Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ቀዳማይ ምዕራፍ ኳዕቲ ጉድጓድ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ሃፋ ቱሉሞዬ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ኣሩሲ ከባቢ ኢተያ ዝተጀመረ ቀዳማይ ምዕራፍ ኳዕቲ ጉድጓድ ህንፀት ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ሃፋ ከርሰ ምድሪ ቱሉሞዬ ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ። እቲ ፕሮጀክት 150 ሜጋዋት ሓይሊ ንምርካብ ኣብ ክልተ ምዕራፋት ይካየድ ከምዘሎ ተሓቢሩ።…

ካብ ዝሓለፈ ናይ ሓባር ታሪክና ዝወረስናዮም ዝተዛብዑ ርክባት ብምምዕርራይ ሓደ ናይ ፖለቲካን ኢኮኖሚን ማሕበረሰብ ምህናፅ ትፅቢት ይግበረና- ፕ/ት ሳህለወርቅ…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ካብ ዝሓለፈ ናይ ሓባር ታሪክና ዝወረስናዮም ዝተዛብዑ ርክባት ብምምዕርራይ ሓደ ናይ ፖለቲካን ኢኮኖሚን ማሕበረሰብ ምህናፅ ትፅቢት ይግበረና ኢለን። እተን ፕሬዚዳንት ምምሕዳር ወሰን፣ መንነትን ባዕልኻ ንባዕልኻ…

ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝተፈጠረ ሰላምን ምርግጋዕን ዘላቒ ንክኸውን ነበርቲ ምስ ሓይሊ ፀፅታ ብምትሕብባር ይሰርሑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝተፈጠረ ሰላምን ምርግጋዕን ዘላቒ ንክኸውን ነበርቲ ምስ ሓይሊ ፀፅታ ብምትሕብባር ይሰርሑ ከምዘለዉ ተገሊፁ። እቶም ነበርቲ ኣብ ልዕሊ ጁንታ ህወሓት ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ድሕሪ ምክያዱ እታ ከተማ ናብ ሰለማዊ ምንቅስቓስ…

ቀዳማይ ጉባኤ ኢንቨሰትመንት ትራንስፖርት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ጉባኤ ኢንቨሰትመንት ትራንስፖርት ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ኢትዮጵያ ንመጀመሪያ ግዘ ዝካየድ ዘሎ እንትኸውን፥ ሚኒስቴር ትራንስፖረት ምስ ዘዳለዎ መሪሕ ትልሚ 10 ዓመት ብምጥዕዓም ዝካየድ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ጉባኤ ፕሬዚዳንት…

ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ሕጋዊ ሰብነት ንኽህልዎ ልዝብ ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ሕጋዊ ሰብነት ሃሊዩዎ ናፃን ዘይሻራዊን ትካል ኮይኑ ንኽንቀሳቐስ ልዝብ ይገብር ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ኣፈፃፅማ ፀብፃቡ ከምኡ እውን ኣብ ምምሕያሽ ረቂቕ ሰነድ ቃል ኪዳን እቲ ሓበራዊ ቤት ምኽሪን…

ዘፈር ቱሪዝም ብዲጂታል ቴክኖሎጂ ንምዝማን ዘኸእል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሚኒስቴር ባህልን ቱሪዝምን ዘፈር ቱሪዝም ብዲጂታል ቴክኖሎጂ ንምዝማን ዘኸእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብረሃም በላይን ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንግድብ ህዳሰ ዝኸውን ዕድጊት ቦንድ ብር 200 ሚሊየን ፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝኸውን ዕድጊት ቦንድ ብር 200 ሚሊየን ፈፂሙ። እቲ ባንኪ ዕድጊት ቦንድ ፈፂሙ ዘሎ፥ ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያን መተሓባበሪ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ተሳትፎ ህዝቢ ግድብን ብምትሕብባር ኣብ ዝተሰናድአ…

እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ ጉዳይና ኣብ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ይረአየልና ክብሉ ስምዕታ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ ጉዳይና ኣብ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ይረአየልና ክብሉ ስምዕታ ኣቕሪቦም። እቲ ስምዕታ ሎሚ መዓልቲ ናብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል መጋባእያ ምድብ ኣራዳ ቀሪቦም ኢዩ። ኣብ መጋባእያ ዝተረኸቡ ጉጅለ ላእለዋይ ዓቃቢ…

ቦርድ መረፃ መመዝገቢ ናውቲ መረፃ ናብ ክልላት መረፃ ምክፍፋል ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ቦርድ መረፃ መመዝገቢ ናውቲ መረፃ ናብ ክልላት መረፃ ምክፍፋል ምጅማሩ ገሊፁ። እቲ ቦርድ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ኣብ ኩለን ክልላት መረፃ ምዝገባ ዝግበረሎም ናውቲ ዝሓዙ ሰማያዊ ሳንዱቓት ምጉዕዓዝ ጀሚሩ ኣሎ። ብመሰረት እዚ…

ኣባል ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኮይኑ ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ሰባት መጥቃዕቲ ዝፈፀመ ብሕጊ ክሕተት ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዘበን ስራሕ 6ይ ዓመት መበል 11 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣካይዱ። ኣብቲ ስሩዕ ጉባኤ ዝተረኸቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ እዋናዊ ኩነታት ሰላምን…