Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግሰታት ሓደሓደ ሃገራት ከም መፈፀሚ ፖለቲካዊ ዛዕባአን ምጥቃመን ከምዘሕዘና ኢትዮጵያ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግሰታት ሓደሓደ ሃገራት ንኢትዮጵያ ብዝምልከት ናይ ባዕለን ፖለቲካዊ ዛዕባ ንምሱጋም እናተጠቐማሉ ኢየን ክብል” ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እዚ ኩነታት ኣዚዩ ከምዘሕዘኖ እውን እቲ ሚኒስቴር…

ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ ልዕሊ 3 ሽሕ ጥይት ክዘዋወር ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ከባቢ ጠባሴ ኬላ ኣብ ዝተገብረ ፍተሻ 1 ሽሕ 937 ናይ ከላሽንን 1 ሽሕ 94 ናይ ብሬን ጠያይቲ ትማሊ ምሸት ሰዓት ክልተ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ፡፡ እቲ ጥይት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ክውዕል ዝኸኣለ፥ ሽጉርቲ ኣብ ዝፀዓነ…

ሕብረት ኣባ ገዳታት ኦሮሞ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ግምባር ዘመዝገቡዎ ዓወት ንኢዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣባ ገዳታት ኦሮሞ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዓውደ ኲናት ዘሚቶም ኣመራርሓ ብመሃብ ንዘመዝገቡዎ ዓወት ልዑል ናእድኡ ገሊፁ። እቲ ሕብረት፥ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ “ኣቢቹ ኣባ መላ” ዝብል ስያሜ ሂቡ፡፡ ብኻሊእ መዳይ…

ዝተፈላለዩ ትካላት ንሰራዊት ምክልኻልን ንተመዛበልቲን ልዕሊ 29 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ትካላት ንሰራዊት ምክልኻልን ካብ መረበቶም ንተመዛበልቲን ልዕሊ 29 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ሓገዝ ዓይነት ገይሮም። ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ካብ ኣርባዕቲኦም ተፀዋዕቲ ትካላት ብምትሕብባር ንሰራዊት ምክልኻልን ንዝተመዛበሉ ወገናትን…

ዓለም ለኸ ትካላት ህወሓት ዝፈፀሞም ሰብኣዊ መሰል ጥሕሰታት ቁሳዊ ዕንወታትን ኣብቲ ቦታ ተረኺቦም ምዕዛብ ከምዝኽእሉ መንግስቲ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝፈፀሞም ሰብኣዊ መሰል ጥሕሰታትን ቁሳዊ ዕንወታትን ዓለም ለኸ ትካላት ተኻታዕቲ ሰብኣዊ መሰል ንምፍላጥ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ፥…

መድረኽ ምንቅስቓስ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ምንቅስቓስ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ላዕለዎት ሰብ መዚ እቲ ክልል ተሳቲፎም። እቲ መድረኽ ምንቅስቓስ “ተወዳዳሪን ውፅኢታዊን…

ሕብረተሰብ ሰሌዳ ተሽከርካሪ ክነፈፅመልኩም ኢና ካብ ዝብሉ ውልቀ ሰባት ዓርሱ ክከላኸል ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕትመት ሰሌዳ ተሽከርካሪን ዝርገሐን ካብ ሚኒስቴር መጓዓዝያን ሎጀስቲክስን ብውክልና ተቐቢሉ ኣብ ምስራሕ ዝርከብ ኣገልግሎት መጓዓዝያ ፐብሊክ ሰርቪስ ጉዳይ ነፈፅም ኢና ብዝብል ገንዘብ ዝሓቱ ውልቀ ሰባት ሕብረተሰብ ክጥንቀቖም ከምዝግባእ ተገሊፁ፡፡…

ብዘይሕጋዊ ወራር ዝተትሓዘ 560 ሺሕን 233 ካሬ መሬት ናብ ባንኪ መሬት ንኽምለስ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘይሕጋዊ ወራር ዝተትሓዘ 560 ሺሕን 233 ካሬ መሬት ብምኽንያት እገዳ ቤት ፍርዲ ናብ ባንኪ መሬት ንኽምለስ ከምዝተወሰነ ተገሊፁ። ቢሮ ቾሙዩኒኬሽን ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብታ…

ኣብ ዝሓለፉ 3 ዓመታት ካብ ዳያስፖራ 9 ቢሊየን ዶላር ዝኸውን ሸርፊ ወፃኢ ናብ ውሽጢ ሃገር ተላኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 3 ዓመታት ካብ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ 9 ቢሊየን ዶላር ዝኸውን ሸርፊ ወፃኢ ናብ ውሽጢ ሃገር ከምዝተለኣኸ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ፥ ዳያስፖራ እናካየዶ ዝርከብ ፐብሊክ…

ዳያስፖረኘታት መገልገሊ ውልቀ ኣቑሑት ሒዞም ምእታው ከምዝኽእሉ ኮሚሽን ጉምሩክ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ገና ንምብዓል ናብ ውሽጢ ሃገር ዝኣትው ዳያስፖረኛታት መገልገሊ ውልቀ ኣቑሑት ሒዞም ምእታው ከምዝኽእሉ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉሙሩክ ደበሌ ቃበታ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ወፃኢ…