Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ፖላንድ ኣጀንዳ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ክድግፍ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 ፎረም ምሕደራ ኢንተርኔት ብኣተኣናጋድነት ሆላንድ ይካየድ ኣሎ። ምስቲ ፎረም ጎናጎኒ ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን የቴክሎጂን ሑሪያ ዓሊ ምስ ኣማኻሪ ዲጂታል ፖሊሲ ቀዳማይ ሚኒስትር ፖላንድ ማኒስትር ክሪሺሽቶቭ ሹበርት ዘትየን።…

ክልል ኦሮሚያን ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ንሰራዊት ምክልኻል ከምኡ እውን ንተመዛበልቲ ወገናት ዝውዕል ሓገዝ ዓይነት ኣረኪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ክልል ኦሮሚያ፣ ውዳበ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ኦሮሚያ ከምኡ እውን ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ንሰራዊት ምክልኻልን ንተመዛበሉ ወገናትን ዝውዕል ሓገዝ ዓይነትን ልዕሊ 22 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ገይሮም። ክልል ኦሮሚያ ምስ ውዳበ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካን ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃመትን ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንተኒዮ ጉተሬዝን ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ከምዝሓበሩዎ፥ “ኣብ እዋናዊ ጉዳያት…

ቢሮ እቶት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ 25 ቢሊየን ብር ኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ እቶት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ 25 ቢሊየን ብር ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ÷ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ክእክቦ ካብ ዝሓሰቦ 20 ቢሊየን ብር 25 ቢሊየን ብምእካብ ኢዩ 118 ሚኢታ ከዕውት ዝኸኣለ፡፡…

ብግረ ራዕዲ ሕወሓት ተወሪሮም ዝነበሩ ዝተረፉ ከተማታት ብጥምረት ሓይሉታት ፀፅታ ናፃ ይወፅኡ አለዉ

ሰበር ዜና ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግረ ራዕዲ ሕወሓት ተወሪሮም ዝነበሩ ዝተረፉ ከተማታት ብጥምረት ሓይሉታት ፀፅታ ኢትዮጵያ ብወፍሪ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ናፃ እናወፅኡ ከምዝኾኑ ኣገልግሎትየ ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ፡፡ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ…

ጉጅለ ጥፍኣት ሸኔ ብጥምረት ሓይሊታት ፀፅታ ይድምሰስ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ንምፍራስ ምስ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብጥምረት እናሰርሐ ዝርከብ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ቡድን ኣብ ሓደሓደ ከባቢታት ኦሮሚያ እናተንቀሳቐሰ ይረኸብ እምበር ብጥምረት ሓይሊታት ፀፀታ ሕልሙ እናፈሸለ ይርከብ። ትማሊ ኣብ ከባቢ ምብራቕ ጉጂ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ሪፈራል ሆስፒታል ደሴ ነቲ ዝኸኣሎ ብምዝራፍ ዘይከኣሎ ድማ ኣዕንይዎ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ 29 ሕዳር ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ሪፈራል ሆስፒታል ደሴ ነቲ ዝኸኣሎ ብምዝራፍ ዘይከኣሎ ድማ ከምዘዕነዎ ተገሊፁ። ግዜያዊ ኣተሓባባሪ እቲ ሆስፒታል ኣይተ ጌታቸው መታፈርያ ከም ዝበልዎ÷ እቲ ጉጅለ ግበረ ራዕዲ ስራሕቲ ሰብኣዊን ኣገልግሎትን ምድሓን ህይወት…

ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ “1 ሚሊየን ፃውዒት ናብ ሃገር” ዝብል ምንቅስቓስ ፃውዒት ሰናይ መልሲ እናረኸበ ከምዝኾነ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ 29 ሕዳር ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)"1 ሚሊየን ፃውዒት ናብ ሃገር" ዝብል ፃውዒት መንግስቲ ብኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵውያን ሰናይ መልሲ እናርአዩ ከምዝኾኑ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ፡፡ ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ከበደ…

ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ቀዋሚ መቐመጢ ክህልዋ ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ 29 ሕዳር ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ህዝቢ ዘለዋ ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ መቐመጢን ድምፂን ክህልዋ ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ውሽጢ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ዝሐሸ…

ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራውን ዓለም ለኻዊን መድርኻት ቅዋም ኢትዮጵያ ዘንፀባርቑ መልእኽትታት ተመሓላሊፎም – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ )ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራውን ዓለም ለኻዊን መድርኻት ቅዋም ኢትዮጵያ ዘንፀባርቑ መልእኽትታት ክመሓላለፉ ከምዝኸኣሉ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ከበደ ዴሲሳ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ዘድሃበ…