Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣብ መንጎ ግምባር ሓድነት ናፅነት ኦሮሞን ቦርድ ምርጫን እንትረአ ዝፀንሐ ክትዕ ቤት ፍርዲ ውሳነ ተዋሂቡዎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መንጎ ግምባር ሓድነት ናፅነት ኦሮሞን ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያን እንትረአ ዝፀንሐ ክትዕ ቤት ፍርዲ ውሳነ ተዋሂቡዎ። እቲ ውሳነ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል መበል ካልኣይ መጋባእያ ጉዳያት ምርጫ እንትኸውን፥ ብወገን ቦርድ ምርጫ እቲ…

ምልባዕ ኮቪድ 19 ንምክልኻል ዝወፅአ መምርሒ ተግባራዊ ምዃን ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምልባዕ ኮቪድ 19 ንምክልኻል ዝወፅአ መምርሒ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ተግባራዊ ኮይኑ። ሚኒስቴር ጥዕናን ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራልን ዕለተ ቀዳም ብመሰረት ዝሃብዎ ጋዜጣወዊ መግለፂ፥ ምልባዕ ኮቪድ 19 ንምክልኻል ኣብ ልዕሊ ምንቅስቓስን ማሕበራዊ…

ሓምሻይ ምዕራፍ ፕሮግራም ልማታዊ ሴፍቲኔት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምሻይ ምዕራፍ ፕሮግራም ልማታዊ ሴፍቲኔት ዕላዊ ኮይኑ። ብብርኪ ሃገር ኣብ ልዕሊ 408 ወረዳታት ዝነብሩ ለዕሊ 8 ሚሊየን ዜጋታት በልምዓታዊ ሴፍቲኔት ተረባሕቲ ኢዮም። እቲ ፕሮግራም ድኽነት ብምቕናስን ውሕስነት ምግቢ ብምርግጋፅን ብመንፅር…

ውፅኢት ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ሎሚ መዓልቲ ወይ ፅባሕ ዕላዊ ክግበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ 20 ጋቢት፣ 2013 ዓም (ኤፍቢሲ)ውፅኢት ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ሎሚ መዓልቲ ወይ ፅባሕ ዕላዊ ከምዝግበር ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ጌታሁን መኩሪያ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ እርማት ፈተና ስለ ዝተዛዘመ ውፅኢቱ ዕላዊ ክኸውን ኢዩ።…

ኣብ ክሊ ፅንሰ ሓሳብ ፌዴራሊዝን ዘድሃበ ስልጠና ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ክሊ ፅንሰ ሓሳብ ፌዴራሊዝን ዘድሃበ ስልጠና ኣብ ጅግጅጋ ይህብ ኣሎ። እቲ ስልጠና 18 ክሳብ 20 መጋቢት ዝወሃብ ዘሎ እንትኸውን፥ በቢበርኩ ንዘለዉ ኣመራርሓ ናይ ኣሰልጠንቲ ስልጠና ኢዩ ዝወሃብ ዘሎ ኢዩ ተባሂሉ። እቶም…

ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ኣወሃህባ ግልጋሎት ትራንስፖርት ተዓዚበን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበበ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓታት እታ ከተማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ኣወሃህባ ግልጋሎት ትራንስፖርት ተዘዋዊሮም ተዓዚቦም። እቶም ኣመራርሓታት ኣገልግሎት እናተፀበዩ ዝርከቡ ነበርቲ፣…

400 ሜትሮ ዝንውሓታ መትረብ ስዊዝ ን1 ሰሙን ዓፂያ ዝነበረት መርከብ ምንቅስቓስ ጀሚራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መትረብ ስዊዝ ንሓደ ሰሙን ዓፂያ ዝነበረት ዘ ኤቨር ጊቨን ዝተብሃለት ዓባይ መርከብ ምንቅስቓስ ምጅማራ ተሓቢሩ። 400 ሜትሮ ዝንውሓታ ከምዘለዋ ዝተገለፀት ፀዓኒት ኣቑሑት ዓባይ መርከበብ፥ ካብ ዝነበረትሉ ኩነታት 80 ሚኢታዊ ተመዓራሪያ ምንቅስቓስ…

መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ኮማንደር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ንኣፍሪካ ኢሉ እውን ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ኦሎምፒክ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ኣብ ባርሴሎና በዓልቲ ዋና ፈላማይ  መዳሊያ ወርቂ  ባለቤት ንዝኾነት ኮማንደር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ።  ኣብቲ ስነ ስርዓት…

ዝሐሸ ፅሬት ዘለዎ ኣገልግሎት ንዘሃቡ 10 ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት መንግስቲ ፌዴራል ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ሽልማት ፅሬት ኢትዮጵያ ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ፌዴሪኢ ብምዃን ዘሰናድኦ መዛዘሚ መደብ ፍሉይ ውድድር ፅሬት ኣገልግሎት ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ከይዲ ኣወሃህባ ፅሬቶም ተመዚኑ ዝሐሸ ኣገልግሎት ንዘሃቡ 10 ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት…

ብልዕሊ ብር 5 ቢሊየን ወፃኢ ዝተገበረሉ ፋብሪካ ዘይቲ ደብሊውኤ ፈተነ ፍርያት ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ደብረ ማርቆስ  ብበዓል ሃፍቲ ወርቁ ኣይተነው ዝተሃነፀን ልዕሊ ብር 5 ቢሊየን ወፃኢ ዝተገበረሉን ፋብሪካ ዘይቲ ደብሊውኤ ፈተነ ፍርያት ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣገኘሁ ተሸገርን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓታት…