Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ሓይሊ ፀፅታን ህዝቢን ተዋዲዶም ብምስረሖም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሓሰበ ሽርሒ ከምዝፈሸለ ዶ/ር ቀነኣ ያደታ ገሊፆም።

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ፀፅታን ህዝቢ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ተዋዲዶም ብሓደ ብምስራሖም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሃቂኑ ዝነበረ ሽርሒ ጥፍኣት ከምዝፈሸለ ሓላፊ ቢሮ ሰላምን ፀጥፅታን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዶክተር ቀነኣ ያደታ ገሊፆም። ዶክተር ቀነኣ ኣብ ፋና ቴሌቪዥን…

ኣብ ኣሜሪካ ዴሞክራሲ እናንቆልቆለ ከምዝኾነ ሓደ መፅናዕቲ ኣመላኺቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዴሞክራሲ እናንቆልቆለ ከምዝኾነ ቻይናዊ ዩኒቨርስቲ ሬሚንግ ኢኒስቲትዩት መፅናዕቲ ቁጠባዊ ሃፍቲ ቾንግ ያንግ “ንዲሞክራሲ ኣሜሪካ 10 ሕቶታት” ብዝብል ርእሲ ብዘካየዶ መፅናዕቲ ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቲ ኢንስቲትዩት ከምዝሓበሮ÷ ኣሜሪካ…

ኣብ ከተማ ቡራዩ ተምሃሮ ካልኣይ ብርኪ ናይ ዘመትቲ ስድራቤት ሓረስቶት ዝራእቲ ኣኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ቡራዩ ተምሃሮ ካልኣይ ብርኪ ናብ ግምባር ናይ ዝዘመቱ ሓረስቶት ዝራእቲ ኣኪቦም። ማሕበረሰብ ትምህርቲ፥ ፃውዒት ሚኒስቴር ትምህርቲን ቢሮ ትምህርቲ ክልል ኦሮሚያን ብምቕባል ኢዩ ዝራእቲ ስድራቤት ዘመትቲ ኣኪቦም ዘለዉ፡፡ ፍልፍል፦…

ብምኽንያት ህወሓት ዝኸቶ ኲናት ኣብ ከባቢ መስሕባት ቱሪዝም ዘነብሩ ነበርቲ ልዕሊ 67 ሚሊየን ብር ከምዝሰኣኑ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታ ሰሜን ብምኽንያት ኲናት ካብ በፃሕቲ ዓዲ ክረኽቦ ዝነበረ 7 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብር ከምዝሰኣነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን ሰላማዊት ካሳ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ብሄራዊ…

በዓል መዓልቲ ብሄራት ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ ክልል ሃረሪ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 በዓል መዓልቲ ብሄራት ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ሃረሪ ብዝተፈላለዩ ስነ-ስርዓታት ተኸቢሩ። እቲ በዓል “ሕውነታዊነት ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ተኸቢሩ ዘሎ፡፡ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ…

ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኣብ ጎኒ ህዝቢን መንግስቲን ኢትዮጵያ ጠጠው ክብል ይግባእ – ቢለኔ ስዩም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬስ ሴክሬታሪ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢለኔ ስዩም ምስ ፎክስ ኒውስ ኣብ ዝገበረኦ ፃንሒትግብረ ራዕዲ ህወሓት ኢኮኖሚኡ፣ ፖለቲክኡን ሓይሊ ምክልኻልን ተቖፃፂሩ ዝፀንሐ ኣምባገነንን ጨፍጫፊን ጉጅለ ከምዝነበረ ገሊፀን። እቲ ጉጅለ ብህዝባዊ…

ሰላማዊ ሰልፊ ምንቅስቓስ ወፍሪ “የኣክል (#NoMore) ኣብ  ጃፓን ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላማዊ ሰልፊ ምንቅስቓስ ወፍሪ “የኣክል” (#NoMore) ኣብ ጃፓን ተኻይዱ፡፡ እቲ ሰልፊ#ይኣክል ኣብ ጃፓን ቶኪዮ ዝርከብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ፊት ንፊት እዩ ተኻይዱ። ኣብ ጃፓን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣባላት ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ኣብቲ ሰልፊ …

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጋሸናን ዞባ ሰሜን ሸዋ ኣንፆኪያን ዜጋታት ብጅምላ ጨፍጪፉ ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጋሸናን ዞባ ሰሜን ሸዋ ኣንፆኪያን ዜጋታት ብጅምላ ከምዝጨፍጨፈ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቶም መጥቃዕቲታት ትኽክለኛ መንነት እቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ዝገለፀ ከምዝኾነ ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን…

ዘይሕጋዊ ትካላት ይጥቀምሎም ብዝነበሩ ካሽ ሬጂስተር ማሽናት ልዕሊ ብር 32 ቢሊዮን ናይ ሕሶት ዕዲጊት ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይሕጋዊ ትካላት ይጥቀምሎም ብዝነበሩ ካሽ ሬጂስተር ማሽናት ልዕሊ ብር 32 ቢሊዮን ሓሰተኛ ዕዲጊት ከምዝተፈፀመ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብዚ ሰሙን 63 ዘይሕጋዊ ትካላትን ኣብ ዘይሕጋዊ ዕላማ ይውዕሉ ዝነበሩ 20 መመዝገቢ መሸጣ…

ኣብ ኣሜሪካ ሎስ አንጀለስ ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ምትእኽካብ እቶት ብኩናት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝውዕል 640 ሺህ ዶላር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ሎስ አንጀለስ ኣብ ሓደ ምሸት ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ምትእኽካብ እቶት ብኩናት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝውዕል 640 ሺህ ዶላር ተኣኪቡ፡፡ ቅድሚ ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ምትእኽካብ እቶት÷ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ፍፁም…