Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ትዋግኡ ዘለኹም ንግበረ ራዕዲ ጥራሕ ዘይኮነስ ገናሕቱ እውን ኢዩ – ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ትዋግኡ ዘለኹም ንግበረ ራዕዲ ጥራሕ ዘይኮነስ ገናሕቱ እውን ኢዩ” ክብሉ ኣብ ሚኒስቴር ምክልኻል ዋና መተሓባበሪ ስራሕቲ ህንፀት ሰራዊት ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ ገሊፆም። ሌተናል ጄነራል ባጫ ደበሌ ኣብ ግምባር ጭፍራ ተረኺቦም ንኣባላት ሰራዊት…

ንዝተወሰነ እዋን ትምህርቲ ተዓፂዩ ዝራእቲ ዘመትቲ ንኽእከብ ውሳነ ተመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ትምህርቲ ንወፍሪ ህልውና ደጀን ንኽኸውን ትምህርቲ ካልኣይ ብርኪ ካብ 27 ሕዳር ክሳብ 3 ታሕሳስ 2014 ዓ.ም ዕፁው ንኽኸውን ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ኣፍሊጦም። እቶም ሚኒስትር ዕላዊ ከምዝገበሩዎ፥ ትምህርቲ ኣብ…

ቻይናን ኣፍሪካን ኣብ ለውጢ ንብረት ኣየር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይናን ኣፍሪካን ኣብ ምክልኻል ለውጢ ንብረት ኣየር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም። ለውጢ ከባቢ ኣየር ብተፈጥሮኣዊ ስነ-ምህዳር ከምኡ እውን ኣብ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ዕቤት ልዑል ፅዕንቶ እናብፀሐ ከምዝኾነ ይዝረብ። ስለዝኾነ ድማ ኣብ ዳካር…

ከተማ ሸዋሮቢት ኣገልግሎት መብራህቲ ምርካብ ጀሚራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ናፃ ዝወፅአት ከተማ ሸዋሮቢት ኣገልግሎት መብራህቲ ምርካብ ከምዝጀመረት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ክልል ኣምሓራ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ናፃ ኣብ ዝወፅኡ ከባቢታት ህፁፅ ፅገና እናገበረ ከምዝኾነ መካየዲ ስራሕ ክፍሊ ርክብ ህዝቢ…

ኣብ ግምባር ምብራቕን ምዕራብን ዝተረኸበ ዓወት ኣብ ማእኸል ሃገር ከምዝድገም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግምባር ምብራቕን ምዕራብን ዝተረኸበ ዓወት ኣብ ማእኸል ሃገር ከምዝድገም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝበሉ፥ ኣብ ሳልሳይ ቁልፊ ግምባር ተረኺቦም ምስ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ዝዘተዩሉ እዋን ኢዩ።…

ኣብ ኣሜሪካ ዝርከቡ ሲቪክ ማሕበራት መንግስቲ ካብ ስልጣን ንምውራድ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሱ ኣካላት ኣሜሪካ ስጉምቲ ንክትወስድ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዝርከቡ ሲቪክ ማሕበራት ሕጊ ኣሜሪካ ብምጥሓስ ብህዝቢ ዝተመረፀ መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ስልጣን ንምውራድን ንጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምድጋፍ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሱ ትካላት ስጉምቲ ንክወስድ ሓቲቶም፡፡ ዓለም ለኸ ቤት ምኽሪ…

ድሕሪ ሕጂ ዝኾነ ፀላኢ ኢትዮጵያ ንምድፋር ኣይፍትንን – ዶ/ር ቢቂላ ሁሪሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ድሕሪ ሕዚ ዝኾነ ፀላኢ ኢትዮጵያ ንምድፋር ዝፍትን ኣይመስለንን” ክብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲ ዶክተር ቢቂላ ሁሪሳ ተዛሪቦም፡፡ ብሓይሊ ህዝቢ ካብ ስልጠን ዝተኣለየ ጉጅለ ህወሓት ምስ ናይ ደገ…

ኣብ ኤድናሞል ዝርከብ ናይ ኣይተ ተኽለብርሃን ኣምባየ ቦሮ ካብ ቤተ መንግስቲ ዝጠፍኡ ሓድጊታት፣ መራኸቢ ሬዲዮታትን ጦር መሳርሒታትን ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኤድናሞል ዝርከብ ናይ ኣይተ ተኽለብርሃን ኣምባየ ቦሮ ካብ ቤተ መንግስቲ ዝጠፍኡ ሓድጊታት፣ መራኸቢ ሬዲዮታትን ጦር መሳርሒታትን ተረኺቦም። እቶም ሓድጊታት ናይ ቀዳማዊ ሃይለስላሰ ሽም ዝተፀሓፈሎም፣ ካብ ብሪ ዝተሰርሑን ካብ ቤተ መንግስቲ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ርክብ ዘለዎምን ዘይሕጋውያን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ንምውዓል ብዝተወሰደ ስጉምቲ ዘይሕጋዊ መሳርሒታትን ሰነዳትን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ርክብ ዘለዎምን ካልኦት ዘይሕጋውያን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ንምውዓል ብዝተወሰደ ስጉምቲ ብዙሓት ዘይሕጋዊ መሳርሒታትን ዝተፈላለዩ ሰነዳትን ይተሓዙ ኣለዉ። ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ምስ ካብ ብሄራዊ ኣገልግሎት…

ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝበፅሑ ዲፕሎማሲያዊ ፅዕንቶታት ምምሕያሽ የርእዩ ኣለዉ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝበፅሑ ዲፕሎማሲያዊ ፅዕንቶታት ምምሕያሽ ከምዘርአዩ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ከበደ ዴሲሳ መግለፂ ሂቦም። ኣብ መግለፂኦም ድማ ኣብ ሴኔጋል ዳካር ኣብ ዝተኻየደ…