Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ብግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ኣብ 4 ክልላት 2 ሽሕን 921 ትካላት ጥዕና ዓንዮም ክብል ሚኒስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ኣብ 4 ክልላት 2 ሽሕን 921 ትካላት ጥዕና ዓንዮም ክብል ሚኒስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስተር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ምስ ዜና መፅሄት ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት ቴሌፎን፥ ኣብ…

“ግፍዒ ዝፈፀሙለይ ናይ ኢዶም የሃቦም ኢለ ንፈጣረ ገዲፈዮ ኢየ” – ብዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተደፈራ ፈላሲት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ግፍዒ ዝፈፀሙለይ ናይ ኢዶም የሃቦም ኢለ ንፈጣረ ገዲፈዮ ኢየ” ክብላ ብዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተደፈራ ጓ 70 ዓመት ፈላሲት ገሊፀን። ወራሪ ሓይሊ ህወሓት ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ኣብ ዝኣተወሎም ከባቢታትን ኣጋጣሚታትን ንዋታዊ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክል ዓፋር ብዘብፀሖ መጥቃዕቲ 759 ኣቢያተ ትምህርቲ ዓኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣርባዕተ ዞባታት ክልል ዓፋር ዝርከባ 21 ወረዳታት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዘብፀሖ መጥቃዕቲ 694 ኣቢያተ ትምህርቲ ብኽፋልን 65 ኣቢያተ ትምህርቲ ሙሉእ ቡሙሉእን ብሓፈሻ 759 ኣቢያተ ትምህርቲ ዓኒዮም። ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ዓፋር ዓሊ…

በቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ዝዓነዉ ትካላት ምስ ህዝቢ ናይ ምጥያሽ ስራሕ ክስራሕ ኢዩ – ደ/ር ይልቃል ከፋለ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ምስ ነበርቲ ከተማ ሰቆጣ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቦም መድረኽ ዘተ ኣካይዶም። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዝፈፀሞ ወራር ልዑል ጉድኣት ምብፅሑ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ይልቃል ከፋለ…

ኣብ ዋና ዋና ትልሚታት ማክሮ ኢኮኖሚ ፅቡቕ ኣፈፃፀም ከምዝተመዝገበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሓደሽቲ መሰረት ታክሲ ምስፋሕ፣ ጉድለት በጀት፣ ክትትል ፕሮጀክታት ሓዊሱ ኣብ ዋና ዋና ትልሚታት ማክሮ ኢኮኖሚ ፅቡቕ ኣፈፃፀም ከምዝተመዝገበ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ተዛሪበን። ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ 100 መዓልቲታት ሚኒስቴር…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ 3ይ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ተዛቲዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 3ይ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ተዛቲዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። ብመሰረት እዚ፡- እቲ ቤት ምኽሪ ፈለማ ዝተዛተየ ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ተወሳኺ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም መንግስቲ ፌዴራልን…

ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ ከባብታት መሊስካ ንምህናፅ ክፍጠር ዝኽእል ስእነት ስራሕ ብምትሕብባር ክቕረፍ ይግባእ – ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)”ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ ከባብታት መሊስካ ንምህናፅ ክፍጠር ዝኽእል ስእነት ስራሕ ብምትሕብባር ክቕረፍ ይግባእ” ክብሉ ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን ተዛሪቦም። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ኣብ ልዕሊ እቲ ዝተማሓየሸ ስትራቴጂ ልምዓት ኢንተርፕራይዛት…

ኩናት ኣብ ዝተካየደሎም ከባብታት ልዕሊ ብር 2 ነጥቢ 3 ቢልየን ኣታዊ ከምዘይተኣከበ ምኒስተር እቶት ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኩናት ኣብ ዝተካየደሎም ከባብታት ልዕሊ ብር 2 ነጥቢ 3 ቢልየን ኣታዊ ከምዘይተኣከበ ምኒስተር እቶት ኣፍሊጡ። ኣብ በጀት ዓመት 2014 ልዕሊ ብር 360 ሚልየን ኣታዊ ንምእካብ ተሊሙ ናብ ስራሕ ዝኣወ እቲ ቤት ዕዮ÷ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ እዚ…

ኣብ እዋን ሪፎርም ስርዓት ዴሞክራሲ ንምህናፅ ብዙሓት ስራሕቲ ተሰሪሖም ኢዮም ኣይተ ዛዲግ ኣብርሃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ እዋን ሪፎርም ስርዓት ዴሞክራሲ ንምህናፅ ብዙሓት ስራሕቲ ከምዝተሰርሑ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር መተሓባበሪ ማእኸል ስርዓት ህንፀት ዴሞክራሲ ኣይተ ዛዲግ ኣብርሃ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ፋና ቴሌቪዥን…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንኣዋጅ መጣየሺ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኣፅቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንኣዋጅ መጣየሺ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኣፅቑዎ። መጣየሺ ኣዋጅ እቲ ኮሚሽን ኣዋጅ ቁፅሪ 1265/2014፥ ብ13 ተቓውሞ፣ ብሓደ ድምፀ ተኣቅቦ ብኣብዝሓ ድምጺ ኢዩ ፀዲቑ። ብፍሬህይወት ሰፊው ከባቢኦም…