Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሻሸመኔ ዝርከብ ፋብሪካ መገጣጠሚ ትራክተርን ኮምባይነርን ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣4 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሻሸመኔ ዝርከብ ፋብሪካ መገጣጠሚ ትራክተርን ኮምባይነርን ተዓዚቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ብብርኪ ሃገር ብዓቕምና ልክዕ እኽሊ ንምፍራይ ንኽንክእል ግብርና ምዝማን ቁልፊ ተግባር ኢዩ ኢሎም። እዋናዊን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፓርክ ዝተዋደደ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ይርጋለም መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፓርክ ዝተዋደደ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ይርጋለም መሪቖም። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ሓዊሱ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማሪያም ደሳለይ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን…

ኣብ ክልል ጋምቤላ ብ25 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ፀሓይ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ወረዳ ጆር ብ25 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ፀሓይ ተመሪቑ። ኣብቲ ስነ ሰርዓት ምረቓ፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣይተ ሽፈራው ተሊላ፣ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኡሞድ ኡጅሉ…

ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ መቐለ ብኣካል ብምርካብ ክታበት ቫይረስኮሮና ብዕሊ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ብኣካል ብምርካብ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ኣጀሚረን። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ሙሉ ነጋን ካልኦት ኣባላት ካቢኔ እቲ ክልልን ተኸቲቦም።…

ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ሰንደቕ ዓላማ እቲ ክልል ንምቕያር ዝቐረበ ኣዋጅ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ሰንደቕ ዓላማ እቲ ክልል ንምቕያር ዝቐረበ ኣዋጅ ኣፅዲቑ። ኣብ ቀፃሊ 6 ኣዋርሕ ኣብ መፅናዕቲ ተደሪኹ ታሪኽን ስነ ልቦናን ህዝቢ ኣምሓራ ዘንፀባርቕ ሰንደቕ ዓላማ ተዳሊዩ ተግባራዊ ንክግበር እቲ ቤት ምኽሪ ወሲኑ። ነባር…

ክታበት ቫይረስ ኮሮና ብብርኪ ሃገር ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክታበት ቫይረስ ኮሮና ብብርኪ ሃገር ሎሚ መዓልቲ ምሃብ ተጀሚሩ። እቲ ክታበት ኣብ ሆስፒታል ኮተቤ ኤኮ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ ተጀሚሩ። ኣብቲ ስነሰርዓት ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ተወከልቲ ውድብ ሕቡራት…

ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ክታበት ፀረ ኮቪድ19 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዕሊ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ክታበት ፀረ ኮቪድ19 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፍለ ከተማ ኣዲስ ወረዳ 10 ብዕሊ ሎሚ መዓልቲ ኣጀሚረን። እተን ምክትል ከንቲባ እቲ ለበዳ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝኣቱ ጀሚሩ ቅድመ ገንባር ብምዃን ነቲ ሕማም ዝከላኸሉን…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ኣምባሳደራት ጃፓንን ደቡብ ኮሪያን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ኣምባሳደራት ጃፓንን ደቡብ ኮሪያን ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ እተን ሃገራትን እዋናዊ ኩነታትን ዘድሃበ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ…

ጣሊያን ብሰንኪ ምውሳኽ ለበዳ ቫይረስኮሮና ኣብያተ ትምህርቲን ሹቓትን  ክትዓፁ እያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያን ብሰንኪ ምውሳኽ ምልባዕ ቫይረስኮሮና ኣብያተ ትምህርቲ፣ ኣብያተ ምግብን ሹቓትን  ከምእትዓፁ ተገሊፁ። እቲ ስጉምቲ ካብ ዕለተ ሰኑይ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝግበር እንትኸውን፥  ቀዳማይ ሚኒስተር ማርዮ ድራጊ ሓድሽ ማዕበል ቫይረስኮሮና ኣጋጢሙ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ሃዋሳ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ሃዋሳ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሃዋሳ ንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ሓዊሱ ዓበይቲ ዓዲ፣ ነበርቲ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንዝተገበረሎም ኣቀባብላ…