Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ንፍሉይ ተወካሉ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ዞባዊ ጉዳያትን ኣድሂቦም መብርሂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ንፍሉይ ተወካሊ ዋና ፀሓፊን ሓላፊ ልኡኽ ዝተዋደደ ሓገዝ ስግግር ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ሱዳንን ቮልኬር ፕርተኸስ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ዞባዊ ጉዳያትን…

ሱዳን ኣብ ዳርፉር 40 ሰባት ምቕታሎም ስዒቡ ኣብቲ ዞባ ኣዋጅ እቶ እቶ ኣዊጃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምዕራብ ሱዳን ኣብ እትርከብ ዞባ ዳርፉር ብዓሌታዊ ጎንጺ 40 ሰባት ድሕሪ ምሟቶም ኣሽሓት ሰባት ካብ ቤት ንብረቶም ድሕሪ ምዝንባሎምን ሱዳን ኣብቲ ዞባ ኣዋጅ እቶ እቶ ከምዝኣወጀት ኣፍሊጣ። በቲ ብቀዳም ኣብ ከተማ ኢል ጀነይና ኣብ ሞንጎ ጉጅለ…

ሰሜን ኮሪያ ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ ከምዘይትሳተፍ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ሎሚዘበን ኣብ ዝካየድ ኦሎምፒክ ቶክዮ ከምዘይትሳተፍ ኣፍሊጣ። እታ ሃገር፥ ኣትሌታታ ብኮቪድ-19 ጉድኣት ንከይበፅሖም ንምክልኻል ዓሊማ ነዚ ውሳነ ከምዝወሰነት ኢያ ገሊፃ። ሰሜን ኮርያ ዛጊት ኣብ ሃገራ ዋላ ሓደ ሰብ ብቫይረስኮሮና…

ኮሚሽን ጉሙሩክ ሰራሕተኛታት እቲ ጉምሩክን ኣባላት ፖሊስ ፌዴራልን ኣብ ቁፅፀር ኣውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉሙሩክ ምስ ፖሊስ ፌዴራል ብምትሕብባር ንልዕሊ ሰለስተ ኣዋርሕ ብዝተገበረ ወፍሪ ናውቲ ኮንትሮባንድ፣ ኣዘዋወርቲን ተሓባበርቲን ኣብ ቁፅፀር ከምዘውዓሉ ኣፍሊጦም። ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉሙሩክ ኣይተ ደበሌ ቀበታ ናውቲ ኮንትሮባንድ፣ ኣዘዋወርቲን…

350 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)350 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ትማሊ ተመሊሶም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ። ተወካሊ…

ካብ ኣመራርሓታት ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ልኡኽቶ ተቐቢሎም ሰሪሖም ዝተብሃሉ ተጠርጣሪ ዘቕረቡ መቃወሚ ተነፂጉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣብ ስራሕቲ ሕርሻ ዝተዋፈሩ በዓል ሃፍቲ ኣይተ ኣለም ደስታ ሃየሎም ዘቕረቡዎ መቃወሚ ክሲ ተነፂጉ። እቲ መቃወሚ ክሲ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ምድብ ልደታ 2ይ ጉዳያት ገበን ፀረ ግብረ ሽበራን ሕገመንግስታዊን ኢዩ ነፂጉዎ።…

ኣብ ወርሒ ሚያዚያ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ. ቢ.ሲ ) ኣብ ወርሒ ሚያዚያ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ኣውሮፕላን ከይሓወሰ ችርቻሮ ፍሪያት ካልኦት ዓይነታት ነዳዲ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ፥ ዋጋ ነዳዲ ኣውሮፕላን ኣብ ወርሒ ሚያዚያ 43…

ኣብ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ዝዝክር መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)”ትኽእሊ ኢኺ-ብፈተና ዝተሃነፀ መንነት ንለውጢ ዝምቹ ስብእና ይህነፅ!” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ግደ፣ ዓቕሚን ኣብነታወነትን ደቂ ኣንስትዮ ዝዝክር ሃገር ለኸ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ…

ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ምስ ኢንስቲትዩት ሪሶርስ ወርልድ ሓቢሩ ንምስራሕ ሰነድ መረዳድኢ ስምምዕነት ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ምስ ኢንስቲትዩት ሪሶርስ ወርልድ ምስ ኢኮኖሚያዊ ምዕባለ ከምኡ እውን ለውጢ ከባቢ ኣየር ተተሓሒዙ ኣብ ለውጢ ትካልን ህንፀት ዓቕሚን ሓቢሮም ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ መረዳድኢ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ስምምዕነት ዋና…

ኢትዮጵያ ሃፍቲታት ተፈጥሮኣ ኣልሚዓ ናይ ምጥቃም መሰል ኣለዋ – ፕሮፌሰር ተስፋየ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሉዓላዊ ግዝኣታ ዝርከብ ሃፍቲ ተፈጥሮ ኣልሚዓ ናይ ምጥቃም ሙሉእ መሰል ከምዘለዋ መምህርን ተመራማሪን ማእኸል መፅናዕቲ ኣፍሪካን ጂኦፖለቲካን ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ፕሮፌሰር ተስፋየ ታደሰ ኣፍሊጡ። ኣብ ሩባ ኣባይ ዝተፈላለዩ…