Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ብዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ንኢሳት ጽሒፍዎ ተባሂሉ ዝተፈነወ ደብዳበ ሕሶት ምዃኑ ገለፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮጵያ "ኣብ ፀብፃባት ዜና ዓወት ጥንቃቐ ንክግበር ፃውዒት ብዛዕባ ምቕራብ" ዝብል ደብዳበ ንኢትዮጵያ ሳትላይት ቴሌቪዥን (ኢሳት) ከምዘይለኣኸ ኣፍሊጡ። ካብ 30 ሕዳር ጀሚሩ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር እናተወዝዐ ዝርከብ…

ሓቀኛ ዴሞክራሲ ክዓስል ዝኽእል ኣብ ሃገራት ኢድ ምእታው ጠጠው እንትብልን ህዝቢ ባዕሉ ወናኒ ዴሞክራሲ እንትኸውንን ኢዩ – ዋንግ ዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪ “ሓደ ዓይነት ዴሞክራሲ የለን፤ እኳኣስ ሓቀኛ መንፈስ ዴሞክራሲ ንምዕሳል ንስራሕ” ክብሉ ኣብ መበል 14 መድረኽ ዴሞክራሲ ማሊ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብመርበብ ሓበሬታ ኣብ ዝተኻየደ…

ግዕዝይና ምቕላስ ናይ ኩሉ ዜጋ ሓላፍነት እዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ግዕዝይና ምቕላስ ናይ ኩሉ ዜጋ ሓላፍነት እዩ” ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን፡፡ ሎሚዘበን ዝኽበር መዓልቲ ዓለም ለኸ ፀረ-ግዕዝይና÷ "ብስነ ምግባር ዝተሃነፀ ኣመራርሓ ካብ ግዕዝይና ንዝፀረየት ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ ቃል እዩ፡፡…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንስድራቤት እቲ ትካል ንምክልኻል መስዋእትነት ዝኸፈሉ ወገናት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)6  ነሓሰ 2013 ዓ.ም ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናብ ጋይንት ጥሒሱ ኣብ ዝኣተወሉ ብምእታው ኣብ ከተማ ንፋስ መውጫ ዝርከብ ጨንፈር ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንምዝራፍ እንትፍትን ዋርዲያታት እቲ ባንኪ ብርቱዕ ተጋድሎ ገይሮም ኢዮም። ኣብቲ እዋን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ብስልኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር  ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ጀስቲን ትሩዶ ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሰሜን ክፋል ኢትዮጵያ ብዝተፈጠረ ጎንፂ ኣድሂቦም ምይይጥ ገይሮም፡፡ ካብዚ ሓሊፉ እውን ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ 22…

ብሄራዊ ማእኸል መቖፃፀሪ ሓይሊ ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ምስ ጀኔራል ኤሌክትሪክ ፈረንሳይን ኩባንያታት ሲኖ ሃይድሮ ቻይናን ብሄራዊ ማእኸል መቖፃፀሪ ሓይሊ ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ፈሪሙ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣሸብር ባልቻ፣ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ንኡስ…

ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ዝራእቲ ስድራ ዘመትቲ ኣኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ዝራእቲ ስድራ ዘመትቲ ኣኪቦም። ሰራሕተኛታት ዋና ቤት ፅሕፈት እቲ ርቲ ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ኣብ ሰንዳፋ ወረዳ በርክ ጣቢያ ዳቤ ሙዳ ጎዶ ተረኺቦም ዝባፅሐ ዝራእቲ ስርናይ ስድራቤት ዘመትቲ…

ኣብ ብሪተኒያ ዝርከቡ ኢዮጵያውያን ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ልዕሊ 3 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብሪታንያ ከተማ ሊድስን ከባቢኣን ዝርከቡ ኢዮጵያውያን ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝውዕል ልዕሊ 3 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም። እቲ ሓገዝ ብወራር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ወገናት “ኣነ እናሃለኹ ወገነይ ኣይጠሚን”…

ናይ ውልቀ መራኸብቲ ሓፋሽ ንሕብረተሰብ ሓበሬታ ካብ ምሃብ ሓሊፎም ማሕበራዊ ሓላፍነቶም እናተዋፅኡ ይርከቡ -በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ውልቀ ትካላት መራኸብቲ ሓፋሽ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ወገናት ልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ዓይነት ምግባሮም በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣፍሊጡ። እቲ ሓገዝ ንህፃናት ዝውዕሉ ሃነፅቲ…

ብዙሓት ዘይሕጋዊ ናይ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ገንዘባት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ምስ ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ብሓባር ብምውዳድ ኣብዚ ሰሙን ኣብ መንበሪ ገዛ 42 ሰባት ብዝገበሮ ፍተሻ ብዙሓት ዘይሕጋዊ ናይ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ገንዘባት ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። ምስቶም ዝተትሓዙ ዘይሕጋዊ ገንዘባት…