Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣሜሪካ ኣብ ክልል ትግራይ ንግልጋሎት መፅለሊ ዝውዕል 1 ሺሕን 500 ሓገዝ ዝተጠቕለለ ፕላስቲክ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ክልል ትግራይ ንግልጋሎት መፅለሊ ዝውዕል 1 ሺሕን 500 ሓገዝ ዝተጠቕለለ ፕላስቲክ ምግባሩ ኣፍሊጡ። እቲ ፕላስቲክ ብዓለም ለኸ ትካል ፍልሰት ኣቢሉ ኣብ ናብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ዜጋታት ዝከፋፈል እንትኸውን፥ ኣምባሳደር…

ዜጋታት ካርድ መረፃ ወሲዶም ዴሞክራሲያዊ መሰሎም ክጥቀሙ ይግባእ – ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒትር

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ካርድ መረፃ ወሲዶም ዴሞክራሲያዊ መሰሎም ክጥቀሙ ከምዝግባእ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒትር ኣገንዚቡ። እቲ ቤት ፅሕፈት 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣመልኪቱ ጋዜጣዊ መግለፂ መግለፂ ኣውፂኡ። 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ወርሒ ገንበት 2013 ዓ.ም…

ህንፀት ፋብሪካ መፍረዪ ወርቂ ኩምሩክ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዝርከብ ህንፀት ፋብሪካ መፍረዪ ወርቂ ኩምሩክ ብዕሊ ከምዝመረ ተገሊፁ። ህንፀት እቲ ፋብሪካ ሚኒስቴር መዓድንን ኢነርጂን ኢንጂነር ታከለ ኡማን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰንን ብሓባር…

ኣምባሳደር ነቢል ማህዲ ምስ ተቐሳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሪክ ማቻር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣምባሳደር ነቢል ማህዲ ምስ ተቐሳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሪክ ማቻር ኣብ ክልተኣዊን ከባቢያዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ፅኑዕ መሰረት ዘዝተሃነፀ ከምዝኾነ ዝሓበሩ…

ኣሜሪካ ኣብ ዘፈር ጥዕና ኢትዮጵያ ዝውዕል ሓገዝ 20 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማማት ኣሜሪካ ኣብ ዘፈር ጥዕና ኢትዮጵያ ዝውዕል ሓገዝ 20 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ንኮቪድ19 ኣብ ዝግበር ማዕቐፍ ሓገዝን ድሕንነት ኢኮኖሚ እታ ሃገር ንምርግጋፅን ኣብ ዝትግበሩ ፕሮጀክታት…

ጋዜጠኛ ፍፁም ብርሃነን ጋዜጠኛ ታምራት የማነን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋዜጠኛ ትግራይ ሚዲያ ሃውስ ፍፁም ብርሃነን ዋና ኣዳላዊን ተወካሊ ኢትዮጵያን ዓይጋ ፎሮም ጋዜጠኛ ታምራት የማነን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ። ዋና ኣዛዚ 3ይ ሻለቃ ደረጄ ዴቢሳ ከምዝበሉዎ፥ ኣብ ትሕቲ ውዳበ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…

ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ሓይሊ ኒኩሌር ስምዕነት መረዳድኢ ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ፌዴሪኢን ኮርፖሬሽን ሓይሊ ኣቶሚክ ሩሲያን ኣብ ሓይሊ ኒኩሌር ስምዕነት መረዳድኢ ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ኣብ ሓይሊ ኒውክሌር ፅቡቕ ግንዛበ ማሕበረሰብ ንምዕባይን ስልጠና ንመሃብን ከምኡ እውን ክእለት ንምድንፋዕ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ጉጅለ ልኡኽ ፕሬዚዳንት ዚምባብዌ ኤመርሰን ምናንጋግዋ ተቐቢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብፕሬዚዳንት ዚምባብዌ ኤመርሰን ምናንጋግዋ ዘዝተለኣኸን ብኣምባሳደር ክዋሜ ታፒዋ ሙዛዋዚ ዝምራሕን ጉጅለ ልኡኽ ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም። እቶም ልኡኻት፥ ሕሉፍ ታሪኽ 500 ዓመት ትኽክለኛ ኣፍሪካ ንኽምዝገብ ሕብረት ኣፍሪካ…

ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ፖለቲካዊን ዓለም ለኻዊን ምግባር ንኹሉ ሰዓራይ ዝገብር ውፅኢት ኣየምፅእን ኣይተ ደመቀ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ድርድር ግድብ ህዳሰ ፖለቲካዊን ዓለም ለኻዊን ምግባር ዘይኮነስ መንፈስ ምትሕብባር፣ ምርድዳእን ምውሃድን ክኸውን ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ኤምባሲ ኢትዮጵያ…

ኣብ መላእ ዓለም ብምኽንያት ኮቪድ19 ክይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሪ 3 ሚሊየን በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ብምኽንያት ኮቪድ19 ክይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሪ 3 ሚሊየን በፂሑ። ብብርኪ ዓለም 139 ሚሊየን 710 ሺሕን 707 ሰባት በቲ ቫይረስ እንትተሓዙ፥ ሰለስተ ሚሊየን ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ፡፡ ብኻሊእ መዳይ 118 ሚሊየን…