Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣብ ህንዲ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ልዕሊ 100 ሺሕ ሰባት ብኮቪድ 19 ተለኺፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ል 103 ሺሕ 558 ሰባት ብኮቪድ 19 ከምዝተለኸፉ ሚኒስቴር ጥዕና እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብዚ ሐዚ እዋን ካብ ኣሜሪካን ብራዚልን ቀፂሉ እቲ ለበዳ ብዝኸፍአ ኩነታት ዝተላበዐላ ሳልሰይቲ ሃገር ኮይና…

ጉባኤ ዩኒቨርሲቲታት ኢጋድ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ዩኒቨርሲቲታት በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ክካየድ ኢዩ። እቲ ጉባኤ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ቀፃልነት ንዘለዎ ምዕባለ ሃገር ዘበርክቱዎ ኣስተዋፅኦዝድህሰሰሉን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ንሰለስተ ሓለፍቲ ስራሕ ሽመት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንሰለስተ ሓለፍቲ ስራሕ ሽመት ሂቦም፡፡ ብመሰረት እዚ፦ መሐመድ ኢድሪስ መሐመድ - ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ብሮድካስት ኢትዮጵያ ዮናታን ተስፋዬ ረጋሳ - ምክትል ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ብሮድካስት…

ህቡብ ድምፃዊ ኣቤል ተስፋይ (ዘ ዊኬንድ) ኣብ ክልል ትግራይ ንሰብ ኣዊ ሓገዝ ዝውዕል 1 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትውልደ ኢትዮጵያዊ ህቡብ ዓለም ለኸ ድምፃዊ ኣቤል ተስፋይ (ዘ ዊኬንድ) ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ንሰብ ኣዊ ሓገዝ ዝውዕል 1 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይሩ። ኣቤል ተስፋይ ቅድሚ ሕዚ እውን ኣብ ኢትዮጵያ ብጥሜት ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝኸውን ሓገዝ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዘኽታማት፣ መናእሰይን ደቂ ኣንስትዮን መንበሪ ኣባይቲን መስሪሒ ሼዳትን ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ላፍቶ ኣብ ትሑት መነባብሮ ምዝርከቡ 85 ዘኽታማት መንበሪ ኣባይቲን ን770 መናእሰይን ደቂ ኣንስትዮን ተረባሕቲ ዝገብር 166 መስሪሒ ሼዳትን ኣረኪቡ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ዝተረኸባ…

ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ኣብ ንኡሽተይ መናሃርያ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከባቢ ኣውቶቢስ ተራ ብልምዲ ንኡሽተይ መናሃርያ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ። እቲ ሓደጋ ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ሰዓት ከምዘጋጠመ መሰኻኽር ዓይኒ ፀሪሑ ግዜኢ ፀብፂቡ። ኣብዚ ሕዚ እዋን…

ጉባኤ ዩኒቨርሲቲታት ኢጋድ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ዩኒቨርሲቲታት በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ክካየድ ኢዩ። እቲ ጉባኤ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ቀፃልነት ንዘለዎ ምዕባለ ሃገር ዘበርክቱዎ ኣስተዋፅኦዝድህሰሰሉን ካብ ኣባል…

መረፃ ሰላማዊ ብዝኾነ መልክዑ ንምክያድ በቢብርኩ ዘለዉ ኣመራርሓታት ክልል ብፍሉይ ትኹረት ክሰርሑ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ ሰላማዊ ብዝኾነ መልክዑ ንምክያድ በቢብርኩ ዘለዉ ኣመራርሓታት ክልል ብፍሉይ ትኹረት ክሰርሑ ከምዝግባእ ኮሚቴ ኣፈፃሚ ፀፅታ መረፃ ፌዴራል ኣተሓሳሲቡ። እቲ ኮሚቴ ክሳብ ሕዚ ዘሎ ከይዲ መረፃ ርኡይ ብፅሒት እንተየጋጠሞ ሰላማዊ…

ጋዜጠኛ ሰይፉ ኣለምሰገድ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽን ኢትጵያ እናሰርሐ ዝነበረ ጋዜጠኛ ሰይፉ ኣለምሰገድ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። ጋዜጠኛ ሰይፉ ኣለምሰገድ ብዘሓደሮ ሕማም ክትትል ሕክምና እናገበረ ፀኒሑ ኢዩ ትማሊ ኣብ 46 ዕድሚኡ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ።…

ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ብዛዕባ ክልል ትግራይ ኣመልኪተን ዘውፀአኦ መግለፂ ሓቂ ዘየገናዘበ ኢዩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ወፃኢ ኣባል ሃገራት ጉጅለ ሸውዓተ (ጂ7) ብዛዕባ ክልል ትግራይ ኣመልኪተን ዘውፀአኦ መግለፂ መንግስቲ እናወሰዶ ዝርከብ ስጉምቲ ዘየገናዘበ ምዃኑ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ትማሊ ምሸት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥…