Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ጆ ባይደን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ዝኾኑ ጃክ ሱሊቫን ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ክልል ትግራይ እናተመሓየሸ ብዛዕባ ዘሎ ኩነታት ነቶም ኣማኻሪ ድሕንነት…

ዝተጀመረ ጉዕዞ ለውጢ ኣብ ጫፍ ንምብፃሕ ኩሉ ተሓባቢሩን ተሓጋጊዙን ክሰርሕ ይግባእ – ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋየ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዝተጀመረ ጉዕዞ ለውጢ ኣብ ጫፍ ንምብፃሕ ኩሉ ተሓባቢሩን ተሓጋጊዙን ክሰርሕ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ሚኒስትር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋየ ገሊፀን። ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋየ ‹‹ምትሕብባር ሲቪል ማሕበራት መንግስትን ውልቂ ትካላትን…

ንኣዋርሕ ካብ ኣገልግሎት ወፃእ ኮይኑ ዝፀንሐ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተከዘ ሎሚመዓልቲ ስርሑ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ንኣዋርሕ ካብ ኣገልግሎት ወፃእ ኮይኑ ዝፀንሐ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተከዘ ሎሚመዓልቲ ስርሑ ከምዝጀመረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ጣብያ ምስ ብሄራዊ ሓይሊ ቋት ዝራኸበሉ መስመር ብምቁራፁ ምኽኒያት ሓይሊ ናይ ምፍልፋል ስርሑ ደው…

ተረፍመረፍ ጁንታ ናብ ሕጊ ናይ ምቕራብ ስራሕ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ- ሜ/ጀ መሐመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ጁንታ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ዘብፅሖ መጥቃዕቲ ስዒቡ ዝተገበረ ምኽባር ሕጊ እንተተዛዘመ እውን ተረፍመረፍ እቲ ጁንታ ናብ ሕጊ ናይ ምቕራብ ስራሕ ተጠናኺሩ ይቕፅል ከምዘሎ ዋና ዳይሬክተር ኢንዶክትሪኔሽን ምክልኻል…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ  ብሚኒስትር ጉዳይት ወፃኢ ፊንላንድ ምስ ዝምራሕ ጉጀለ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ብሚኒስትር ጉዳይት ወፃኢ ፊንላንድ ፔካ ሀቪስቶ ምስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲየን። መራሒ እቲ ጉጅለ ልኡኽ ፔካ ሀቪስቶ፥ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ ሓገዝን ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰልን ከምኡ…

ኢዜማ 138 ሸቶታት ዝሓዘ ሰነድ ቃል ኪዳን ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢዜማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ንዝካየድ መረፃ 138 ሕፁያት ምቕራቡን ሰነድ መረፃ ቃል ኪዳን ሰነድ ምድላውን ኣፍሊጡ። መራሒ ኢዜማ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ብደረጃ ኣዲስ ኣበባ ዝተዳለዉ ሰነድ መረፃ ቃል ኪዳን ዕላዊ ኣብ ዝገበርሉ…

ትካል ገንዘብ ዓለም ኣብ 2021 ኢኮኖሚ ዓለም ምዕባለ ከምዘርእይ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ገንዘብ ዓለም ኣብ 2021 ኢኮኖሚ ዓለም ምዕባለ ከምዘርእይ ገሊፁ። ከም ኣቆፃፅራ አዳውሮፓውያን ኣብ 2020 ኢኮኖሚ ዓለም ብሰንኪ ኮቪድ 19 ናብ ኣሉታ  3 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ወሪዱ ምንባሩ ይዝከር። ይኹን እንበር እቲ ትካል ዕላዊ ኣብ…

301 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)301 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ። ተወካሊ…

 ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ንልዕሊ 7 ሚሊየን ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብሩ ፕሮጀክትታት ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ንልዕሊ 7 ሚሊየን ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብሩ ፕሮጀክትታት ሓገዝ ዕላዊ ገይራ። ኣብዚ ዓመት ብሰንኪ ዘጋጠሙ ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ሓደጋታት ንፀገም ንዝተቓልዑ ዜጋታት ንምድጋፍን ዕላዊ ምግቢ ንምቕራብን ዝሕግዝ…

ሕብረት ኣውሮፓ ንኣባል ሃገራት ኢጋድ ዝኸውን ናውቲታት ሕክምና ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ንኣባል ሃገራት ኢጋድ ዝኸውን ናውቲታት ሕክምና ደገፍ ገይሩ። ካብ እቶም ናውቲታት ሕከምና፥ 3 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሰርጂካል ማስክ፣ 24 ኣምቡላንስን ተንቀሳቓሲ መመርመሪ ላቦራቶሪን ከምኡውን መመርመሪ ኮቪድ 19ን…