Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ 32 ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ጉድኣት ከምዘብፅሐ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ 32 ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ጉድኣት ከምዘብፅሐ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮ፥ ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝዓነዉ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ብምትኳር ሎሚ መዓልቲ ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቡ። እቲ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ጅምላ ቅትለት ፈፂሙ ኢዩ – ቢለኔ ስዩም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ጅምላ ቅትለት ከምዝፈፀመ ሓላፊት ርክብ ህዝቢ ዓለምን ዘፈር ሚዲያን ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢለኔ ስዩም ገሊፀን። እተን ሓላፊት ንመራኸብቲ ሓፋሽ ወፃኢ ኣብ ዝሃበኦ መብርሂ፥ ህወሓት ኣብ ክልላት…

ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ኣብ ከሚሴን ኮምቦልቻን ንብረት መንግስቲን ውልቀሰባትን ብዝተወደበ መልክዑ ከምዝዘረፉ ነበርቲ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ኣብ ከተማታት ከሚሴን ኮምቦልቻን ኣብ ዝፀንሑሎም እዋናት ንብረት መንግስቲን ውልቀሰባትን ብዝተወደበ መልክዑ ከምዝዘረፉ ነበርቲ ገሊፆም። ፋብሪካታት፣ መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ትካላት ከምዝዘረፉን ከምዘዕነዉን…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጭፍራ ኣረመኔያዊ ተግባር ፈፂሙ ኢዩ – ነበርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጭፍራ ትካላት ሃይማኖት ብምድፋር ክፋኡ ኣርኢዩ ኢዩ ክብሉ ነበርቲ ገሊፆም። እቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ንፁሃን ከምዝቐተለ፣ ነበርቲ ከምዘመዛበለ፣ ካብ ናይ ውልቀ ሰባት ገዛውቲ ክሳብ ትካላት ልዑል ዘረፋን ዕንወትን…

ኮሚሽን ጉምሩክ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 28 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 20 ሚሊዮን ብር ብጥረ ገንዘብን 8 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ናውቲን ድጋፍ ገይሩ፡፡ ኣብቲ እዋን ተረኺቦም መደረ ዘስመዑ ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩክ ደበሌ ቃበታ፥ እቲ ኮሚሽን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝገብሮ ድጋፍ…

ኣብ ካሊፎርኒያ ንተመዛበልቲ ዜጋታት ዝውዕል ልዕሊ 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ካሊፎርኒያ ኣብ ውሽጢ ሓደ ውርሒ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ መተኣኻኸቢ እቶት ኣብ ኢትዮጵያ ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝውዕል ልዕሊ 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ከምዝተኣከበ ተገሊፁ። ኣብ ቐፃሊ እውን ኣብ…

ፕሬዚዳንት ሩስያን ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲን ኣብ ኒው ደልሂ ብምርኻብ ምይይጥ ገይሮም  

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩስያ  ቭላድሚር ፑቲንን ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ኒው ደልሂ ብምርኻብ ምይይጥ ገይሮም። እቶም መራሕቲ ኣብ ዙርያ ጉዳይ ክልቲኣዊ ምይይጥ ዘርገበሩ እንትኾኑ÷ ነዚ ስዒቡ ድማ እተን ሃገራት 28 ስምምዓት ተፈራሪመን።…

ካብ ወረር ግብረ ራዕዲ ህውሓት ናፃ ኣብ ዝወፅኡ ከባቢታት ዝርከቡ  ሆስፒታላት ግልጋሎት ንክህቡ ኣድላይ ምትሕብባር ከምዝገብር ቢሮ ጥዕና ከተማ ኣዲስ ኣበባ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወራር ግብረ ራዕዲ ህውሓት ናፃ ኣብ ዝወፅኡ ከባቢታት ዝርከቡ  ሆስፒታላት መሊስካ ንምህናፅን ናብ ስሩዕ ስራሕቶም ተመለሶም ግልጋሎት ክህቡ ንምግባርን ኣድላይ ምትሕብባር ከምዝገብርን፤ ናውትታት ኣብ ምትእኽኻብ ከምዝርከብን ቢሮ ጥዕና ምምሕዳር ከተማ…

ኣብ ክልል ሃረሪ ፀጥታ ከባቢ ዝሕልው ኣባላት ተጠባበቕቲ ሓይሊ ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ፀጥታ ከባቢ ዝሕልው ኣባላት ተጠባበቕቲ ሓይሊ ተመሪቖም፡፡ እቶም ኣባላት÷ “ኣነ ዘብዕን ፖሊስን ከባቢየይ ኢየ” ብዝብል መሪሕ ቃል ን15 መዓልትታት ዝተውሃቦም መሰረታዊ ስልጠናታት ብምዝዛም እዮም ተመሪቆም፡፡ ኣብ ፃንሒቶም…

ኣባላት ማሕበረሰብ ትምህርቲን ፖሊሲን ዝራእቲ ስድራ ዘመትቲ ይእክቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝምራሕ ኣባላት ማሕበረሰብ ትምህርቲን ፖሊሲን ዘማእኸለ ጉጅለ ዝራእቲ ሰድራ ዘመትቲ ይእክብ ኣሎ። ኣብ ትሕቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ማሕበረሰብ ትምህርቲን ኣባላት ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ዘማእኸለ…