Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ክልል ቤኒንሻንጉለ ጉሙዝ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 284 ማሕረዲ እንስሳትን 40 ኩንታል ስንቂን ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ቤኒንሻንጉለ ጉሙዝ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 284 ማሕረዲ እንስሳትን 40 ኩንታል ስንቂን ሓገዝ ገይሩ። እቲ ክልል፥ ካብ ዝተፈላለዩ ዞባታትን ወረዳታትን ዘተኣኻኸቦ ሓገዝ ኢዩ ዓበይቲ ዓዲን ተወከልቲ ማሕበረሰብን ኣብ ዝተረኸቡሉ ንሰራዊት…

ኣይተ ወርቁ ኣይተነው ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻልን ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ብወረራ ህወሓት ንመዛበሉን ዝኸውን 25 ሚሊየን ብር ሓገዝ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሃፍቲ ኣይተ ወርቁ ኣይተነው ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻልን ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ብወረራ ህወሓት ንመዛበሉን ዝኸውን 25 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም። እቶም በዓል ሃፍቲ ኣብ ከተማ ደባርቕ ተረኺቦም ንምክትል ኣመሓዳሪት…

ሚኒስትር ትራንስፖርት ዝጀመሮ ሕድሳት ገዛውቲ ዛዚሙ ንተረባሕቲ ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርት ኣብ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ወረዳ 10 ዘጀመሮ ሕድሳት ገዛውቲ ብምዝዛም ንተረባሕቲ ኣረኪቡ። እቲ ሕድሳት፥ ትካል ኣገልግሎት ሰራሕተኛታት ፐብሊክ ሰርቪስ ትራንስፖርት ሙሉእ ወፃኢኡ ብምሽፋን ዝተሳለጠ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ሰራሕተኛታት እቲ ሚኒስትር ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ፥ ካብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ጀሚሩ ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ተግባራዊ ዝተገበረ…

ፓርቲ ብልፅግና ናብ ሃገራዊ ወፍሪ ፃዕዳ ውሕጅ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ መንግስቲ ተፀምቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ናብ ሃገራዊ ወፍሪ ፃዕዳ ውሕጅ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ መንግስቲ ከምዝተፀምበረ ሓላፊ ቢሮ ሃፍቲ ልምዓት ፋይናንስን ሓይሊ ሰብን ኣይተ ዘነበ ኩማ ገሊፆም። ኣብዚ ሕዚ እዋን ብወገን መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ እናተገበረ…

ኣብ ወፍሪ ፃዕዳ ውሕጅ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ መንግስቲ ዝተዳለዉ መልእኽታት ቀዳማይ ዙር ተላኢኹ ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፍሪ…

ኣብ ወፍሪ ፃዕዳ ውሕጅ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ መንግስቲ ዝተዳለዉ መልእኽታት ቀዳማይ ዙር ተላኢኹ ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፍሪ ፃዕዳ ውሕጅ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ መንግስቲ ዝተዳለዉ መልእኽታት ቀዳማይ ዙር ተላኢኹ። እቲ ፖስታ ብዲኤች ኤል ከምዝተለኣኸ ግዜኢ…

ኣፈ ጉባኤ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ንደቡብ ሱዳን መዘነኦም መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ንደቡብ ሱዳን መዘነኦም መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም። ፍልፍል፡- ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ…

መዓልቲ ቱሪዝም ብብርኪ ሃገር ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 34 ዓለም ለኸ በዓል መዓልቲ ቱሪዝም ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ። እቲ ምድላው ንክልተ መዓልቲታት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ካብ ኤግዚቪሽን ብተወሳኺ ኣብቲ ክልል ዝርከቡ መስሕባት ዑደት ከምዝግበረሎምን ዝተፈላለዩ…

ብምኅንያት በዓል መስቀል ይኹን ዝተፈላለዩ ምኅንያታት ርቺት ምትኳ ዝተኸልከለ ኢዩ – ፖሊስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኅንያት በዓል መስቀል ይኹን ዝተፈላለዩ ምኅንያታት ርቺት ምትኳ ዝተኸልከለ ከምዝኾነ ኮሚሽን ፖሊስ ኣድሰስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብ እዋን በዓላት ዝትኮሱ ርቺታት ሽፋን ብምግባር ሰላም ንምህዋኽ ድሌት ዘለዎምውልቀሰባት፥ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝገዝኡዎ…

ትካል ገባሪ ሰናይ ሰባት ንሰባት 12 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ገባሪ ሰናይ ሰባት ንሰባት ልዕሊ 12 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ሓገዝ ምግባሩ ሃገር ለኸ ተፀዋዒ እቲ ትካል ይልማ ታየ ገሊፆም። እቶም ሓገዛት ኣብ ወሎ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ዝተበርከቱ እንትኾኑ፥ ክዳውንቲ፣ እኽሊን መሐለዊ ፅሬትን ዘካተተ ኢዩ፡፡…