Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ናብ ክፍሊ ፅኑዕ ሕክምና ዘኣትዉ ዜጋታት ቁፅሪ ምውሳኹ ስዒቡ ሕፅት መተንፈሲ መሳርሒ ኣዚዩ መተሓሳሳቢ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ብሕማም ቫይረስኮሮና ተታሒዞም ናብ ክፍሊ ፅኑዕ ሕክምና ዘኣትዉ ዜጋታት ቁፅሪ ምውሳኹ ስዒቡ ሕፅት መተንፈሲ መሳርሒ ኣዚዩ መተሓሳሳቢ ከምዝኾን ሓለፍቲ ማእኸላት ሕክምና ኮሮና ተዛሪቦም። ካብ ሕፅረት መሳርሒታት ሓሊፉ ድማ ዘለዉ መለዋወጢ ኣቑሑት…

ኣብ ላስቬጋስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ልዕሊ ሃገሮም ዝግበር ዘይተገበአ ዲፕሎማሲያዊ ፅዕንቶ ብምቅዋም ሰልፊ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢሲ)ኣብ ላስቬጋስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ብሓደ ሓደ ኣካላት መውፃእቲን ኣፈፀምቲን ሕጊ ኣሜሪካ ዝግበር ዘይተገበአ ዲፕሎማሲያዊ ፅዕንቶ ብምቅዋም ሰልፊ ኣካይዶም። ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ኣብ ዝገበሩዎ ሰልፊ፥ ጉጅለ ህወሓት…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒሰስትር፥ ንህዝቢን መንግስቲን ታንዛኒያ ምፅንዕናዕ ተመኒዮም፡፡ ጆን ማጉፉሊ ትማሊ ለይቲ ህይወቶም ከምዘሓለፈ ምክትል ፕሬዚዳንት እታ ሃገር…

ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ጆን ማጉፉሊ ካብዛዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢሲ)ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ጆን ማጉፉሊ ኣብ መበል 61 ዓመቶም ካብዛዓለም ብሞት ተፈሊዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ከተማ ዳሬሰላም ዝርከብ ሆስፒታል ክትትል ሕክምና እናገበሩ ድሕሪ ምፅናሕ ኢዩ ህይወቶም ሓሊፉ ዘሎ። ሕልፈት እቶም ፕሬዚዳንት ዘፍለጡ ምክትል…

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ማላዊ ኣብ ዝገበሮ ምሕዝነታዊ ፀወታ 4 ንባዶ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ማላዊ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝገበሮ ምሕዝነታዊ ፀወታ 4 ንባዶ ተዓዊቱ። ኣብቲ ፀወታ መስዑድ መሓመድ ፣ ጌታነህ ከበደ ፣ሱራፌል ዳኛቸውን ኣቡበከር ናስርን ንሕድሕዶም ብዘቑፀሩወን ሸቶታት…

ክርክር ምርጫ ንምግባር ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ሓዊሱ 11 ትካላት ተሓሪየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክርክር ምርጫ ንምግባር ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ሓዊሱ 11 ትካላት ከምዝተሓረያ ብሄራዊ ቦረድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ፦ 1 ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት 2 ቴሌቪዥን ኣሃዱ 3 ኦሮሚያ ብሮድካስቲንግ ኔትዎርክ 4…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ኣምባሳደር ስዑዲ ዓረብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ኣምባሳደር ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ሳሚ ጀሚል ኣብዱላህ ተዛቲዮም። ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ታሪኻዊ ርክብ ዘዘኻኸሩ ኣይተ ደመቀ፥ እቲ ርክብ ብዝበለፀ ምጥንኻር…

መከፋፈሊ ጣቢያ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ጊንጪ ዕለተ ቀዳም ክምረቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) 8 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ወፃኢ ዝተገበረሉ መከፋፈሊ ጣቢያ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ጊንጪ ዕለተ ቀዳም ክምረቕ ኢዩ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣካቢ ቦርድ ኣመራርሓ ስራሕ ሓይሊ ኤሊክትሪክ ኢትዮጵያን ዶክተር ኣብርሃም በላይ ኣብቲ ጣቢያ…

ናይ እኒ ሜጀር ጄኔራል ገብረመድህን ሕቶ ውሕስነት ውድቂ ብምግባር ናብ ቤት ህንፀት ቃሊቲ ንክወርዱ ትእዛዝ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ እኒ ሜጀር ጄኔራል ገብረመድህን  ፍቃዴ ሕቶ ውሕስነት ውድቂ ብምግባር ናብ ቤት ህንፀት ቃሊቲ ንክወርዱ ትእዛዝ ተዋሂቡ። እቲ ትእዛዝ ብላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ልደታ ምድብ ሳልሳይ መጋባእያ ጉዳያት ፀረ ሽብርን ሕገ መንግስቲን ኢዩ ተዋሂቡ።…

ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ምስ ሓጋዚ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ምስ ሓጋዚ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዴንግ ሊተዛቲዮም። እቲ ዘተ ብቪድዮ ኮንፈረንስ ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ቻይና ወሳኒት ፈታዊት ኢትዮጵያ ከምዝኾነት ኣምባሳደር ሬዲዋን…