Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

122 ቢሊየን ብር ተወሳኺ በጀት ተሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስቴር ገንዘብ ዝተሰናደአ 122 ቢሊየን ብር ተወሳኺ በጀት ናብ ቤት ምኽ ሚኒስትራት ቀሪቡ። እቲ ተወሳኺ በጀት መሐለዊ ድሕንነት ሃገር፣ ንሰብኣዊ ሓገዝ፣ ብኲናትን ጎንፂን ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት መጣየሺ ከምኡ እውን ንካልኦት ኣድለይቲ…

መድረክ ዘተ ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ኣብ ከተማ ባህርዳር ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረክ ዘተ ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ኣብ ከተማ ባህርዳር ይካየድ ኣሎ። ዕላማ እቲ መድረክ ዘተ ድማ ኣመራርሓ እቲ ክልል ንቐፃሊ ተልዕኮ ንኽዳለውን ብቕዓት ዘለዎም ንምግባርን ዝተዳለወ እዩ፡፡ ኣብቲ ክልል ብዝነበረ…

ካልኣይ ፋብሪካ ዘይቲ ኣቮካዶ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ፋብሪካ ዘይቲ ኣቮካዶ ስራሕ ከምዝጀመረ ተገሊፁ። ዋይ ቢ ኤም ዝተብሃለ እቲ ፋብሪካ፥ ብ104 ሚሊየን ብር ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ መቀነባበሪ ሕርሻ ይርጋለም ዝተጣየሸን ናይ ኣቮካዶ ዘይቲ ብምፍራይ ናብ ወፃኢ ዝልእኽን ኢዩ፡፡ ምስ 40…

ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ብህዝቢ ክምረፁ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ብህዝቢ ከምዝምረፁን ሽመቶም በባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ከምዝፀድቕን ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕጊ፣ ፍትሒን ዴሞክራሲን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ኣፍሊጡ። ኣካቢት እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ወይዘሮ እፀገነት መንግስቱ ኣብ…

አምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ዳይሬክተር መምርሒ ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጌዳያት ወፃኢ ቻይና ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ምስ ዳይሬክተር መምርሒ ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጌዳያት ወፃኢ ቻይና ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ድማ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ማለት እውን ድሕሪ ጎንጺ ብዛዕባ ዝግበር መሊስካ ህንፀትን ኮቪድ-19 ዝተተሓሓዙ…

ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ካብ ምህርቲ ኤክስፖርት ቡን፣ ቆፅሊ ሻሂን ቅመማ ቅመምን ልዕሊ 525 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓሙሽተ ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት ካብ ምህርቲ ኤክስፖርት ቡን፣ ቆፅሊ ሻሂን ቅመማ ቅመምን ልዕሊ 525 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኣፍሊጡ። ኣብ በጀት ዓመት ሓሙሽተ ኣዋርሕ 114 ሽሕን 335 ነጥቢ 63…

ኣብ ጉዳያት ድህረ ጎንፂ ዘድሃበ ዘተ ሙሁራን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዳያት ድህረ ጎንፂ ዘድሃበ ዘተ ሙሁራን ይካየድ ኣሎ። ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣብ ዘሰናደኦ መድረኽ ዘተ ድሕሪ ጎንፂ ዝህልዉ ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊን ስነ-ልቦናዊ ጉዳያት ትኹረት ብምግባር ብዝቐረቡ ፅሑፋት ሙሁራት እናተዛተዩሎም ይርከቡ።…

ብከይዲ ኩናት ህልውና ዝተረኸበ ሓድነት ንኢትዮጵያ ዘላቂ፣ ኩለመዳይ ሰላምን ዕብየትን ክጠቅም ዘኽእል ዘተ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ላዕለዎት መንግስቲ ፌደራል ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ሎሚ መዓልቲ ዘተ ጀሚሩ፡፡ መንግስቲ ተገዲዱ ዝኣተዎ ኩናት ህልውና ናይ መጀመርያ ምዓራፍ ብዓወት ምዝዛሙ ስዒቡ፤ ዝተረኸቡ ኩለመዳይ ዓወታት ሓሊኻ ናብ ዘላቂ ሰላምን ልምዓትን…

ሃገራዊ ተሳትፎ ዳያስፖራ ዘጎልብቱ ዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ተሰናዲኦም ኢዮም – ሚኒቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሃገራዊ ተሳትፎ ዳያስፖራ ዘጎልብቱ ዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ከምዝተሰናድኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒሰስቴር ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 100 መዓልቲታት ምክያዱ ዝገለፀ እንትኸውን፥ ለውጢ ውዳበ እቲ…

መርሃ ግብሪ ምጅማር ዝተዋደደ ስርዓት መመሓደሪ ናይ ፅዕነት ትራንስፖርት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምጅማር ዝተዋደደ ስርዓት መመሓደሪ ናይ ፅዕነት ትራንስፖርት ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ይካየድ ኣሎ። እቲ ስርዓት ዓማዊል ኣብ ዘለዉዎ ቦታ ኮይኖም ሓዱሽ ፍቓድ ምውፃእ፣ ዓመታዊ ፍቓድ ምሕዳስ፣ ሓደሽቲ ተሸከርከርቲ ምምዝጋብ፣ መርሃ ግብሪ…