Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅል ቀዳም ናብ ሰመራ በረራ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅል ቀዳም 2 ታሕሳስ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ናብ ሰመራ ኣገልግሎት በረራ ከምዝጅምር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ ኣፍሊጡ። ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ! ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ! መከላከያ ይደግፉ/ፋ! እዋናዊ ሓበሬታ…

ካብ ካራ ቆሬ ክሳብ ከሚሴ ዘሎ ልዑል መስመር መተሓላለፊ ሓይሊ ፅገና ተዛዚሙ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ካራ ቆሬ ክሳብ ከሚሴ ዘሎ ልዑል መስመር መተሓላለፊ ሓይሊ ፅገና ተዛዚሙ ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቶም ላዕለዎት መስመራት መመሓላለፍቲ ሓይሊን መከፋፈሊ ጣቢያታታትን ምስ ኔትዎርክ መስመራት ፈነወ ክራኸቡ…

ኩባ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ እናተገበረ ዝርከብ ዝተዋደደ ፅንቶ ከምትኹንን ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)አብ ኢትዮጵያዝተሾሙ ኣምባሳደር ኩባ ጆርግ ኤፍ.ኤል ኒኮላስ ሓደ ሓደ ሃገራት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ እናተገበረ ዝርከብ ዝተዋደደ ፅንቶ መንግስቲ ኩባ ከምዝኹንን ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ቅዳሕ ደብዳበ ሽመቶም ንምክትል ሹም ጉዳያት ፕሮቶኮል ሚኒስቴር…

ጀርመን ብመሪሕነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ዝርከብ ለውጢ ከምትድግፍ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ሃገሮም ብመሪሕነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ዝርከብ ፖለቲካዊን ኢኮኖሚያዊን ለውጢ ከምትድግፍ ኣፍሊጦም። ሚኒሰስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ንኣምባሳደር ጀርመን ኣብ…

ፓኪስታን፤ ኣሜሪካ ኣብ ተዳልዎ ኣኼባ ዴሞክራሲ ንዘይምስታፍ ወሲና

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓኪስታን፤ ኣሜሪካ ኣብ ተካይዶ ብመርበብ ሓበሬታ ዝተሓገዛ ኣኼባ ዴሞክራሲ ሃገሮም ንዘይምስታፍ ምውሳና ኣፍሊጣ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፓኪስታን፤ ሃገሮም ኣብቲ ኣኼባ ንክትሳተፍ ዝቐረበላ ዕድመ ኣመስጊኖም። “ፓኪስታን ናፃ ስነ-ስርዓት ዳኝነት፣…

ኣብቲ ናይዚ ሰሙን ወታደራዊ ኦፕሬሽን ዝተደናገፀ ህወሓት ሓገዝ ናይ ጎረባብቲ ሃገራት ተቓወምቲ ናብ ምትእኽኻብ ከምዝኣተወ ፍልፍላት ፋና ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ናይዚ ሰሙን ወታደራዊ ኦፕሬሽን ዝተደናገፀ ህወሓት ሓገዝ ናይ ጎረባብቲ ሃገራት ተቓወምቲ ዝኾኑን ደገፍቱ ክኾኑ ዝኽእሉን ሓይሊታት ናብ ምትእኽኻብ ከምዝኣተወ እሙናት ካብ ፍልፍላት ፋና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ…

ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ተወሪሮም ኣብ ዝነበሩ ከባቢታት ዝተመዛበሉ ዜጋታት ናብ መረበቶም ናይ ምምላስ ስራሕ ከምዝስራሕ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ተወሪሮም ኣብ ዝነበሩ ከባቢታት ዝተመዛበሉ ዜጋታት ናብ መረበቶም ናይ ምምላስ ስራሕ ከምዝስራሕ ተሓቢሩ። ኮሚሽነር ምክልኻል ሓደጋን ውሕስና ምግቢን ክልል ኣምሓራ ዘላለም ልጅኣለምን ሓላፊት ቢሮ ሲቪል ሰርቪስን ሃፍቲ ሰብን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሰለስተ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሰለስተ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካን ሎሚ መዓልቲ ብስልኪ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ከምዝሓበሩዎ፥ ሎሚ መዓልቲ ምስ ፕሬዚዳንታት ሴኔጋል ማኪ ሳል፣ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ሲሪል ራማፎሳን…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝበፅሖ መሪር ስዕረት ብናይ ሕሶት ፕሮፓጋንዳ ክሽፍኖ ኣይከኣለን – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝበፅሖ መሪር ስዕረት ብናይ ሕሶት ፕሮፓጋንዳ ክሽፍኖ ኣይከኣለን፤ ኣይኽእልን እውን” ክብል ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ መግለፂ ሂቦም። ዶክተር…

ኣፍሪካ ኣብ ውሽጢ ቤት ምኽ ፀፅታ ቀዋሚ መቐመጢ ንኽህልዋ መራሕቲ ኣፍሪካ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ፕሬዚደንት ሴኔጋል ማኪ ሳልን ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ሲሪል ራማፎሳን 54 ሃገራትን 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ህዝቢ ዘለዋ ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝተውሃባ ውክልና ፍትሓዊ ከምዘይኮነ ገሊፆም። ፕሬዚደንት ሴኔጋል ማኪ ሳል÷…