Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብሓዊ ዝተፈተኑ ሃርበኛታት ልምዓት ኢዮም-ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብሓዊ ዝተፈተኑ ሃርበኛታት ልምዓት ኢዮም ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ኣተሓባባሪ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ህዝባዊ ተሳትፎ እቲ ግድብ ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ለውጢ ደሕሪ ምጅማራ መነግስቲ…

ብፍሉይ ቀመም ዝደረቐ ሬሳ ጥንታውያን መራሕቲ ግብፂ ኣብ ጎደናታት ካይሮ ንምርኢት ክቐርብ’ዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፃውያን ኣስከሬናት ጥንታውያን መራሕቶም ንምርኣይ ንጎደናታት ከተማ ካይሮ ከዕለቕልቑ ትፅቢት ከምዝግበር ተገሊፁ። እቶም 22 ብመድረቒ ንነዊሕ ዘበናት ኣስከሬኖም ከይፈረሰ ክፀንሕ ዝተገበሩ መራሕቲ፡ 18 ንጉሳትን 4 ንግስቲታትን እየን። ናብ…

ጣሊያን ለበዳ ኮቪድ 19 ንምዕጋት ዝዓለመ ገደብ ምንቅስቓስ ኣዊጃ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያን ንሳልሳይ ግዘ ዝጋፋሕ ዘሎ ለበዳ ኮቪድ 19 ንምዕጋት ዝዓለመ ፅኑዕ ገደብ ምንቅስቓስ ኣዊጃ። ኣብታ ሃገር በቢመዓልቱ ብማእኸላይ 20 ሺሕ ሰባት በቲ ቫይረስ ከምዝልከፉ ተገሊፁ። ስለዝኾነ ኣብ ኩለን ግዝኣታት ጣሊያን ብሰንኪ እቲ ለበዳ…

ልዕሊ 53 ነጥቢ 7 ሚልየን ብር ግምት ዋጋ ዘለዎም ናውቲ ኮንትሮባንድ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 53 ነጥቢ 7 ሚልየን ብር ግምት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑ ኮንትሮባንድ ካብ ውሽጢ ዓዲ ክወፁን ካብ ካልእ ሃገር ንውሽጢ ዓዲ ክኣትው ክብሉ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ከምዝተትሓዙ ሚኒስትር እቶት ኣፍሊጡ። እቲ ናውቲ ኮንትሮባንድ የጎዓዕዛ ዝነበራ 35…

ደበና ናይ ምዝናብ ቴክኖሎጂ ግብርና ብምድጋፍ ጎጆታት ኢትዮጵያ መብራህቲ ንክረኽባ ዝሕግዝ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደበና ናይ ምዝናብ ቴክኖሎጂ ግብርና ብምድጋፍ ጎጆታት ኢትዮጵያ መብራህቲ ንክረኽባ ዝሕግዝ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ደበና ናይ ምዝናብ ቴክኖሎጂ መፋለጢ መድረኽ ኣብ ኣብዘርቫቶሪ እንጦጦ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ…

ጋዜጠኛ ከተማ ሃይለማርያም ካብዚ ዓለም ብሞት  ተፈሊዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋዜጠኛ ኢቢሲ ከተማ ሃይለማርያም ካብዚ ዓለም ብሞት  ተፈሊዩ እቲ ጋዜጠኛ ኣብ ፓሪዮ ኢትዮጵያን ኤፍ ኤም ኣዲስ 97 ነጥቢ 1ን ንነዊሕ ዓማውቲ ኣገልጊሉ ኢዩ። ጋዜጠኛ ከተማ ሃይለማርያም ብዘጋጠሞ ሕማም ሕክምና ክከታተል ድሕሪ ምፅናሕ ናብ…

337 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)337 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ትማሊ ተመሊሶም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ። ተወካሊ…

ሚኒስቴር ጥዕና መንግስቲ ካብ ባንኪ ኤግዚም ብዝተገበረ ስምምዕነት ቀሊል ልቓሕ ዝተገዝኡ ናውቲታት ሕክምና ተረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሚኒስቴር ጥዕና መንግስቲ ኢትዮጵያ መስ ባንኪ ኤግዚም ብዝገበሮ ብዝተናውሐ እዋን ዝኽፈል ስምምዕነት ቀሊል ልቓሕ 30 ሚሊየን ዶላር ዝተገዝኡ ናውቲታት ሕክምና ከምዝተረከበ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ እቶም ናውቲታት ሕክምና ለበዳ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብ1 ነጥቢ 6 ቢሊየን ወፃኢ ዝህነፅ ሓዱሽ ህንፀት ፕሮጀክት መገዲ ብዕሊ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ መገዲታት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ክሳብ ጎሮ ዘሎ ሓዱሽ ህንፀት ፕሮጀክት መገዲ ብ1 ነጥቢ 6 ቢሊየን ወፃኢ ስራሕቲ ህንፀቱ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ኣጀሚሩ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምጅማር እቲ ፕሮጀክት፥ ምክትል…

ምስ ህወሓት ብምውዳድ ልኡኽቶ ፈፂሞም ዝተብሃሉ ሽዱሽተ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻን ክልል ትግራይ ናብ ቤት ህንፀት ቂሊንጦ ክወርዱ ተኣዚዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምስ ህወሓት ብምውዳድ ልኡኽቶ ኣብ ምፍፃም እናሃለዉ ተታሒዞም ዝተብሃሉ ሽዱሽተ ተጠርጠርቲ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻን ክልል ትግራይ ናብ ቤት ህንፀት ቂሊንጦ ክወርዱ ቤት ፍርዲ ኣዚዙ። ወደ ቂሊንጦ ማረሚያቤት እንዲወርዱ የታዘዙት ሻምበል ጻዲቅ…