Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ብልዑል ብርኪ እናወሰኸ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ሕዚ እውን ብልዑል ብርኪ እናወሰኸ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ዝነበረ ዓቕሚ ምትሓዝ እቲ ቫይረስን ቁፅሪ በቲ ቫይረስ ዝተሓዙ ሰባትን እናወሰኸ ከምዝኾነ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ተዛሪበን።…

ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ራብዓይ ኣደራዳሪ ኣካል ከኣቱ ዝቐርብ ሕቶ ትርጉም ዘይብሉ ኢዩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ሰለስተኣዊ ድርድር ኣብ ዘይተዛዘመሉ እዋን ራብዓይ ኣደራዳሪ ኣካል ከኣቱ ዝቐርብ ሕቶ ትርጉም ዘይብሉ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቐቓል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ዘሃቡዎ መግለፂ፥…

ኢዜማ ማኒፌስቶ መረፅኡ ንህዝቢ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ዜጋታት ኢትዮጵያ ንማሕበራዊ ፍትሒ (ኢዜማ) ማኒፌስቶ መረፅኡ ንህዝቢ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ማኒፌስቶ ንምድላው ንዘሓለፉ 2 ዓመታት ትኹረት ተገይሩ ከምዝተሰርሐ ተገሊፁ፡፡ ኣብ ድሕንነት ሃገር ከምኡ እው ኣብ ፖለቲካ፣ ኢኮኖሚን ማሕበራዊን…

ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓማውቲ ማእኸላይ ፅዕንቶ ልቓሕ ናብ ዘለወን ሃገራት ናብ ምስራዕ ይስራሕ ኣሎ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓማውቲ ማእኸላይ ፅዕንቶ ልቓሕ ናብ ዘለወን ሃገራት ናብ ምስራዕ እናተሰርሐ ምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኣብ 2010 ዓ.ም ልዑል ፅዕንቶ ልቓሕ ካብ ዘለወን ሃገራት ተሰሪዓ ከምዝነበረት ዝገለፁ እቶም…

ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ኮሪያን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 32 ሚሊየን ዶላር ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ኮሪያን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 32 ሚሊየን ዶላር ከቲመን። ኣብቲ ሰነድ ሰምምዕነት ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ወይዘሮ ያስሚን ዎሃብረቢን ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ኮሪያ ዶንግ ሆ ኪምን ክታሞም…

ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ናይ ዘሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ምንቅስቓስ ልምዓት መሰረት ዝገበረ ኢዩ -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ናይ ዘሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ምንቅስቓስ ልምዓት መሰረት ዝገበረ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት መበል 11 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ…

312 ዜጋታት  ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)312 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት  ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ…

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ፍሪያቱ ንዕዳጋ ምቕራብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽኒያት ምኽባር ሕጊ ንዝሓለፉ 4 ኣዋርሕ ስራሕ ደው ኣቢሉ ዝነበረ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ፍሪያቱ ንዕዳጋ ምቕራብ ከምዝጀመረ ሚኒስትር ንግድን ኢንዱስትሪን ኣየተ መላኩ ኣለበል ኣፍሊጦም። እዚ ድማ ንምምሕያሽ ዋጋ ስሚንቶ እወንታዊ ግደ ኣለዎ…

ኣሜሪካ ንእግሪ ምትካል ክልል ትግራይ ኣድላዪ ደገፍ ከምእትገብር ኣምባሳደር ጊታ ፔቲ ኣፍሊጠን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንእግሪ ምትካል ክልል ትግራይ ኣድላዪ ደገፍ ከምእትገብር ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፔቲ ኣፍሊጠን። እተን ኣምባሳደር ምስ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ተዛቲየን። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ…

ኣብ ገፀር ንዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ዕድል ትምህርቲ ንምምዕርራይን ፐለቲካዊ ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ንምዕባይን ሓገዝ ምግባር ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ብመርበብ ሓበሬታ ተሓጊዙ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒሰስትራት ሰላምን ፀፅታ ሕብረት ኣፍሪካ ተሳቲፎም፡፡ እቲ ኣኼባ፥ “ደቂ ኣንስትዮ ንሰላም፣ ባህሊን ተሳታፋይነትን ኣብ…