Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ህንፀት ፕሮጀክት መፈለፈሊ ሓይሊ ኤሌትሪክ ኮይሻ 40 ሚኢታዊ ምብፅሑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌትሪክ ኮይሻ 40 ሚኢታዊ ምብፅሑ ተገሊፁ። ካብ ዓብይ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ቀፂሉ ኣብ ኢትዮጵያ እቲ ዝዓበየ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌትሪክ ዝኮነ ፕሮጀክት ሓይሊ ኤሌትሪክ ኮይሻ፥ ከይዲ ህንፀቱ 40 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ…

ሩሲያ ኣቑሑ ንእትፅዕን ነፋሪት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብክልል ኣየር ሳይቤሪያ ንክትበርር ፍቓድ ሂባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣቑሑ ንእትፅዕን ነፋሪት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብክልል ኣየር ሳይቤሪያ ንክትበርር ፍቓድ ከምዝሃበት ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ ገሊፁ። ሰብ መዚ መገዲ ኣየር ክልቲአን ሃገራት ብመሰረት ዝገበርዎ ስምምዕነት እቲ በረራ ከምዝተፈቐደ ተሓቢሩ።…

ምልክት መረፃ ህዝበ ውሳነ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ምልክት መረፃ ህዝበ ውሳነ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ገይሩ። ምስ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ብሓባር ዝካየድ መረፃ፥ ምልክት መረፃ ህዝበ ውሳነ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ እውን ቀፂሉ ኣብ ዝረአ ምስሊ ከምዝኾነ እቲ ቦርድ…

ሲቪክ ማሕበራት መረፃ ሰላማዊ ኮይኑ ንኽዛዘም ናይ ባዕሎም ግደ ክፃወቱ ከምዝግበኦም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሲቪክ ማሕበራት መረፃ ሰላማዊ ኮይኑ ንኽዛዘም ናይ ባዕሎም ግደ ክፃወቱ ከምዝግባእ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ክልል ሲዳማ ኣይተ ማቶ ማሩ ገሊፆም። ድሕሪ ለውጢ ካብ ሞንጎ ዝተሰርሑ ብዙሓት ስራሕቲ ሓደ ግደ ሲቪክ ማሕበራት ክብ ንኽብል ንምግባር ከምዝኾነ…

ዩ ኤስ ኣይ ዲ ንክልል ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ዝውዕል ተወሳኺ 152 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ(ዩ ኤስ ኣይ ዲ) ንክልል ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ዝውዕል ተወሳኺ 152 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ እቲ ትካል ኣብ ቀረባ እዋን ንትግራይ ንዝገበሮ ደገፍ ናብ 305 ሚሊየን ዶላር ክብ ዘብሎ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ ለይቲ ብዘጋጠሙ ሓደጋታት ባርዕ ሓዊ ልዕሊ ብር 7 ሚሊየን ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ናውቲ ዓኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ ለይቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዘጋጠሙ ሓደጋታት ባርዕ ሓዊ ብር 7 ሚሊየን 550 ሺሕ ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ናውቲ ምዕናዉ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋ ስግኣት ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። መራሒ…

ፎረም ቢዝነስ ኢትዮጵያን ዩክሬንን ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ቢዝነስ ኢትዮጵያን ዩክሬንን ብበየነ መረብ ተሳሊጡ። በዓልቲ ሙሉእ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጀርመንን ዩክሬንን ሙሉ ሰለሞን፥ ኢትዮጵያ ቡና ፣ ዕምበባ ፣ ጥረምረ፣ ዘይቲ፣ ቆርበትን ውፅኢት ቆርበትን ናብ ዩክሬን ናይ ምልኣኽ ዓቕሚ ከምዘለዋ…

ሰነድ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ናብ ህዝቢ ክውዛዕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ዘዳለዎ ሰነድ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ኣብ ዝቕፀል ሰሙን ናብ ህዝቢ ክውዛዕ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ትልሚ ብቀንዱ ብድረ-ገፅ እቲ ኮሚሽን ኣቢሉ ንህዝቢ ዕላዊ ከምዝግበር ድማ ተሓቢሩ። ብተወሳኺ ብመልክዕ መፅሓፍ ዝተሰናድአ…

ኢንፎርሜሽን ኮሙዩኒኬሽን ቴክኖሎጂ ድልየት ምዕባለ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዕላዊ ካብ ዝኾነሉ ሓደ ዓውዲ ኢዩ- ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንፎርሜሽን ኮሙዩኒኬሽን ቴክኖሎጂ ድልየት ምዕባለ ኢኮኖሚን ብልፅግናን ኢትዮጵያ ዕላዊ ካብ ዝኾነሉ ሓደ ዓውዲ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ኣፍሪካ ቴሌኮም ሪቪው ፃንሒት ገይሮም።…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ኣዶ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ቀረባ እዋን ምክትል ኣዶ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኮይነን ምስዝተመረፃ ዶክተር ሞኒክ ንሳንዛባጋንዋን ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ዘተኦም ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ…