Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ደሴን ኮምቦልቻን ዝርከቡ 40 ፋብሪካታት ጉድኣት ኣብፂሑ – ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ደሴን ኮምቦልቻን ዝርከቡ 40 ፋብሪካታት ጉድኣት ከምዘብፀሐ ብመፅናዕቲ ምርግጋፁ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይ መላኩ ኣለበል ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ሸሞንተ ፋብሪካታት ልዑል ጉድኣት…

ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሓታት ክልል ሶማሌ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሓታት መንግስቲ ክልል ሶማሌ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ይዛተዩ ኣለዉ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብቲ መድረኽ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ሃገር ንምድሓን ኣብ ዝግበር ቃልሲ በቢብርኩ ዝርከብ…

ኢትዮጵያ ሕዚ ዝገጠማ ፀገም ናይ ምፍታሕ ዓቕሚን ጥበብን ዘለዋ ሃገር ኢያ – ዶ/ር በለጠ ሞላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኢትዮጵያ ሕዚ ዝገጠማ ፀገም ናይ ምፍታሕ ዓቕሚን ጥበብን ዘለዋ ሃገር ኢያ” ክብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር በለጠ ሞላ ተዛሪቦም። እቶም ሚኒስትር ምስ ኣምባሳደር ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያ ሃንስ ሄነሪስ ሉንዱኪስት ኣብ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂ፣…

ዝፈጠርናዮ ሃገራዊ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ንዘላቒ ሰላምን ህንፀት ሃገርን ክንጥቀመሉ ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ወራር ንምምካት ዝፈጠርናዮ ሃገራዊ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ንዘላቒ ሰላምን ህንፀት ሃገርን ክንጥቀመሉ ይግባእ” ክብላ ከንቲባ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ፥ “ኲናት ናብ ምዕባለ ብጎደና ሰላም” ብዝብል መሪሕ ቃል…

ቤት ዕዮታት መንግስታት ኣብ ክልል ዓፋር ዝዓነዉ ጣቢያታት ፖሊስ መሊስካ ንምጥያሽ ዘኽእል ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራል፣ ኮሚሽን ፖሊስ ኣድስ ኣበባን ኢትዮ ቴሌኮምን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ ጣቢያታት ፖሊስ ንምጥያሽ ዘኽእል ናውቲ ቢሮ ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ኮሚሽነር ጀኔራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል፣ ኮሚሽነር ኮሚሽን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ኮሌጃት መሰልጠኒ ሞያ ቴክኒክ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ዓይነት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሕቲ መሰልጠኒ ቴክኒክን ሞያን ስልጠና ቴክኖሎጂን ዝርከባ መሰልጠኒ ኮሌጃት ልዕሊ 23 ሚሊየን ብር ዝግመት ስንቂን ናውቲን ንሰራዊት ምክልኻል ኣረኪበን። እቲ ሓገዝ ኣብ ግምባር ደሴ ተረኺቦም ከምዘረከቡዎ ካብ ፕሬስ ሴክሬታሪያት ኣዲስ ኣበባ…

ኣምባሳደር ጀማል ምስ ሚኒስትር ነዳዲ ባህሬን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ፌዴሪኢ ኣብ ባህሬን ጀማል በከር ምስ ሚኒስትር ነዳዲ ባህሬን ሼክ መሓመድ ኣብ ክልተኣዊን በዓል ብዘሁሕ ወገን ዞባዊ ርክባትን ኣድሂቦም ዘቲዮም። ኣምባሳደር ጀማል ኣብኢትዮጵያ ዘሎ ሓፈሻዊ ኩነታት ሰላምን ፀፅታን፣…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘየኽበሮ ምቁራፅ ተኹሲ መንግስቲ ንሰላም ዝኸዶ ርሕቐት ዘርኢ ኢዩ – ኣይተ ዛዲግ ኣብርሃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘየኽበሮ ምቁራፅ ተኹሲ መንግስቲ ንሰላም ዝኸዶ ርሕቐት ዘርኢ ከምዝኾነ ሚኒስትር ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኣይተ ዛዲግ ኣብርሃ ገሊፆም። እቶም ሚኒስር ምስ ዴች ቬሌ መደብ “ኮንፍሊክት ዞን” ኣብ ዝነበሮም…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኮትዲቧር ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፤ 7 ታሕሳስ፣ 2014(ኤፍ ቢሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኮትዲቧር ኣቲየን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ርእሰ ከተማ ኮትዲቯር ኣቢጃን እንትበፅሓ፥ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኣላሳኔ ኦታራ ኣገባብላ ገይሮምለን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ…

ሕፁያት ኣባላት መፃረዪ ጉባኤ ሕገ-መንግስቲ ንምሻም ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕፁያት ኣባላት መፃረዪ ጉባኤ ሕገ-መንግስቲ ንምሻም ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ፀዲቑ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼብኡ እናካየደ ይርከብ። ብመሰረት ሕገ-መንግስቲ ብኣቕራብነት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብፕሬዚዳንት እቲ ሪፐብሊክ…