Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

“ፎረም ሳይንትፊክ ዲፕሎማሲ ኢትዮ-ፓኪሰታን” ክጣየሽ እዩ 

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ፎረም ሳይንትፊክ ዲፕሎማሲ ኢትዮ-ፓኪሰታን” ከምዝጣየሽ ተገሊፁ፡፡ እቲ ፎረም ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ኣብ ጉዳይ ሳይንቲፊክ ዲፕሎማሲ ዘለወን ልምዲ ንክለዋወጣን ብሓደ ንክሰርሓን ዘኽእል ምኻኑ ተሓቢሩ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር…

ጉጅለ ግበረ ራዕዳውያን ኣብ ኣመሓድራ ዞባታት ብሄረ ሰብ ኦሮሞ ንብረት መንግስትን ነብሰ ወከፍን ከምዝዘረፉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግበረ ራዕዳውያን ኣብ ኣመሓድራ ዞባታት ብሄረ ሰብ ኦሮሞ ንብረት መንግስትን ውልቀን ከምዝዘረፉ ተገሊፁ። ግበረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ንማሕበረሰብ እቲ ከባቢ ግልጋሎት ዝህቡ ብርክት ዝበሉ ትካላት መንግስትን ውልቀን ከምዝዘረፉን ዘይከኣሉዎ…

ዝተዋደደ ልምዓ ፓርክታት ኣግሮ ኢንዱስትሪ ንምጥንኻር ዘኽእል ናይ 2 ሚሊየን ዩሮ ፕሮጀክት ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚነስቴር ኢንዱስትሪ ምስ ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ልምዓት ፓርክታት ኣግሮ ኢንዱስትሪ ንምጥንኻር ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሙ። ሚኒስትር ዲኤታ ኢንዱስትሪ ኣይተ ሺሰማ ገብረስላሴ፥ እቲ ስምምዕነት…

89 ሺሕ ዶላር ዘውፅኡ 17 ቬንትሌተራት ንሚኒስቴር ጥዕና ተበርኪቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ሓይሊ ቦስተን ምስ ጋንታ ስፖርት የኢትዮጵያውያን ቦስተን ብምትሕብባር 89 ሺሕ ዶላር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም 17 ቬንትሌተራት ንሚኒስቴር ጥዕና ሓገዝ ገይሩ። እቲ ጋንታ ንኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ዘረከቦም ቬንትሌተራት ናብ ሚኒስቴር ጥዕና…

ኢትዮጵያ ንምድሓን ኣድላዪ መስዋእቲ ክንከፍል ኢና – ኣምባሳደር ሄኖክ ተፈራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንምድሓን ኣድላዪ መስዋእቲ ክንከፍል ኢና ክብሉ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፈረንሳይ ኣምባሳደር ሄኖክ ተፈራ። ኣምባሳደር ሄኖክ ተፈራ ምስ ሬዲዮ ፈረንሳይ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ፃንሒት ገይሮም። ኣብ ፃንሒቶም ድማ ኣብ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጣቢያ መጋውሒ ፋና ኤፍኤም ደሴ ሰፊሕ ዕንወትን ዘረፋን ፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጣቢያ መጋውሒ ፋና ኤፍኤም ደሴ ሰፊሕ ዕንወትን ዘረፋን ከምዝፈፀመ ተገሊፁ። ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መካየዲ ስራሕ ፋና ኤፍ ኤም ደሴ ኣይተ ዘሩ ከፈለኝ ከምዝገለፁዎ፥ ግበረ ራዕዲን ወራሪን ህወሓት ነታ ከተማ ብወራር…

ዲያስፖራ ናብ ሃገሩ ንምምፃእ ልዑል ተበግሶ እናርኣየ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፃውዒት ቀዳማይ ሚኒስተር ስዒቡ ዲያስፖራ ናብ ሃገሮም ንምምላስ ልዑል ተበግሶ እናርኣዩ ምህላዎም ኤጀንሲ ዲያስፖራ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ደገ ዝነብሩ ሓደ ሚልየን ኢትዮጵያውያንን ትውልደ -ኢትዮጵያውያንን ንዝመፅእ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ቢዝነስ ግሩፕ ኤም ኤስ ኤ 900 ሚሊየን ዝግመት ዕንወት ኣብፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ፍርያት ዘይቲ ናብ ወፃኢ ብምልኣኽ ልዑል ሸርፊ ወፃኢ ዘምፅእ ቢዝነስ ግሩፕ ኤም ኤስ ኤ 900 ሚሊየን ዝግመት ዕንወት ምብፅሑ ተገሊፁ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣይተ ታምራት ሞላ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥…

በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ውሽጢ 5 ኣዋርሕ ልዕሊ 741 ነጥቢ ሚሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ውሽጢ 5 ኣዋርሕ ልዕሊ 741 ነጥቢ ሚሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ገሊፁ። እቲ በዓል መዚ ኣብ ዝሓለፉ 5 ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም 776 ሚሊየን 350 ሺሕን 677 ብር ኣታዊ  ንምእካብ ተሊሙ…

ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታት ክልል ደቡብ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ዘብፅሖ መጥቃዕቲ ዝኹንኑ ሰልፍታት ተኻይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ዞባታት ጉራጌ፣ ስልጤ፣ ከምባታን ጠምባሮን ኢዮም ”ሰላም ይዕሰል፤ ኣብ ህፃናትን ደቂ ኣንስትዮን ዝፍፀም ጥቕዓት ደው ይበል" ብዝብል መሪሕ ቃል ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኹንኑ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ሰልፍታት ተኻይዶም፡፡ እቲ መጥቃዕቲ…