Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ንጉጅለ ዕጡቕ ሸኔ ክመሓላለፍ ዝነበረ ልዕሊ 2 ሺሕ ጠያይቲ ብሬን ኣብ ከተማ ኣለም ገና ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበገሲኡ ኣዋሽ ኣርባ ብዝገበረ ናይ ገዛ መኪና ብምሕባእ ንጉጅለ ዕጡቕ ሸኔ ክመሓላለፍ ዝነበረ 2 ሺሕን 560 ጠያይቲ ብሬን ተታሒዙ። እቲ ጥይት ኣብ ከተማ ኣለም ገና ከምዝተትሓዘ ዚዩ ተሓቢሩ ዘሎ። ሕብረተሰብ ብዝሃቦ ሓበሬታ መሰረት ተገይሩ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ዘመትቲ ቤተሰብ ዝራእቲ ዝእክቡ 30 ሺሕ መምራንን ተምሃሮን ምፍናው ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ዘመትቲ ቤተሰብ ዝራእቲ ዝእክቡ 30 ሺሕ ኣባላት ማሕበረሰብ ትምህርቲ ምፍናው ይግበር ኣሎ። ሚኒስቴር ትምህርቲ ንዝተወሰነ እዋን ትምህርቲ ተዓፅዩ ዝራእቲ ዘመትቲ ሓረስቶት ንኽእከብ ውሳነ ምሕላፉ ይዝከር፡፡ ነዚ ስዒቡ ድማ…

ኮሚሽን ጉምሩክን ቤት ፅሕፈት ጨንፈር ኤርፖርት ጉምሩክ ኣዲስ ኣበባን ንሰራዊት ምክልኻል ዘደለዉዋ ድጋፍ ኣረኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮምሽን ጉምሩክን ኣመራርሓን ሰራሕተኛን ቤት ፅሕፈት ጨንፈር ኤርፖርት ጉምሩክ ኣዲስ ኣበባን ንሰራዊት ምክልኻል ዘዳለዉዎ ድጋፍ ኣረኪቦም፡፡ እቲ ኮምሽን ብር 602 ሽሕ ግምት ዘለዎ ብዓይነትን ብር ሓደ ሚሊየን ብጥረ ገንዘብን ድጋፍ ዝገበሩ እንትኾኑ÷…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሓይሊ ፀላኢ ኢዱ ንኽህብ ዘቕረቡዎ ፃውዒት ስዒቡ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኢዶም ይህቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓይሊ ፀላኢ ኢዱ ንኽህብ ዘቕረቡዎ ፃውዒት ስዒቡ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኢዶም ይህቡ ኣለዉ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ግምባር ኣቕኒዖም ጦር ወገን ንምምራሕ ካብ ዝጀመሩሉ እዋን ጀሚሩ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ ፅባሕ ሰንበት ሰላማዊ ሰልፊ ከካይዱ እዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ ንግበረ ራዕዲ ህወሓት ብምኹናን ፅባሕ ሰንበት ሰላማዊ ሰልፊ ከካይዱ እዮም። እቲ ሰልፊ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድግፍን ኣብ ኵናት ዝርከቡ መናእሰይ ትግራይ ኢድ ንኽህቡን ዘተሓሳስብ መልእኽቲ ዘለዎ እዩ።…

ምዕራባውያን መራኸብቲ ሓፈሽ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ዝተዛበዐ ፀብፃብ ምውፀኦም ቀፂሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕራባውያን መራኸብቲ ሓፈሽ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ዝተዛበዐ ፀብፃብ ምውፀኦም ቀፂሎም። ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ዝሃበኦ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ምዕራባውያን መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ባይታ…

ወፍሪ ህልውና ብዓወታት ተዓጂቡ እናተፈፀመ ይርከብ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩለመዳይ ድጋፍ ዜጋታት ናብ ግምባር ካብ ምዝማት ብተወሳኺ ብዝተፈላለዩ ሓገዛት ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ገሊፀን። እናተኻየደ ዝርከብ ወፍሪ ህልውና ማሕበረሰብ ዓለም ብዘተሰሓሓተ መገዲ…

መንግስቲ ድኽዳኸ ህፃናት ንምቅራፍ ጠመተ ሂቡ እናሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሮግራም ቃልኪዳን ምስፍሕፋሕ ሰቆጣ ትኹረት ዝገበረን ብሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐን መድረኽ ዘተ ብበይነ መርበብ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ መንግስቲ ኢትዮጵያ ድኽዳኸ ህፃናት ንምቅራፍ ኣብ ምግብን ስርዓተ ምግብን ጠመተ ሂቡ…

ካብ ወራር ናፃ ዝወፅኡ ከባቢታት ዞባ ሰሜን ሸዋ ስሩዕ መንግስታዊ ሰራሕ ካብ ሰኑይ ጀሚሩ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወራር ናፃ ዝወፅኡ ከባቢታት ዞባ ሰሜን ሸዋ ስሩዕ መንግስታዊ ሰራሕ ካብ ሰኑይ ጀሚሩ ከምዝቕፅል ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ታደሰ ገብረፃዲቅ ኣፍሊጦም። እቲ ወራሪ ጉጅለ ወሪሩዎም ኣብ ዝነበረ ከባቢታት ብዙሓት ጥፍኣታት እናፈፀመ ምፅንሑ…

ኮሚሽነራት ፖሊስ ኢትዮጵያ ፍሉይ ህፁፅ ጉባኤ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነራት ፖሊስ ኢትዮጵያ ፍሉይ ህፁፅ ጉባኤ የካይድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ “ወፍሪ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ። ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤልን ካልኦት ኣመራርሓታት እቲ…