Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ባዕሎም ኣብ ዘዕነዉዎ ሆስፒታል ዝተሓከሙ ቁሱላት ወታደራት ግብረ ራዕዲ ህወሓት

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወታደራት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ባዕሎም ኣብ ዘዕነዉዎ ሆስፒታል ቁሱላት ኮይኖም ተሓኪሞምሉ። ኣብ ግምባር ጋሸና ድፋዕ ኣፄ ውሃ ብጅግና ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ፣ ፋኖን ሚሊሻን እንትድምሰስ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ንውግእ ዘዳለዎም…

ሓደራ ህዝቢን ሃገርን ንምውፃእ ኩሉግዘ ድሉዋት ኢና – ኣመራርሓታትን ኣባላትን እዚ ሰሜን ምዕራብ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደራ ህዝቢን ሃገርን ንምውፃእ ኩሉግዘ ድሉዋት ከምዝኾኑ ኣመራርሓታትን ኣባላትን እዚ ሰሜን ምዕራብ ገሊፆም። ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምጥፋእ ካብ ሜካናይድ ክሳብ እግረኛ ብምውዳድ ዝተውሃበ ወፍሪ ብግቡእ ተዋፂእና ኢና ሕዚ እውን ንሓድነት…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተዓዋቲ ሽልማት ብሉፃት መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ 2021 ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዳግም ተዓዋቲ ሽልማት ብሉፃት መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ 2021 ኮይኑ። እቲ ሽልማት ተዋሂቡዎ ዘሎ መቐመጢኡ ኣብ ብሪታኒያ ዝገበረን ኣብ ፅሬት ኣገልግሎት ኢንዱስትሪ ኣቪየሽን ዝሽልምን ትካል ስካይ ትራንስ ዝተብሃለ ከምዝኾነ…

ንሰራዊት ምክልኻልን ንዝተመዛበሉ ወገናትን ዝኸውን ልዕሊ 16 ሚሊየን ብር ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ትከላላት ንሰራዊት ምክልኻልን ንዝተመዛበሉ ወገናትን ዝኸውን ልዕሊ 16 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም። ዝተፈላለዩ መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ትካላት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈፀሞ ወራር ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ንዝመዛበሉ ዜጋታትን…

ቆንስል ጀኔራል ዳኛቸው ይትባረክ ምስ ሚንስትር ጉዳይ ውሽጢ ሃገር ሶማሊያ ፑትላንድ ተመያይጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቆንስል ጀኔራል ኢትዮጵያ ኣብ ጋሮዌ ፑንትላንድ ሶማሊያ ዳኛቸው ይትባረክ ምስ ሚኒስትር  ውሽጢ ሃገር ፑንትላንድ ሶማሊያ መሓመድ አብዱረሺድ ምይይጥ ገይሮም፡፡ ኣብ ምይይጦም ድማ ኣብ  ሞንጎ ኢትዮጵያን ፑትላንድ ሶማሊያን ዘሎ ርክብ ብዝበለፀ…

ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓመት ብወገን ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣቢሉ 2 ነጥቢ 64 ቢሊየን ዶላር ናብ ሃገር ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓመት ብወገን ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣቢሉ 2 ነጥቢ 64 ቢሊየን ዶላር ናብ ሃገር ከምዝኣተወ እቲ ባንኪ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ መበል 23 ዙር “የሽርፉ ይሸለሙ” መበረታትዒ ሸርፊ ወፃኢ፥ ስነ-ስርዓት ምውፃእ ዕፃ ተኻይዱ።…

ግብረ ራዕዲ ሕወሓት ኣብ ትካላት ዘብፀሖ ጉድኣት ታራ ዘረፋን ዕንወትን ዘይኮነስ ሃገር ንምድኻም ዝተተለመ ከምዝኾነ ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወራሪ ግብረ ራዕዲ ሕወሓት ኣብ ትካላት ዘብፀሖ መጥቃዕቲ ታራ ዕንወት ጥራሕ ዘይኮነስ ሃገር ናይ ምድኻም ትልሚ ከምዝኾነ ምኽትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም፡፡ እቶም ሚኒስትር ኣብ ከተማታት ኮምቦልቻን…

ኣቶ እርስቱ ምስ ኣቦታት ሃይማኖት ዓበይቲ ዓዲን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ መምሕዳር ክልል ደቡብ ኣቶ እርስቱ ይርዳው ካብ ዝተፈላለያ ዞባታት ምስ ዝተውፃእፅኡ ኣቦታት ሃይማኖት ዓበይቲ ዓዲን ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ኣብ ከተማ ሆሳእና ተዛቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዋና ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዓውዲ ግንባር ዝነበሩ ዕጡቓት ዝተወሰኑ ቁሱላትን ሬሳታትን ናብ ትግራይ ብምውሳድ “መንግስቲ ጅምላዊ ጨፍጫፍ እናፈፀመ እዩ“ ንዝብል…

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጥምረት ሓይሊታት ጦር ኢትዮጵያ ስዕረት ተጎልቢቡ ናብ ትግራይ ዝሃደመ ሓይሊ ጉጅለ ህወሓት ኣብቲ ውግእ ዝነበሩ ቁሱላትን ሬሳታትን ዕጡቓት ዝተወሰኑ ጥራሕ ናብ ትግራይ ሒዙ እናሃደመ ከምዝኾነ ካብ እሙናት ፍልፍላት ሓበሬታ ዝረኸብናዮም ፀብፃባት…

ናብ ኣፋን ኦሮሞ እናተተርጎመ ኣብ ዝርከብ ፖሊሲ ቋንቋት ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ኣፋን ኦሮሞ እናተተርጎመ ኣብ ዝርከብ ፖሊሲ ቋንቋት ትማሊ ኣብ ማእኸል ባህሊ ኦሮሞ ልዝብ ተኻይዱ። ካብ ቋንቋ ኣምሓርኛ ብተወሳኺ 5 ቋንቋታት ውሽጢ ሃገር ናይ ስራሕ ቋንቋ መንግስቲ ፌዴራል ኮይኖም ንኸገልግሉ ናብ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ቀሪቡ…