Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣብ ብሪታኒያ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝሞቱ ሰባት ድሕሪ ኣርባዕተ ወርሒ ምንካይ ኣርኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ብሪታኒያ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝሞቱ ሰባት ድሕሪ ኣርባዕተ ወርሒ ምንካይ ከምዘርኣየ ተገሊፁ። ትማሊ ኣብ ዝነበረ ናይ ሰንበት ምስ ኣርባዕተ ናይ ሰንበት ሪፖርት እንትነፃፀር 61 ሚኢታዊ ከምዝነከየ ተሓቢሩ። ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 49…

ሉኣላውነትን ምትሕብባርን ኣብ ዝፈታተኑ መራኸብቲ ሓፋሽ ስጉምቲ ከምዝወስድ በዓል መዚ ብሮድካስት ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሉኣላውነትን ምትሕብባርን ኣብ ዝፈታተኑ መራኸብቲ ሓፋሽ ስጉምቲ ከምዝወስድ በዓል መዚ ብሮድካስት ኣፍሊጡ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣይተ ወንድወሰን ኣንዷ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ዝተወሰኑ ናይ ወፃኢ…

ኣብ ብሄራዊ ፓርክ ሃላይጌ ብዝተለዓለ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 100 ስኲየር ኪሎ ሜተሮ ሳዕሪን ቆጥቋን በሪሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብሄራዊ ፓርክ ሃላይጌ ብዝተለዓለ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 100 ስኲየር ኪሎ ሜተሮ ሳዕሪን ቆጥቋን ከምዝበሰ መተሓባበሪ እቲ ፓርክ ኣፍሊጦም። ኣብ ዝሓለፈ ሓሙስ 2 መጋቢት 2013 ዓ.ም ቀጥሪ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል እቲ ፓክ ዝተለዓለ…

ኣብ ዝቕፅል ክረምቲ ንዝካየድ ሳልሳይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ዓሸራ ምድላው ፈልሲታት ይካየድ ኣሎ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅል ክረምቲ ንዝካየድ ሳልሳይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ዓሸራ ምድላው ፈልሲታት እናተኻየደ ምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ሚኒስቴር ሕርሻ ኣብ 2013/14 ዘበነ ፍርያት ንዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ዓሸራ ብብርኪ ሃገር…

ሕፅረት ሰብ ስራሕ መትፈሲ መሳርሒን ኦክስጅንን እናጋጠመ ስለዝኾነ ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ምጥንቃቕ የድሊ – ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ እዋን ናብ እዋን ኣብ መላእ ሃገር ብለበዳ ኮቪድ-19 ዝተሓዝ መጠን፣ ህይወቶም ዝስእኑን ግልጋሎት ፅኑዕ ሕክምና ዝደልዩ ተሓከምቲን ሰባት ቁፅሪ ብዘደንግፅ ኩነታት እናወሰኸ ከምዝርከብ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ትማሊ 30…

ዳይሬክተር ዋና ኢንዶክትሪኔሽን ሰራዊት ምክልኻል ሜጀር ጄኔራል መሐመድ ተሰማ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝተዋፈሩ ሻለቃታትዓቀብቲ ሰላም ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ዋና ኢንዶክትሪኔሽን ሰራዊት ምክልኻል ሜጀር ጄኔራል መሐመድ ተሰማ ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣዘ ከባቢታት ጁባ ፣ ቦርን ያምቢዮ ዝተዋፈሩ ሻለቃታት ዓቀብቲ ሰላም ኢትዮጵያ ተዛቲዮም። እቶም ሜጀር ጀነራል፥ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝተዋፈረ ኣዛዚ መበል…

ልዕሊ 10 ሚሊየን ዶላር ዘውፅኡ ፍርያታት ናብ ወፃኢ ምልኣኹ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሃኒፆም ናብ ስራሕ ካብ ዘኣተዉ 13 ኢንዱስትሪ ፓርክታት ልዕሊ 10 ሚሊየን ዶላር ዘውፅኡ ፍርያታት ናብ ወፃኢ ምልኣኹ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። ሓላፊ መምርሒ ማርኬቲንግን ኮሙዩኒኬሽንን እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ በሃይሉ ከበደ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ባሌ ዝርከቡ ሃፍቲታት ተፈጥሮ ንምፍላጥ ዝዓለመ ጉያ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ባሌ ዝርከቡ ሃፍቲታት ተፈጥሮ ንምፍላጥ ዝዓለመ ውድድር ጉያ ኣብ ከተማ ሮቤ ተኻይዱ። እቲ ውድድር ብኮሚሽን ቱሪዝም እቲ ክልል ከምዝተዳለወ ዝተገለፀ እንትኸውን፥ ኢቲ ዞባ ለዘዎ ሃፍቲ ንምፍላጥ ዝዓለም ውድድር ከምዝኾነ ምክትል…

ተለኣኣኽቲ ጉጅለ ህወሓት ኢኮኖሚ ሃገር ንምርባሽ ዘይሕጋዊ ተግባራት እናሰርሑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተለኣኣኽቲ ጉጅለ ህወሓት ናይ ሕሶት ገንዘብ ብምክፍፋልን ህዝቢ ተጎዳእቲ ንምግባርን ኢኮኖሚ ሃገር ንምርባሽ ዘይሕጋዊ ተግባራት እናሰርሑ ምዃኖም ሓላፊ መምርሒ ወፍሪ እዚ ሰሜን ኮሎኔል ካሳ መላኩ ገሊፆም። ኣብዚ ሰሙን ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ኣካላት…

ቀዳማይ ዓመት በዓል ምስረታ ካውንስል ኣመንቲ ወንጌል ኣቢያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ዓመት በዓል ምስረታ ካውንስል ኣመንቲ ወንጌል ኣቢያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል፣ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ…