Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዳይሬክተር ትካል ጥዕና ዓለም ኣብ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዳይሬክተር ትካል ጥዕና ዓለም ኣብ ኣፍሪካ ሞኤቲ ሺዲ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ኣብ ምክልኻልን እትገብሮ ዘላ ፃዕሪን ኣብ ኣፍሪካ ከትባት እቲ…

ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ ደገፍ ገንዘብ ትግራይ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ኣብ ዝርከባ 18 ከተማታት ፋይን ናይ ምውዳብ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ ደገፍ ገንዘብ ትግራይ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ኣብ ዝርከባ 18 ከተማታት ፋይን ናይ ምውዳብ ስራሕ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ነዚ ንምፍፃም ኤ.ኤች.ሲ ምስ ዝበሃል ኣማኻሪ ትካል…

ሱዳን ዶብ ኢትዮጵያ ብምውራር ሰላምን ድሕንነትን ቀርኒ ኣፍሪካ ንሓደጋ ኣሳጢሓ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣቦ መንበር ኢጋድ ሱዳን ዶብ ኢትዮጵያ ብምውራር ሰላምን ድሕንነትን ቀርኒ ኣፍሪካ ንሓደጋ ኣብ ዘሳጥሕ ተግባር ምውፋር ዘሕዝን ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ሱዳን ኣቦ መንበር ኢጋድ እኳ እንተኾነት መሬት ኢትዮጵያ ወሪራ፣…

ኣብ ማይካድራ ብዝተፈፀመ ገበን ተሳትፎ ኣለዎም ኣብ ልዕል ዝተብሃሉ ተጠርጠርቲ ዝተጀመረ ከይዲ ምስማዕ ምስክርነት ሎሚ መዓልቲ እውን ቀፂሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማይካድራ ብዝተፈፀመ ገበን ተሳትፎ ኣለዎም ኣብ ልዕል ዝተብሃሉ ተጠርጠርቲ ዝተጀመረ ከይዲ ምስማዕ ምስክርነት ሎሚ መዓልቲ እውን ቀፂሉ ኣሎ። ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣራዳ ምድብ መጋባእያ ዓቃቤ ሕጊ ትማሊ ካብ ዘቕረቦም 11 ምስክራት…

ኣብ ክሊ እታዎታት መቀነባበሪ ፍሪያታት ግብርና፣ ኣቕርቦትን ዕዳጋን ስርናይ ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ለምዓት እታዎታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ እታዎታት መቀነባበሪ ፍሪያታት ግብርና፣ ኣቕርቦትን ዕዳጋን ስርናይ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ልዝብ ተኻይዱ። እቲ ትካል ልምዓት እታዎት ኣቕራብን ደላዪን ንምርኻብ ትኹረት ብምሃብ ይሰርሕ ከምዘሎ…

ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ክሳብ ሐዚ ዘሎ ከይዲ ምርጫን ብፍላይ ድማ ምዝገባ መረፅቲ ብዝምልከትን ዘጋጠሙ ኩነታትን ብዝምለከት ትኩረት ከምዝገበረ ተሓቢሩ። ንምርጫ ኣድለይቲ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልዕል 8 ሺሕን 500 ማሕበራት ደለይቲ ሓባር ኣባይቲ ተመዝጊቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልዕል 8 ሺሕን 500 ማሕበራት ደለይቲ ሓባር ኣባይቲ ከመዝተመዝገቡ ቢሮ ልምዓት ኣባይቲን ምምሕዳርን እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ካብ ተረባሕቲ ዝመፅኡ ሕቶታት ምኽኒያት ብምግባር እቲ ምዝገባ ንተወሳኺ 10 መዓልታት ከምዝተናውሐ ተሓቢሩ።…

92 ኢትዮጵያውያን ካብ የመን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)92 ኢትዮጵያውያን ካብ የመን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣብ የመን ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዝዓለመ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኢሚግሬሽን ኤጀንሲ ወሳኒ ኹነትን…

ሰራዊት ኣሜሪካ ካብ ኣፍጋኒስታን 11 መስከረም ሙሉእ ንሙሉእ ከምዝወፅእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ኣፍጋኒስታን ዝርከብ ሰራዊታ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 11 መስከረም 2021 ካብታ ሃገር ጠቕሊሉ ከም ዝወፅእ ንምሕባር ትልሚ ሒዛ ከምዘላ ኣፍሊጣ። ብመሰረት ምምሕዳር ዶናልድ ትርምፕ ምስ ታሊባን ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝገበርዎ ስምምዕ፥…

ሰለስተኣዊ ኣኼባ ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ተቐማጥነቶም ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኣመባሳደራት ሃገራት ኣፍሪካ ገለፃ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንንን ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለን ሰለስተኣዊ ኣኼባ ግድብ ህዳሰ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስትራት ማይን ኣመልኪቶም ተቐማጥነቶም ኣዲስ ኣበባ…