Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ግብፅን ሱዳንን ንሕብረት ኣፍሪካ ዝተውሃበ ሓላፍነት ዘናእስ ፈተነ ምግባረን ተቐባልነት ኣይብሉን-ኢንጂነር ስለሺ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፅን ሱዳንን ንሕብረት ኣፍሪካ ዝተውሃበ ሓላፍነት ዘናእስ ፈተነ ምግባረን ተቐባልነት ኣይብሉን ክብሉ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጅን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኪንሻሳ ብዛዕባ…

ዝረአ ዘሎ ምውሳኽ ቁፅሪ ብኮቪድ 19 ዝተለኸፉ ሰባት ኣገልግሎት ጥዕና ክሽከሞ ካብ ዝኽእል ንላዕሊ ኢዩ-ማሕበራት ሰብ ሞያ ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ማሕበራት ሰብ ሞያ ጥዕና  ቁፅሪ ብኮቪድ 19 ዝተለኸፉ ሰባት ምውሳኹ ኣገልግሎት ጥዕና ክሽከሞ ካብ ዝኽእል ንላዕሊ ከመዝኸውን ዘርእይ ኢዩ ከብሉ ገሊፆም። እቶም ሰብ ሞያ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ቁፅሪ በቲ ቫይረስ ዝተሓዙ ሰባትን ናብ ፅኑዕ ከፍሊ…

መምርሒታት ኮቪድ 19 ዝጠሓሱ ሓደሽቲ ሩዋንዳውያን መርዑት ኣብ ደገ ክሓድሩ ተገዲዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መምርሒታት ኮሮናቫይረስ ጥሒስኩም ዝተባህሉ ሓደሽቲ ሩዋንዳውያን መርዑት፡ ስድርኦምን ዘሰንይዎም ዝነበሩ ዕዱማትን ብምልኦም ኣብታ መዓልቲ መርዓ ኣብ ስታድዮም ክሓድሩ ተገዲዶም። ኩነታት እዞም መርዑት፣ ስድራን ኣጋይሽን ዕላዊ ምስኮነ፡ ሓያል ተቓውሞታት…

ኣብ ብራዚል ብሰንኪ ቫይረስኮሮና ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ልዕሊ 4 ሺሕ ሰባት ሞይቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብራዚል ብሰንኪ ቫይረስኮሮና ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት ልዕሊ 4 ሺሕ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ስለዝኾነ እቲ ለበዳ ካብ ዝጅምር ኣብታ ሃገር ዝልዓለ ቁፅሪ ኮይኑ ተመዝጊቡ'ሎ። እቲ ቀንዲ ጠንቂ ሓድሽ ዓይነት ቫይረስ ኣብታ ሃገር ብብዝሒ…

ኣብ እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ ምስክር ቅድመ ምርመራ ዓቃቤ ሕጊ ንምስማዕ ዝተትሓዘ ቆፀሮ እንተይተሰምዐ ተኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ ምስክር ቅድመ ምርመራ ዓቃቤ ሕጊ ንምስማዕ ዝተትሓዘ ቆፀሮ እንተይተሰምዐ ተኣጊዱ። እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋ ኣብ ከይዲ ምስማዕ ምስክር ቅድመ ምርመራ ብዝምልከት ናብ ላዕለዋይ ቤት ይርዲ “ይግባይ” ምባሎም ይዝከር። ነዚ…

ስነ ሰርዓት ምውፃእ ዕጫ ድልድል ሰዓት ኣየርን ዓምዲ ጋዜጣን ምልዕዓል ምርጫ ፓርቲታት ፖለቲካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ ሰርዓት ምውፃእ ዕጫ ድልድል ሰዓት ኣየርን ዓምዲ ጋዜጣን ምልዕዓል ምርጫ ፓርቲታት ፖለቲካ ይሳለጥ ኣሎ። ስነ ሰርዓት ምውፃእ ዕጫ ድልድል ሰዓት ኣየርን ዓምዲ ጋዜጣን ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ መክያዱ እቶም ፓርቲታት ፖለቲካ ምልዕዓል ምርጫ ካብ…

ኢትዮጵያ ፍትሓዊን ምኽንያታዊን ዝኾነ መሰል ምጥቃም ማይ ኣባይ ዝኽልክል ዝኾነ ይኹን ዓይነት ስምምዕነት ኣይትፍርምን – ሚኒስቴር ማይ፣ መሰኖን…

ኣዲስ አኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)- ኣብ ኮንጎ ኪንሻሳ ብዛዕባ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝግበር ድርድር ዝቕፅለሉ ኩነታት ብዝምልከት ንምዝታይ ሚንስትር ጉዳያት ወፃኢን ምንስቴራት ማይን ብሓባር ብምዃነወ ዝተገበረ ኣኽባ ግብፅን ሱዳንን  ዕንቅፋት ኮይነን ክብል ሚኒስቴር ማይ፣…

ፕሬዝደንት ሳህለወርቅ ኣብ ምውሳኽ  ሓደጋ ለውጢ ከባቢ ኣየርን ለበዳ ኮቪድ-19  ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ተሳቲፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዝደንት ሳህለወርቅ ኣብ ምውሳኽ  ሓደጋ ለውጢ ከባቢ ኣየርን ለበዳ ኮቪድ-19  ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ተሳቲፈን። ኣብቲ ብኢንተርኔት ዝተገበረ ዘተ፥ መራሕቲ 30 ሃገራት፣ ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ትካላትን ሚኒስትራትን ተረኺቦም። ፕሬዝደንት ሣህለ…

ጉጅለ ሰብ ሃፍቲ ቱኒዚያ ኣብ ዝተፈላለዩ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ሰብ ሃፍቲ ቱኒዚያ ኣብ ከባቢ ኣዲስ ኣበባ ዝርከበቡ ዝተፈላለዩ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዑደት ኣካይዶም። እቲ ጉጅለ፥ ኣብ ፓርክታት ዓለባ፣ ኣፋውስን ኣይሲቲን ኢዩ ተዘዋዊሩ ተዓዚቡ ዘሎ፡፡ ኣብ ቀፃሊ ድማ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ተዋፊሮም…

ኣብ ዘሓለፉ ኣዋርሕ ዓዳጋ ወርቂ ካብ 20 ክሳብ 29 ሚኢታዊ ወሰኽ ዋጋ ስለዝተገበረ ዝሐሸ ኣታዊ ተረኺቡ – ሚኒሰስቴር መዓድንን ነዳዲን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ (ፀሊም ዕዳጋ) ዝሽየጥ ወርቂ ንምትራፍ ኣብ ዘሓለፉ ኣዋርሕ ዓዳጋ ወርቂ ካብ 20 ክሳብ 29 ሚኢታዊ ወሰኽ ዋጋ ስለዝተገበረ ዝሐሸ ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒሰስቴር መዓድንን ነዳዲን ኣፍሊጡ። ተጠባባቒ ዳይሬክተር መረጋገፂ ብቕዓት…