Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ጃፓን ኣብ ፉኩሺማ ዝተበከለ ማይ ናብ ውቅያኖስ ንምስዳድ ዝቐረበ ትልሚ ኣፅዲቓ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጃፓን ኣብ ጣቢያ መብላዕልዒ ኒኩሌር ፉኩሺማ ዝተበከለ ማይ ናብ ውቅያኖስ ንምስዳድ ዝቐረበ ትልሚ ኣፅዲቓ። ኣብዚ ሕዚ እዋን እቲ ማይ ናብ ውቅያኖስ ንምስዳድ ዘኽእል ትልሚ ፈላማይ ተቐባልነት ዝረኸበ እንትኸውን፥ ሙሉእ ብሙሉእ ተግባራዊ ንምግባር ግን…

ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሙ ንኸዓቢ ዝሕግዙ መገዲታት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ክዓቢ ምግባር ብሕማም ከይንጥቃ ይሕግዘና። ሰብ ሞያታት ሕክምና፥ ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ንምዕባይ ካብ ኣመጋግባ ጀሚሩ ስሩዕ ዝኾነ ኣነባብራ ህይወት ክንክተል ከምዝግባእ ይምዕዱ። ኣመጋግባ…

ኣኼባ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ስፖርት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ስፖርት ኣብ ሆቴል ስካይ ላይት ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ድማ ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ኣካቢት እቲ ቤት ምኽሪን ዶክተር ሂሩት ካሳው፣ ኮሚሽነት ኮሚሽን ስፖርት ኣይተ ኤልያስ ሽኩር፣ ምክትል ኮሚሽነር ኣይተ ዱቤ ጅሉን…

እስካሁን በ70 ሺህ ግለሰቦች ላይ እንደተሞከረም ተሰምቷል፡፡

ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ደቒቕ ዓይኒ ብምርኣይ ኮቪድ19 ዝምርምር መተግበሪ ተሰሪሑ ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መሰረቱ ኣብ ጀርመን ዝገበረ ኩባኒያ ዓይኒ ፎቶ ብምልዓል /ስካን/ብምግባር ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ደቒቕ ኮቪድ-19 ዝምርምር መተግበሪ ሞባይል /ኣፕሊኬሽን ምስርሑ ኣፍሊጡ።…

ቤልጂየም ኣብ ትግራይ ደገፍ ንዘድሊዮም ወገናት ዝኸውን 4 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ሂባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤልጂየም ኣብ ትግራይ ደገፍ ንዘድሊዮም ወገናት ዝኸውን 4 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ከምዝሃበት ኣፍሊጣ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር፥ ኣብ ትግራይ ኣብዚ ሐዚ እዋን 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሰባት ሰብኣዊ ደገፍ ከምዘድሊዮም ገሊፁ። ብተወሳኺ ኣብ…

ኢትዮጵያን ጂቡቲን ኣብ መሰረተ ልምዓት መገዲ፣ ባቡርን ኣብ ኣገልግሎት ወደብን ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ድሌት ከምዘለወን ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጂቡቲን ኣብ መሰረተ ልምዓት መገዲ፣ ባቡርን ኣብ ኣገልግሎት ወደብን ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ድሌት ከምዘለወን ገሊፀን። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ብርሃኑ ፀጋየ ምስ ኣቦ መንበር በዓል መዚ ናፃ ዞባን ወደባትን ኣቡበክር ኦማር…

ኣብ ገምግም ባሕሪ ጅቡቲ ጀልባ ብምግምጣላ ብውሕዱ 39 ስደተኛታት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ገማግም ባሕሪ ጅቡቲ ሓንቲ ጃልባ ብምግምጣላ ብውሕዱ 39 ሰባት ከም ዝጥሓሉ ትካል ዓለምለኻዊ ፍልሰት (አይ.ኦ.ኤም) ኣፍሊጡ። እታ ጃልባ ብዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ትምራሕ ዝነበረት ምዃና ዝገለፀ እቲ ትካል፥ ኣብ የመን ዘሎ ኲናት ሰጊኦም ናብ…

ኣብ መከፋፈሊ ነዳዲ ዝረኣዩ ሪጋታት ንምትራፍ ይራሕ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣባባ፣ 4 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣብ ዝርከቡ መከፋፈሊ ነዳዲ ዝረኣዩ ሪጋታት ንምትራፍ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ብፍላይ ኣብ ኣዲስ ዝርከቡ መከፋፈሊ ነዳዲ እናተፈጠሩ ዝርከቡ ሪጋታት ኣመልኪቱ ምስ በዓል መዚ ምቁፅፃር…

ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ተሳትፎ ደቂ ኣንስት ንምርግጋፅ ዘኽእል ስልጠና ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ከይዲ መረፃ ተሳትፎ ደቂ ኣንስት ንምርግጋፅ ዘኽእል ናይ ሰለስተ መዓልቲ ስልጠና ሂቡ። ኣመራርሓ እቲ ቦርድ ዝኾና ብዙወርቅ ከተተ፥ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ንኹሉ ዛካተተ ንምግባር ብቦርድ መረፃ እናተሰርሑ ዝርከቡ…

ኣምባሳደር ሽብሩ ማሞ ምስ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኩባ ሽብሩ ማሞ ምስ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም፡፡ ኣምባሳደር ሽብሩ፥ ተቐማጥነቶም ኣብ ሃቫና ምስ ዝገበሩ ኣምባሳደራት ናይዚ እዋን ተለዋጢት ኣባል ሃገር ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝኾነት ህንዲ ማዱ ሲቲ፣…