Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ሃረር ኣምሪሐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ሃረር ኣምሪሑ። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ድሬዳዋ እንትበፅሑ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ወይዘሮ ሚስራ ኣብደላን  …

ኣብ ሃገርና ዝመፅአ ለውጢ ልዑል ግደ መናእሰይ ዝተርኣየሉ ኢዩ- ም/ከንቲባ ወ/ሮ ኣዳነሽ ኣበቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገርና ዝመፅአ ለውጢ ልዑል ግደ መናእሰይ ዝተርኣየሉ ከምዝኾነ ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነሽ ኣበቤ ገሊፀን። እተን ምክትል ከንቲባ ሎሚ መዓልቲ ምስ መናእሰይ ኣብ ዝገበርኡ መድረኽ ዘተ፥ መንእሰይ ብፃዕሩ ዘምፅኦ ለውጢ…

ክልላት ደቡብ፣ ሶማሌን ዓፋርን ደገፍ ንዝደሊዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ትግራይ ዝውዕል 53 ሚሊየን ብርን ናውቲን ደገፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ክልላት ደቡብ፣ ሶማሌን ዓፋርን ደገፍ ንዝደሊዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ትግራይ ዝውዕል 53 ሚሊየን ብርን ናውቲን ደገፍ ገይሮም። ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው መንግስቲን ህዝብን እቲ ክልል ኣብ ቀዳማይ ዙር ካብ ዝገበሮ ደገፍ…

ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠሙ ሓደጋታት ባርዕ ሓዊ ልዕሊ ብር 6 ሚሊየን ዝግመት ንብረት ዓኒዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠሙ ሽዱሽተ ሓደጋታት ባርዕ ሓዊ ልዕሊ ብር 6 ሚሊየን ዝግመት ንብረት ምዕናዉ ኮሚሽን ባርዕ ሓዊን ኣመራርሓ ስራሕን ስግኣትን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ብዝተገበረ ልዑል ርብርብ ልዕሊ ብር 800 ሚሊየን…

ሓፈሻዊ ኣኼባ ፌዴሬሽን ስፖርት ዩኒቨርሲቲታት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ኣኼባ ፌዴሬሽን ስፖርት ዩኒቨርሲቲታት ኣፍሪካ “ሰፖርት ዩኒቨርስቲ ዓለም ንምቕያር” ብዝብል መሪሕ ቓል ብኣሰናዳእነት ዩኒቨርሲቲ ሜትሮ ፖሊታንት ኮተቤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ…

እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ “ዳይና ካብ መዝገብና ይለዓል” ብዝብል ዘቕረቡዎ ሕቶ ተነፂጉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ “ዳይና ካብ መዝገብና ይለዓል” ብዝብል ዘቕረቡዎ ሕቶ ተነፂጉ። እቶም ተጠርጠርቲ ኣብ ዘሓለፈ ሰሙን እዋን ቆፀሮ ጉዳዮም ዝተመልከቱ ዳይና ሚዛናዊ ኮይኖም ጉዳይና ስለዘይሪኡልና ካብ መዝገብና ይለዓሉልና ክብሉ መመልከቲ…

ዩኒሴፍ ኣብ ትግራይ ንዘለዎ ተመዛበልቲ 2 ሚሊየን ዶላር ብምስላዕ ዝተፈላለዩ ሓገዛት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል መድሕን ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ) ኣብ ትግራይ ንዘለዎ ተመዛበልቲ 2 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ብምስላዕ ዝተፈላለዩ ሓገዛት ይገብር ከምዘሎ ገሊፁ። እቲ ትካል ኣብ ትግራይ ዝተገበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ብዘጋጠመ ቅልውላው…

ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ምንካዩ ፋኦ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ምንካዩ ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኢትዮጵያን ኬንያን ሓዊሱ ኣብቲ ዞባ ዝናብ ዘይምሕላዉ እቲ ዕስለ ንኽንኪ ምኽንያት ከምዝኾነ ገሊፁ፡፡ ኣብቲ ከባቢ…

ኢትዮጵያን ኤርትራን ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ንምጅማር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኤርትራን ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ዳግም ንምጅማር ምስምዕምዐን ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብርሃም በላይ ተዛሪቦም። ቀዳማይ  ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኤረትራ ዝገበርዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ናብ ኣዲስ…

መንግስቲ ኤርትራ ወትሃደራቱ ካብ ዶብ ኢትዮጵያ ንምውፃእ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኤርትራ ወትሃደራቱ ካብ ዶብ ኢትዮጵያ ንምውፃእ ተስማዕሚዑ። ኣብ ኤርትራ ዑደት እናገረበሩ ዝርከቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብዝገበሩዎ ልዝብ ኢዮም ኣብ ስምምዕነት በፂሖም ዘላዉ። ብምዃኑ…