Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ልዑል ቁፅሪ ዘለዎም ተተኮስቲ ጠያይቲ ሓቢኣ ዝተረኸበት ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ጎንደር ከተማ ደብረ ታቦር ልዑል ቁፅሪ ዘለዎም ተተኮስቲ ጠያይቲ ሓቢኣ ዝተረኸበት ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለት ፖሊስ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ምምሕዳር ከተማ ደብረ ታቦር ዋና ኢንስፔክተር ያለው ዘለቀ…

ከተማታት ጃማ፣ ወረኢሉን ኩታበርን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማታት ጃማ፣ ወረኢሉን ኩታበርን ተቛሪፁወን ዝነበረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝረኸባ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ካብ ወራር ህወሓት ናፃ ዝወፅኣ እተን ከተማታት ሓይሊ ብቕልጡፍ ንኽረኽባ መሰረተ ልምዓታት ኤሌክትሪክ ዝፅግንን ዝሃንፅን ጉጅለ…

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ማዕቐብ ንምንባር ዘለዋ ድሌት ሓደገኛ ከምዝኾነ ማእኸል ፍትሒን ሰላምን ሮኪ ማውንቴይን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ፍትሒን ሰላምን ሮኪ ማውንቴይን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝንበር ዝኾነ ይኹ ማዕቐብን ኢድ ኣእታውነት ኣሜሪካን ሓደገኛ ከምዝኾነ ገሊፁ። እቲ ማእኸል ፍትሒን ሰላምን፥ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ይኹን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዝግበር ዝኾነ ይኹን ኣብ…

ኣብ ውሽጢ 5 ኣዋርሕ 147 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ኣዋርሕ 147 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ኣታዊ ክእከብ ከምዝኸኣለ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ኣይተ ላቀ ኣያሌው ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝሓበሩዎ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና፣ ሃገራዊ ኩነታት…

ሩሲያ ምስ ምስፍሕፋሕ ኔቶ ተተሓሒዙ ካብ ምዕራብ ዓለም ህፁፅ ልዝብ ከምትደሊ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ምስ ምስፍሕፋሕ ትካል ቃል ኪዳን ኖርዝ ኣትላንቲክ /ኔቶ/ ተተሓሒዙ ምስ ምዕራባውያን ህፁፅ ልዝብ ክትገብር ከምትደሊ ኣፍሊጣ። ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ሃገሮም ምስ ዩክሬን ኣብ ትዋሰነሉ ዶብ ዝተፈጠረጥሪ ኣመልኪቱ ድሕንነት ሞስኮ ናብ…

ላዕለዎት ኣመራርሓ ዝተፈላለያ ክልላት ኣብ እዋናዊ ሃገራውን ክልላውን ጉዳያት ይዝትዩ ኣለው

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ክልል ሲዳማን ኣብ እዋናዊ ሃገራውን ክልላውን ጉዳያት ኣድሂቦም ኣብ ከተማ ቦንጋ ይዝትዩ ኣለው። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረ መድርኽ ዘተ÷ ኣባላት…

ሚኒስቴር ጥዕና ዝዓነዉ ትካላት ጥዕና መሊስካ ንምጥያሽ ናይ ድጋፍ ፃዉዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ዝዓነዉ ትካላት ጥዕና ንምጥያሽን መሊስካ ስራሕ ንምጅማርን ናይ ድጋፍ ፃዉዒት ኣቕሪቡ፡፡ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ወሩሪ ኣብ ዝሓዞም ከባቢታት ንህዝቢ ኣገልግሎት ዝህቡ ትካላት ጥዕና፣ ትካላት ቀረብ ሕክምናን ካልኦት ትካላት ማሕበረሰብን…

ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውሕመ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ፍሉይ ኣኼባ ምፅውዑ እቲ ትካል ዘይሻራዊ ካብ ምዃኑ ሓሊፉ መፈፀሚ ፖለቲካዊ ድሌት ከምዝኾነ ዘመላኽት ኢዩ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ፍሉይ ኣኼባ ምፅውዑ እቲ ትካል ኣብ ሻራዊነቱ ብዙሕ ሕቶ ዘልዕል ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። የመንግስት ኮሙኒኬሽን አገልግሎት ሚኒስትር ዴኤታ አቶ ከበደ…

ንተመዛበልቲ ዝኸውን ልዕሊ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሸዋሮቢት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን ልዕሊ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ተገይሩ። ኣብ ሚኒስቴር እቶት ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ልዑል ከፈልቲ ግብሪ ካብ ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ከምኡ እውን ካብ ትካላት ዘተኣኻኸቦ ልዕሊ 5 ሚሊየን ብር…

ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ቀዋሚ መቐመጢ ንኽልዋ ዝተጀመረ ምንቅስቓስ ኣፍሪካውያንንኽፅምበሩ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ቀዋሚ መቐመጢ ንኽልዋ ዝተጀመረ ምንቅስቓስ ናፅነት፣ ማዕርነትን ፍትሓዊነትን ካልኦት ኣፍሪካውያን ክፅምበሩ  ከምዝግባእ ኣብ ኣሜሪካ ስቶኒብሩክ ዝርከብ ዩኒፈርሲቲ ኒውዮርክ መምህር ፖለቲካ ኣፍሪካን ተመራማሪን ዶክተር ሽመልስ…