16 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ፥ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ሃዋሳ ከነማን ተራኺበን፡፡ ኣብ ፀወተአን ድማ 1 ን 1…

ካብ ሓይሊ ፀሓይ 500 ሜጋ ዋት ንምፍልፋል ዘኽአል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ሓይሊ ፀሓይ 500 ሜጋ ዋት ንምፍልፋል ዘኽአል ስምምዕነት ተፈሪሙ። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ መንጎ መንግስቲ ፌዴራልን ኣቡ ዳቢ ፊውቸር ኢነርጂ ካምፓኒ ፒ.ጄ.ኤስ.ሲ-ማስዳርን ኢዩ እቲ…

ቤት ምኽሪ ፀፅታ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ሃናፂ ግደ ብምፅዋት ኣብ ጎድኒ መንግስቲን ህዝብን ኢትዮጵያ ክስለፍ ከምዝግባእ ተገሊፁ  

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፀፅታ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ሃናፂ ግደ ብምፅዋት ኣብ ጎድኒ መንግስቲን ህዝብን ኢትዮጵያ ክስለፍ ይግባእ ክብል ቤት ምኽሪ ኣሜሪካውያን ዜጋታት ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ቤት ምኽሪ ንተወካሊት ኣሜሪካ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ወርሒ…

ክልተ ኢትዮጵያውያን ተስፋ ዘለዎም ኣህጉራዊ ስራሕቲ ምህዞ ብምባል ተሸሊሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ክልተ ኢትዮጵያውያን ተስፋ ዘለዎም ኣህጉራዊ ስራሕቲ ምህዞ ብምባል ተሸሊሞም። ጄትኤጅ ኔሽን ቢውልደር ዝተብሃለ ትካል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘካየዶ ስነስርዓት ኢዩ እቲ ሽልማት ተዋሂቡዎም። መስራቲት ቀበና ሌዘር ሰምሃል ጉዑሽ እቲ ሽልማት ካብ…