Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ምትሕብባር ኢኮኖሚ ኢትዮጵያን ኩዌትን ንምጥንኻር ዘኽእል ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ኩዌት መዘነኦም ከሊፋ ሙሳዱ ሃማዳ ተዛቲዮም፡፡ ኣብዘተኦም ድማ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ቀፃሊ ብንግዲን ፍሰት መዋእለ ንዋይን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእላሎም ጉዳያት ዕዉት ልዝብ ከምዝገበሩ ካብ ሚኒስቴር ገንዘብ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ተሳተፍቲ ወፍሪ “1 ሚሊየን ናብ ውሽጢ ሃገር” ንኽኾኑ ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ተሳተፍቲ ወፍሪ “1 ሚሊየን ናብ ውሽጢ ሃገር” ንኽኾኑ ፀዊዖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፃውዒት፥ ሓዱሽ ዓመት…

ትውልደ ኢትዮጵያዊ ኦባላ ንፕረዚደንት ባይደን፤ ግብረ ራዕዲ ህውሓት ኣብ ኢትዮጵያ ዘልዐሎ ጎንፂ ብዙሓት ዜጋታት ንዝኸፍኣ ፀገም ምቅላዑ ሓቢሩ፡፡

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ዝተወለደን ኣብ ኣሜሪካ ሚኔሶታ ኦስቲን ኣባል ቤት ምኽሪ ዝኾነን ኦባላ፤ ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ኣብ ኣኼባ ጉዳይ መሰረተ ልምዓት ዘድሃበ ዘተ ገይሮም ምስ ወፁ ብኣካል ረኺቡ ኣዘራሪብዎም ፡፡ ኣብዚ እዋን ህውሓት ኣብ ኢትዮጵያ…

ድፋዓት ግምባር ሰይሮም ሑቐ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝሰበሩ ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ፣ ሚሊሻን ፋኖን ታሪኻዊት ከተማ ላስታ ላሊበላን ዓለም ለኸ…

ሰበር ዜና ድፋዓት ግምባር ሰይሮም ሑቐ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝሰበሩ ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ፣ ሚሊሻን ፋኖን ታሪኻዊት ከተማ ላስታ ላሊበላን ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ላሊበላን ተቖፃፂሮም። ብሓድጊ ዓለም ዝተመዝገቡ ውቑራት ኣቢያተ ክርስቲያናት ዝርከቡላ ከተማ ላሊበላን ዓለም…

ኣብ ጋሸናን ካልኦት ግምባራትን ዝተጎናፀፍናዮ ዓወት ሰዓራይነትና ቀረባ ምዃኑ ዘርኢ ኢዩ – ነበር ኣባላት ሰራዊት

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሎሚ መዓልቲ ኣብ ጋሸናን ካልኦት ግምባራትን ዝተጎናፀፍናዮ ዓወት ሰዓራይነትና ቀረባ ምዃኑ ዘርኢ ኢዩ” ክብሉ ነበር ኣባላት ሰራዊት ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩን ን22 ዓመታት ንነበር ሰራዊት ኢትዮጵያ ዘገልገሉ ሻለቃ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣበባ ፣ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ዑስማን ዲዮን ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ባንኪ ዓለም ኣብ ልምዓት ኢትዮጵያ ማሕለኻታት ብፍላይ…

መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ንምኽባር ምድላው ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ንምኽባር ምድላው ከምዝተዛዘመ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ከዲር ጁሃር ገሊፆም። እቶም ከንቲባ ብኣሰናሳእነት ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ “ሕውነታዊ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ…

ኣምባሳደር ሬድዋን ንሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣፍሪካ መብርሂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ንሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣፍሪካ መብርሂ ሂቦም። እቶም ሚኒስትር ዲኤታ ንሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ሴኔጋል፣ ዚምባብዌ፣ ካሜሩንን ኮቲዲቯርን ኢዮም ኣብ…

ናፃ ዝወፅኡ ከባቢታት ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ንኽኾኑ ዘተሓባብር ጉጅለ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናፃ ዝወፅኡ ከባቢታት ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ንኽኾኑ ዘተሓባብር ጉጅለ ከምዝተጣየሸ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ከምዝሓበሮ፥ ናፃ ኣብ ዝወፅኡ ከባቢታት እናተኸታተለ ፅገናን ዝዓነዉ…

ብሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ኩዌት ዑደት የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ኩዌት ዑደት የካይድ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኩዌት ሼኪ ሳባህ ካሃሊድ ኣልሃማድ ኣልሳባህ ነቲ ልኡኽ ኣብ ቤተ መንግስቶም ኣቀባብላ ገይሮምሉ፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣቀባብላ ሚኒስትር…