Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

መበል 50 ኢዮቤልዩ ወርቂ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 50 ኢዮቤልዩ ወርቂ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ናይ መፃረዪ ውድድራት ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana ድረ ገፅና…

ቤት ፍርዲ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ኣመራርሓታት ባልደራስ ቦርድ መረፃ ዝሃቦ ውሳነ ክፀንዕ ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ፍርዲ ኣቦ መንበር ፓርቲ ባልደራስ እስክንድር ነጋ ሓዊሱ ቤት ፍርዲ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ኣመራርሓታት ኣብ ዝቕፅል መረፃ ክወዳደሩ የብሎምን ኢሉ ቦርድ መረፃ ዝሃቦ ውሳነ ክፀንዕ ወሲኑ። እቲ ውሳነ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል 1ይ መጋባእያ…

ሓበሬታ ፌስቡክ ካብ ሞንጎ ዝተጠለፈሎም ሰባት ልዕሊ 12 ሺሕ ናይ ኢትዮጵያውያን ኣካውንታት ይርከቡዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ .ቢ.ሲ)ብጠለፍቲ መርበብ ሓበሬታ ካብ ሞንጎ ዝተጠለፈሎም 533 ሚሊየን ተጠቀምቲ ፌስቡክ እቶም ልዕሊ 12 ሺሕ ኣብ ኢትዮጵያ መሰረቶም ዝገበሩ ኣካውንታት ፌስቡክ ይርከቡዎም ተባሂሉ። ጠለፍቲ ሓበሬታ ካብ ፌስቡክ ዝሰረቑዎ ሓበሬታ ውልቀሰባት ኣብ ህዝባዊ…

ላዕለዎት ኣመራርሓ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያን ኣምሓራን ኣብ ክሊ ሰላምን ልምዓትን ይላዘቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያን ኣምሓራን ኣብ ክሊ ሰላምን ልምዓትን ይላዘቡ ኣለዉ። ኣብቲ መደረኽ ዘተ ኣብ ክልቲአን ክልላት ብተደጋጋሚ ዘጋጥሙ ፀገማት ሰላምን ፀፅታን ተዋዲድካ ንምክልኻልን ብሓባር ንምስራሕን ኣብ ዘኽእል…

ኤጀንሲ ማእኸላዊ ስታትስቲክስ ናህሪ ዋጋ ወርሒ መጋቢት 20 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ወሰኽ ከምዘርኣየ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤጀንሲ ማእኸላዊ ስታትስቲክስ ሓፈሻዊ ናህሪ ዋጋ ወርሒ መጋቢት ምስ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር 20 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ወሰኽ ከምዘርኣየ ገሊፁ። ኣብ ኣእኻል ዝተርኣየ ወሰኽ ኣብ ዋጋ ምግቢ ወሰኽ ንክህሊ ከምዘኽኣለ ተገሊፁ።…

ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም ሸቕሊ ኣልቦነት ንምፍታሕ ምስ ዝተፈላለዩ ትካላት ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም ሸቕሊ ኣልቦ ንምፍታሕ ምስ ዝተፈላለዩ ትካላት ይስራሕ ከምዘሎ ኮሚሽን ፈጠራ ዕድል ስራሕ ፌዴራል ገሊፁ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ንጉሱ ጥላሁን ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ን1 ነጥቢ 6 ሚሊዮን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ…

ኣፍሪካ ንኽታበት ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል 12 ቢሊየን ዶላር ከምዘድሊያ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ንኽታበት ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል 12 ቢሊየን ዶላር ከምዘድሊያ ባንኪ ዓለም ገሊፁ። ከም ፀብፃብ ባንኪ ዓለም እንተኾይኑ፥ እቲ ገንዘብ እኹል ክታበት ቫይረስ ኮሮና ንመዕዳግን ንምክፍፋልን ዝውዕል ኢዩ፡፡ ብኻሊእ መዳይ ኣባል ሃገራት ጉጅለ…

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ን12 ሙሁራት መዓርግ ፕሮፌሰርነት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ ኣመራርሓ ስራሕ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ን12 ሙሁራት መዓርግ ሙሉእ ፕሮፌሰርነት ሂቡ። እቲ ዩኒቨርሲቲ መዓርግ ፕሮፌሰርነት ዝሃቦም ሙሁራት፥ ኣብ ምምሃር ምስትምሃር፣ መፅናዕቲን ምርምርን፣ ኣብ ውሽጢ እቲ ዩኒቨርሲቲ ብዘለዎም ኣገልግሎት ከምኡ…

ዓቃቢ ሕጊ ኣብ እኒ ጃዋር መሓመድ ብዕፁው መጋባእያ መሰኻኽር ከስምዕ ኢሉ ዘቕረቦ ሕቶ ተነፂጉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቃቢ ሕጊ ኣብ እኒ ጃዋር መሓመድ ብዕፁው መጋባእያ መሰኻኽር ከስምዕ ኢሉ ዘቕረቦ ሕቶ ተነፂጉ። ዓቃቢ ሕጊ ኣብ ዝሓለፈ ቆፀሮ ብመሰረት ኣዋጅ ሓለዋ መሰኻኽር ንድሕንነት መሰኻኽር እንትበሃል “መሰኻኽረይ ኣብ ድሕሪ መጋረዲን ኣብ ዕፁው መጋባእያን…

ማረት ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ትግራይ ንዝርከቡ 80 ሽሕ ተመዛበልቲ ዝኸውን ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ረድኤት ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለን ሽረእንዳስላሰን ንዝርከቡ 80 ሺሕ ተመዛበልቲ ዝውዕል ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዘቕረበት ኣፍሊጣ። እታ ማሕበር ኣብ ትግራይ ብዘሎ ኩነታት ምኽንያት በቢመዓልቲ ናተን ከተማታት ተመዛበልቲ እናኣተዉ ከምዝርከቡ ገሊፃ።…