Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኢትዮጵያ ዘጋጠሙዋ ፀገማት ብምፍታሕ ዝጀመረቶ ልምዓት ሓሊያ ናይ ምቕፃል ዓቕሚ ኣለዋ ኢንስቲትዩት ታሂ ቻይና

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዓባይ ሃገር ስለዝኾነት ዘጋጠሙዋ ፀገማት ብምፍታሕ ዝጀመረቶ ልምዓት ሓሊያ ናይ ክትቅፅ ከምትኽእል ሓለፍቲ ስራሕ ትካል ምርምርን ፍልፍል ሓሳብን ኢንስቲትዩት ታሂ ቻይና ገሊፆም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሸመ ቶጋ ኣብ ቻይና ፅንቶ…

ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ስራሕቲ ፀፅታን ምኽባር ሕጊን ስልጠና ዝወሰዱ 610 ኣባላት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ስራሕቲ ፀፅታን ምኽባር ሕጊን ስልጠና ዝወሰዱ 610 ኣባላት ኣመሪቑ። ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቑ ኣባላት 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣመልኪቱ ልእሊ ሓደ ወርሒ ናይ ተግባር ስልጠና ዝወሰዱ ከምዝኾኑ ተመልኪቱ። እቶም ተመረቕቲ ኣብ…

ኣብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄኔራል ሎስ ኣንጀለስ  ፎረም ኢንቨስትመንት ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ዘሎ ርክብ ቢዚነስ ንምጥንኻር ዝዓለመ ፎረም ቢዚነስ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄኔራል ሎስ ኣንጀለስ ብኢንተርኔት ተሳሊጡ። ኣብቲ ፎረም ተወከልቲ 108 ኩባኒያታትን ኣባላት ቤት ምኽሪ ንግዲን ተሳቲፎም። ኣብቲ…

መንግስቲ ምስ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ንዝተሓባበሩ ኣካላት ናይ መወዳእታ መተሓሳሰቢ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ምስ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ንዝተሓባበሩ ኣካላት ናይ መወዳእታ መተሓሳሰቢ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። ሕገ መንግስቲን ካልኦት መሰረታዊ ሕጊታት እዛ ሃገርን ብምጥሓስ ኣብ ህወሓት ልዕልነት ዝሓዘ ጉጅለ፣ ኩርዓት ሃገር ኣብ ልዕሊ ዝኾነ ሰራዊት…

338 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)338 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ዜጋታት ናብ ሃገሮም እምትምለሱ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ቆነስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣቀባብላ ገይሩሎም። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ…

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ክሊ ፓርክታት ኢንዱስትሪ መቐለ ምስ ተወከልቲ ኤች ኤንድ ኤም ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ክሊ ፓርክታት ኢንዱስትሪ መቐለ ምስ ተወከልቲ ኤች ኤንድ ኤም ተዛቲዩ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ  ሳንዶካን ደበበ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምስ እቶም ተወከልቲ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣብ ፓርክታት…

ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ ብር 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ብር 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ሚኒስትር እቶት ኣይተ ላቀ ኣያሌው፥ኣብ ሸሞንተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ብዝተሰርሐ ጥንኩር ቁፅፅር…

ምድብ ድልድል ርብዒ ፍፃመ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዓላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምድብ ድልድል ርብዒ ፍፃመ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዓላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፦ ባየርን ሙኒክ ምስ ፓሪስ ሴንት ዠርመይን ሪያል ማድሪድ ምስ ሊቨርፖል ማንቸስተር ሲቲ ምስ ቦርሲያ ዶርቱሙንድ ፖርቶ ምስ ቼልሲ ተደልዲለን ኣለዋ።…

ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ኣምባሳደር ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርት ፌዴሪኢ ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ኣምባሳደር ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያ ሃንስ ሄንሪክ ሎንድኪስት ተዛቲየን። እቶም መራሕቲ፥ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖረት ዘሎዉ ፀገማት ንምፍታሕ፣ ዕድላት ንምጥቃም ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ከምኡ ውን…