Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብዓወት ዝተዓጀበ ቀዳማይ ምዕራፍ ፃንሒቶም ዛዚሞም ንዝተወሰነ እዋን ናብ ቢሮ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ )ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብዓወት ዝተዓጀበ ቀዳማይ ምዕራፍ ፃንሒቶም ዛዚሞም ንዝተወሰነ እዋን ናብ ቢሮ ከምዝተመለሱ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘውፅኡዎ መግለፂ÷ ሎሚ ይኹን ንቕድሚት ፀላእትና ጉልበቶም ደኺሙ፣ ናይ ፅልኢን ባእሲን…

ኢትዮጵያ ንዘጋጠማ ፀገም ምፍትሒኡ ምእላሽ ናይና ናይ ኢትዮጵያውያን ብፅሒት ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ )”ኢትዮጵያ ንዘጋጠማ ፀገም ምፍትሒኡ ምእላሽ ናይና ናይ ኢትዮጵያውያን ብፅሒት ኢዩ ክብላ” ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። መበል 16 በዓል መለዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይኽበር ኣሎ፡፡…

ብሽም ሓለዋ ሰብኣዊ መሰል ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢድ ንምእታው ዝግበር ፈተነ ኢትዮጵያ ኣይትቕበሎን – ዶ/ር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሽም ሓለዋ ሰብኣዊ መሰል ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢድ ንምእታው ዝግበር ፈተነ ኢትዮጵያ ከምዘይትቕበሎ ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ ኣፍሊጦም። ዶክተር ጌዲዮን መቐመጢኦም ኣብ ጄኔቫ ንዝገበሩ ጉጅለ ኣምባሳደራት ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ…

ንኢትዮጵያ ከፍርሱ ዝመፅኡ ግብረ ራዕዳውያን ንባዕሎም እናፈረሱ ይርከቡ – ሙሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ከፍርሱ ዝመፅኡ ግብረ ራዕዳውያን ንባዕሎም እናፈረሱ ከምዝርከቡ ሙሁራን ገሊፆም። ምፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሲቪል ሰርቪስ ኢትዮጵያ ተማራማሪ ምሕደራ ህዝቢን መንግስቲን ዶክተር መሓመድ ዓሊ ከምዝበሉዎ÷…

መበል 16 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል “ሕውነታዊነት ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡ ኣብዚ ሕዚ ሰዓት እውን ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት እታ ሃገር…

“ኣብ ትግራይ ዘርኢ ምጥፋእ ተፈፂሙ” ብዝብል ኢትዮጰያ ንምውንጃል ኣብ ኣሜሪካ ምምሕዳር ባይደን እናረቐቐ ዝነበረ ኣዋጅ ብብሄራዊ ሕጊ መከላኸሊ ፍቓድ እታ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ብምምሕዳር ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን “ኣብ ትግራይ ዘርኢ ምጥፋእ ተፈፂሙ” ብዝብል ኢትዮጰያ ንምውንጃል ንኣዋርሕ እናረቐቐ ዝነበረ ረቂቕ ኣዋጅ  ብብሄራዊ ሕጊ መከላኸሊ ፍቓድ እታ ሃገር ተሰሪዙ። መመሓየሺ “ኣዋጅ ዘርኢ ምጥፋእ ትግራይ” በቲ…

ኣምባሳደር ሄኖክ ምስ ኣባላት ጉጅለ ምሕዝነት ኢትዮጵያ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ፈረንሳይ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፈረንሳይ ሄኖክ ምስ ኣባላት ጉጅለ ምሕዝነት ኢትዮጵያ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ እታ ሃገር ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዕላማ ሒዙ ጎንፂ ዝጀመረ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ከምዝኾን እቲ ጉጅለ ኣብ ክልላት ኣምሓራን…

ብቀ/ሚ ኣቢይ ዝምራሕ ናይ ወገን ጦር ትማሊ ዘመዝገቦ ዓወት ነቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ከምዘፈራረሶ ተገሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ናይ ወገን ጦር ትማሊ ዘመዝገቦ ዓወት ነቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ከምዘፈራረሶ ተገሊጡ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒሰስትር ከምዘፍለጦ÷ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ቅድሚ ሓደ ሰሙን 12 ዝኾኑ ወታደራዊ መራሕቱ…

ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተወሳኺ 500 ሚሊየን ብር ፈንድ ሪቮልቪንግ ፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መሰረታዊ ሃለቕቲ ፍርያታት ንምቕራብን ዋጋ ዕዳጋ እኽሊ ንምርግጋዕን ቅድሚ ሕዚ ካብ ዝገበሮ ልቓሕ ብተወሳኺ 500 ሚሊየን ብር ፈንድ ሪቮልቪንግ ፈቒዱ። ካቢኔ እቲ ምምሕዳር ከተማ 20 ሕዳር 2014 ዓ.ም ኣብ…

ኢትዮጵያ እናተጎናፀፈቶ ትርከብ ዓወት ውሽጣዊን ደጋዊን ፀላእታ ናይ ሕፍረት ካባ ክጉልበቡ ከምዝገበረ ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልላት ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ እናተጎናፀፈቶ ትርከብ ዓወት ውሽጣዊን ደጋዊን ፀላእታ ናይ ሕፍረት ካባ ክጉልበቡ ከምዝገበረ ምክትል ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ኦሮሚያን ኣምሓራን ገሊፆም። እቶም ምክትል ርእሳነ ምምሕዳር ኣብ ቀጥታ ፈነወ ፋና ቴሌቪዥን መደብ “ስለ…