Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ብሕብረት ኣፍሪካ ኣቢሉ ዝካየድ ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ኣብ መወዳእታ እዚ ሰሚን ክቕፅል ኢዩ – ዶክተር ስለሺ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ብሕብረት ኣፍሪካ ኣቢሉ ዝካየድ ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ኣብ መወዳእታ እዚ ሰሚን ከምዝቕፅል ኣፍሊጦም። እቲ ድርድር ብኣደራዳሪነት ሓዳሽ ኣዶ መንበር እቲ ሕብረት ብዝኾነት…

ፓርቲ ባልደራስ ንሓቀኛ ዴሞክራሲ ማኒፎስቶ መረፅኡ ኣፋሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ፓርቲ ባልደራስ ንሓቀኛ ዴሞክራሲ መርሃ ግብሪ ምፍላጥ ማኒፎስቶ መረፃ ኣካይዱ። እቲ ፓርቲ፥ ኣብ ዝቕፅል መረፃ ዝዕወት እንተኾይኑ ምምሕያ ዝገብረሎም ኣማራፂታት ፖሊሲ ዕላዊ ገይሩ። ባልደራስ ንሓቀኛ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ብኣብዛሓ ድምፂ እንተስዒሩ…

ሊግ ደቂ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣድስ ኣበባ ልገሳ ደም ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊግ ደቂ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣድስ ኣበባ ደመይ ንወገነይ ብዝብል መሪሕ ቃል ልገሳ ደም ኣካይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ 500 ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ኣባላት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ደም ለጊሰን፡፡ ፕሬዚዳንት እቲ ሊግ ወይዘሮ መልኬ…

ኣብ ትግራይ እንህቦ ኣገልግሎት ብዝተማልአ መገዲ ንምጅማር ይስራሕ ኣሎ- ዶ/ር ሙሉ ነጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ትግራይ እንህቦም ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ብዝተማልአ መገዲ ንምጅማር ዘኽእሉ ስራሕቲ ይስርሑ ኣለዉ ክብሉ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ሙሉ ነጋ ኣፍሊጦም። ዶክተር ሙሉ መስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም…

ኩባኒያ ስዑድ ዓረብ ዝኾነ ዲዘርት ቴክኖሎጂ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሓይሊ ፀሓይ ክዋፈር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኩባኒያ ስዑድ ዓረብ ዝኾነ ዲዘርት ቴክኖሎጂ ኣብ ኢትዮጵያ ብሓይሊ ፀሓይ ዝሰርሑ መሳርሒታት ናይ ምፍራይ ድሌት ከምዘለዎ ኣፍሊጡ። ኣመራርሓታት እቲ ኩባኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ኢትዮጵያ ኣብ ኢንቨስትመንት ዝሕደስ ሓይሊ ኣድሂቦም…

ሕቡራት ዒሚረታት ዓረብ ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድሊዮም ዜጋታት ዝኸውን ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቡራት ዒሚረታት ዓረብ ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድሊዮም ዜጋታት ዝኸውን 46 ሜትሪክ ቶን ምግቢን ቀረብ ሕክምናን ብሓገዝ ኣበርኪታ። ኣምባሳደር ሕቡራት ዒሚረታት ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ መሓመድ ሳሌም ኣል ራሺዲ ሕቡራት ዒሚረታት…

ኢትዮ-ቴሌኮም ኣብ ሰሜን ምዕራብ ሪጅን ኣገልግሎት ኢንተርኔት ራብዓይ ትውልዲ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ኣብ ሰሜን ምዕራብ ሪጅን ኣገልግሎት ኢንተርኔት ራብዓይ ትውልዲ (4ጂ) ኤል.ቲ.ሲ ጀሚሩ። እቶም ኣገልግሎት ዝተጀመረለን ከተማታት ባህርዳር ሓዊሱ ፍኖተሰላም፣ ዳንግላ፣ እንጅባራ፣ ቡሬ፣ ደብረማርቆስን ቻግኒን ኢየን። እቲ ዝተጀመረ…

ኣብ መዝገብ እኒ ሜጀር ጄኔራል ገብረመድህን ፍቃዴ ዘይቀረቡ ተኸሰስቲ ፖሊስ ንከቕርብ ተለዋጢ ቆፀሮ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዝገብ እኒ ሜጀር ጄኔራል ገብረመድህን ፍቃዴ ዘይቀረቡ ተኸሰስቲ ፖሊስ ንከቕርብ ተለዋጢ ቆፀሮ ተዋሂቡ። ነቲ ተለዋጢ ቆፀሮ ዝሃበ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል መበል ሳልሳይ መጋባእያ ገበን ፀረ ሽብርን ሕገ መንግስታዊ ጉዳያትን ልደታ ምድብ…

ኣብ ብራዚል ኣብ ወርሒ መጋቢት ጥራሕ ልዕሊ 60 ሺሕ ሰባት ብምኽንያት ኮቪድ19 ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ብራዚል ኣብ ወርሒ መጋቢት ጥራሕ ልዕሊ 60 ሺሕ ሰባት ብምኽንያት ኮቪድ19 ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እዚ ምስ ዝሓለፈ ወርሒ እንትነፃፀር ብዕፅፊ ወሲኹ ተባሂሉ፡፡ ፕሬዚዳንት ብራዚል ጆይር ቦልሶናሮ፥ እቲ ለበዳ ኣብ ምክልኻል ብምኽንያት…

ኣብ ኩሉ ቦታ ንዝበፅሐ መጥቃዕቲ መንግስታት ክልልን ፌዴራልን ብምውዳድ ስጉምቲ ይውሰዱ ምህላዎም ቀ/ሚ ኣቢይ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኩሉ ቦታ ንዝበፅሐ መጥቃዕቲ መንግስታት ክልልን ፌዴራልን ብምውዳድ ስጉምቲ እናወሰዱ ምዃኖም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ዝበፅሐ መጥቃዕቲ…