Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምስ ምዝገባ ሕፁያት ብዝተተሓሓዘ ልዕሊ 500 ሕቶታት ከምዝቐረብሉ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምስ ምዝገባ ሕፁያት ብዝተተሓሓዘ ልዕሊ 500 ሕቶታት ከምዝቐረብሉ ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ ከይዲ ምርጫ በዝምልከት ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ይዛተ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ኣብ ክልተ ዙር ኣብ ዝተገበረ ምዝገባ 47 ፓርቲታት…

ኣብ ትግራይ ዝግበር ሰብኣዊ ደገፍ ብዝተቐላጠፈ ኩነታት ይሳለጥ ኣሎ-ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ትግራይ ዝግበር ሰብኣዊ ደገፍ ብዝተቐላጠፈ ኩነታት ይሳለጥ ኣሎ ክብል ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ሰብኣዊ ጉዳያት ውድብ ሕቡራት መነገስታት(ውሕመ) ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብቲ ክልል ዝግበር ዘሎ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍ ብዝምልከት ኣብ…

ምዝዛም ህንፀት ግድብ ህዳሰ ምርግጋፅ ሉኣላውነት ኢትዮጵያ እውን ኢዩ-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓስራይ ዓመት ገድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዘተሓባብሮ ድርድር እቲ ግድብ ዝተሳተፉ፣ ካብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዝተውፃእፅኡ ምሁራን፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ዝተረኸብሉ ሲምፖዚየም ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሲምፖዚየም ሓፈሻዊ…

ኣብ ሎስ ኣንጀለስን ከባቢኡን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣካላት መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ዘይግቡእ ፅዕንቶ ብምቅዋም ሰልፊ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሎስ ኣንጀለስን ከባቢኡን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን መነግስቲ ኢትዮጵያ ዝገበሮ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ብምድጋፍን ኣካላት መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ዘይግቡእ ፅዕንቶ ብምቅዋምን ኣብ ፊት ንፊት ቤት ፅሕፈት ኮንግረስ አባል ካረን ባስ ሎስ…

ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ትግራይ ን770 ሺሕ ሰባት ዝገብሮ ደገፍ ምግቢ ምቕራብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ትግራይ ን770 ሺሕ ሰባት ዝገብሮ ደገፍ ምግቢ ትማሊ ምቕራብ ጀሚሩ። ብመሰረት እዚ ትማሊ ን18 ሺሕ ንነበርቲ ዕዳጋ ሓሙስ ደገፍ ምግቢ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። እቲ ደገፍ ሩዝ፣ ዕፉንን ናይ ኣትከልቲ ዘይቲን ዘካተተ ኢዩ…

መቐመጢኦም ኣብ ናይሮቢ ዝገበሩ ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ሚዛናዊ ሓበሬታ ንኸቕርቡ ተሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ መለስ ኣለም መቐመጢኦም ኣብ ናይሮቢ ዝገበሩ ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ሚዛናዊ ሓበሬታ ንኸቕርቡ ሓቲቶም። እቶም ኣምባሳደር መራኸብቲ ሓፋሽ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም ዝሰርሑዎ ፀብፃብ…

140 ዜጋታት ካብ የመን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)140 ዜጋታት ካብ የመን ብዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቲ ትካል፥ ናብ ሃገሮም ንምምላስ ድሌት ዘለዎም ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንኽምለሱ ምምዕርራዩ ገሊፁ፡፡ እዚ ድማ ለበዳ ቫይረስኮሮና ምስተወለዐ ንፈለማ እዋን ከምዝኾነ…

ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ደረጃታት ናይ 285 ብሄራዊ ደረጃታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ደረጃታት ናይ 285 ብሄራዊ ደረጃታት ኣፅዲቑ። ብሄራዊ ኤጀንሲ ደረጃታት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሃቦ መግለፂ፥ እቲ ቤት ምኽሪ ነቶም ደረጃታት ዘፅቖም ብሽዱሽተ ዘፈራት ተዳሊዮም ካብ ሞንጎ ዝቐረቡ 589 ረቂቕ ደረጃታት ከምዝኾነ…

ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ንምርመራ ሓገዝቲ ዝኾኑ ዝተፈላለዩ ኣቑሑት ሓገዝ ተገይሩሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ቢሮ ምርመራ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ንምርመራ ሓገዝቲ ዝኾኑ ዝተፈላለዩ ኣቑሑት ሓገዝ ተገይሩሉ። እቲ ሓገዝ ብቤት ፅሕፈት መዐወኒ ሓሽሽን ካልኦት ገበናትን ፕሮግራም ዝሐሸ ምምሕዳር ፍልሰት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝተገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ክልል ሶማሌ ኣብዚ ሐዚ እዋን ንዘለዋ ሰላም፣ ልምዓትን ምዕባለን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዑል ግደ ከምዘበርከተ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ሶማሌ ኣብዚ ሐዚ እዋን ንዘለዋ ሰላም፣ ልምዓትን ምዕባለን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዑል ግደ ከምዝነበሮ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ተዛሪቦም። እቲ ክልል ኣብ ዝሓለፉ ብዙሓት ዓማውቲ ልዑል ፀገም ፀፅታ ከምዝነበሮ…