Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ሰሜን ኮሪያ ክልተ ባላስቲክ ሚሳኤል ናብ ባሕሪ ጃፖን ተኲሳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮርያ ክልተ ባላስቲክ ሚሳኤል ናብ ባሕሪ ጃፓን ቶኵሳ ክብላ ኣመሪካን ጃፓንን ሓቢረን ከሲሰንኣ። እታ ሃገር ኣቐዲማ ዝኾነ ፈተነ ባላስቲክ ሚሳኤል ከይትገብር ብሕቡራት ሃገራት ምእጋዳ ይዝከር። ስለዝኾነ ጃፓንን ደቡብ ኮሪያን ነቲ ብሰሜን…

ኣብ ክሊ መበገሲን መፍትሒ ሓሳባትን ምንሃር ናብራ ዘተኮረ ሃገራዊ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ክሊ መበገሲን መፍትሒ ሓሳባትን ምንሃር ናብራ ዘተኮረ ሃገራዊ መድረኽ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ መበገሲን መፍትሒ ሓሳባትን ምንሃር ናብራ ዘድሃቡ መፅናዕታዊ ፅሑፋት ይቐርቡ ኣለዉ። ብምስክር ስናፍቅ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰን ተተሓሓዝቲ ጉዳያትን ኣድሂቦም ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ኣምባሳደር ዶናልድ ቡዝ ዝተመርሐ ልኹ ተዛቲዮም። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ፥ ኣብ ጉዳይ ሰለስተኣዊ ድርደድር ግድብ…

ኣፍሪካን ሩሲያን ባህላዊ ርክበን ዳግም ብምህናፅ ሕውነተን ከጠናኽራ ይግባእ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካን ሩሲያን ባህላዊ ርክበን ዳግም ብምህናፅ ሕውነተን ከጠናኽራ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር “ባህሊ ሩሲያ ኣፍሪካ ዳግም ምህናፅ” ብዝብል መሪሕ ቃል ብኢንተርኔት ኣብ…

ብሄራዊ ኩዕሶ እግሪ ዋሊያ ኣብ ልዕሊ ማዳጋስካር 4 ንባዶ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ምስ ማጋዳስካር ኣብ ዝገበሮ ፀወታ  ምፅራይ ዋንጫ ኣፍሪካ  4 ንባዶ ተዓዊቱ። ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፥ ኣብ መበል 19 ደቒቓ ምስ መረበብ ማዳጋስካር ዝተራኸበት ፈላመይቲ ሸቶ ኣማኑኤል…

295 ዜጋታት ካብ ሱዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)295 ዜጋታት ካብ ሱዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ…

ኢትዮጵያ ነጠብጣብ ንጥረ ነገር ብነፋሪት ብምንዛሕ ደበና ከምዘዝነበት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ሕፅረት ዝናብን ማይ ከርሰ ምድሪን ንምታሕ ጎዳጎዲ ካብ ምኹዓት ጀሚሩ ክሳብ ደበና ምዝናብ ዝበፅሕ ዝተፈላለዩ ኣማራፅታት ከምዝጥቀማ ሚኒስቴር ኢንፎርሜሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ። ደበና ምዝናብ ዝተለመደ ርካቦት ሳይንስ ምዃኑ ብምግላፅ፥…

ኣምባሳደር ሙሉ ሰለሞን ንኣባላት ፓርላማ ጀርመን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መብርሂ ሂበን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጀርመን ሙሉ ሰለሞን ንኣባላት ኮሚቴ ምትሕብባር ኢኮኖሚን ልምዓትን ፓርላማ ጀርመን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መብርሂ ሂበን። እተን ኣምባሳደር ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ፣ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ…

ብኣፈፀምቲ ኣካላት ዝበፅሑ ምምሕዳራዊ በደላት መፍትሒ ንክረኽቡ ኣብ ምግባር ፀገማት የጋጥምዎ ከምዘለዉ ትካል ሓባሲ ንብዓት ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሱናት ኣፈፀምቲ ኣካላት ኣብ ለዕሊ ዜጋታት ዘበፅሕዎ ምምሕዳራዊ በደላት ንምስትኽኻል ዝተቐመጡ መፍትሒታት ንክረኽቡ ተግባራዊ ኣብ ምግባር ፀገማት የጋጥምዎ ከምዘለዉ ትካል ሓባሲ ንብዓት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል መሪሕ ትልሚ 10 ዓመት…

ዶ/ር ሊያ ታደሰ እዋናዊ ኩነታት ኮቪድ 19 ብዝምልከት ምስ ኣቦታት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ እዋናዊ ኩነታት ኮቪድ 19 ብዝምልከት ምስ ኣቦታት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ተዛቲየን ኮቪድ 19 ከም ሃገር ዝኸፍአ ጉድኣት የብፅሕ ከምዘሎ ብምግላፅ፥ ብፍላይ ቁፅሪ ብፅኑዕ ዝሓመሙ ሰባት ብምውስኹ እዛ ሃገር ብፅኑዕ…