Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ሓዱሽ መንግስቲ ክልል ኣሮሚያ ሎሚ መዓልቲ ክጣየሽ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳልጦ ጉባኤ ሓዱሽ መንግስቲ ክምስረት ኢዩ። ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ንጨፌ ኦሮሚያ ዝተመረፁ ኣባላት ፈላማይ ጉባኤኦም እቲ ክል ንሓሙሽተ ዓመት ዝመርሕ ኣካል ክውደብ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ ነባር ኣባላት ተፋኒዮም…

በዓላት መስቀል፣ ኢሬቻን ስነ ስርዓት ምስረታ መንግስቲን ብዘይ ምንም ፀገም ፀፅታ ንክፍፀሙ ምድላው ተዛዚሙ- ፖሊስ ፌዴራል

ኣዲስ ኣበባ፣መስከረም 14፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓላት መስቀል፣ ኢሬቻን ስነ ስርዓት ምስረታ መንግስቲን ብዘይ ምንም ፀገም ፀፅታ ንክፍፀሙ ዘኽእል ምድላው ምዝዛሙ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ካብ ኢትዮጵያ ፌደራል ፖሊስ፣ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር፣ ብሔራዊ መረዳእታን ደሕንነትን፣ ኣዲስ ኣበባ ፖሊስ…

ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ናብ ወፍሪ “የነጩ ፓስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተመንግስት” ተሓዊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብርሃም በላይ፣ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ኢኖቬሽንና ቴክኖሎጂ ናብ ወፍሪ "የነጩ ፓስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተመንግስት" ተሓዊሶም መንግስቲ ኣሜሪካ ናይ ኢትዮጵያ ነባራዊ ኩነታት፣ ሉእላውነትን ውሽጣዊ…

ሃገራት ኣፍሪካ ምስ ነባራዊ ኩነታት ህዝበን ዝጠዓዓም ኣማራፂ ፖሊሲ ክኽተላ ከምዝግባእ ተገሊፁ  

ኣዲስ ኣበባ፣ መስከረም 14 ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሃገራት ኣፍሪካ ምስ ነባራዊ ኩነታት ህዝበን ዝጠዓዓም ኣማራፂ ፖሊሲ ክኽተላ ከምዝግባእ ኮሚኒስት ፓርቲ ቻይና ኣብ ዘዳለዎ መበል ራብዓይ ሴሚናር ፓርቲታት ፖለቲካ ቻይና ኣፍሪካ ተሓቢሩ። ኣብቲ ብኢንተርኔት ዝተኻየደ ሴሚናር ዝተሳተፉ ሓላፊ ዓውዲ…

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ብፉሉይ ልኡኽ መንግስቲ እንግሊዝ ምስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ብፉሉይ ልኡኽ መንግስቲ እንግሊዝ ምስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ተዛቲየን። መንግስቲ ፌደራል ሃገራዊ ግዴታታት ኣብ ዘንብርሉ ህግጋታትን ዓለም ለኸ መአቀኒታት መሰረት  ምግቢ፣ መድሓኒትን…

30 ኩንታል በርበረን ሽሮን ዘየድሊ ነገር ሓዊሶም ናብ ዕዳጋ ዘቕረቡ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ወላይታ ከተማ ኣረካ ዘየድሊ ነገር ብምሕዋስ እኽሊ እናጠሓኑ ዝተረኸቡ ሰብ ዋና መጥሓን ብምዕሻግ ዘየድሊ ነገር ዝተሓወሶ ሽሮን በርበረን ብኤግዚብትነት ፖሊስ ክተሓዝ ተገይሩ። ኣብዚ ሰሙን ጥራሕ 17 ኩንታል በርበረን 13…

በዓል መስቀልን ኢሬቻን ንምኽባር ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝመፅ ኣጋይሽ ኣብ ሆቴላት ፅቡቕ ኣቀባብላ እንግዶትን ክፅበዮም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀልን ኢሬቻን ንምኽባር ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝመፅ ኣጋይሽ ኣብ ሆቴላት ፅቡቕ ኣቀባብላ እንግዶትን ከምዝፅበዮም ማሕበር ወነንቲ ሆቴላት ኣፍሊጡ። ንበዓል ኢሬቻ ዕድመ ዝተገበረሎም ካብ 400 ክሳብ 500 ናይ ውሽጢ ዓዲን ወፃን ኣጋይሽ…

ብሄራዊ መታወቂያ ኩለመዳይ ረብሓ ከምዘለዎ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ መታወቂያ ኣብ ህንፀት ሰላም፣ ልምዓትን ምዕባለን ኢኮኖሚን ድሕንነት ሃገርን ኩለመዳይ ረብሓ ከምዘለዎ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። ምድላው ኣተገባብራ መታወቂያ ዝበፅሐሉ ብርኪ ብዝምልከት ምስ መዳርግቲ ኣካላት ልዝብ ተኻይዱ። ብቐረባ…

ኣምባሳደር ተፈሪ ኣለሙ ምስ ኣቦ መንበር ጉጅለ ጉዳይ ኢትዮጵያ ፓርላማ እንግሊዝ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ እንግሊዝ ተፈሪ መለስ ምስ ኣባል ፓርላማ እንግሊዝን ኣብቲ ፓርላማ ኣቦ መንበር ጉጅለ ጉዳይ ኢትዮጵያን ዝኾኑን ላውረንስ ሮበርትሰን ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ተፈሪ እዋናዊ ኩነታት ትግራይ…

ርእሰ ምምሕዳር ክልላት ሓዱሽ መንግስቲ ዘጣይሻሉ ዕለት ዕላዊ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልላት ሓዱሽ መንግስቲ ዘጣይሻሉ ዕለት ዕላዊ ገይረን። ብመሰረት እዚ ክልል ደቡብ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ሲዳማን ጋምቤላን ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ሓዱሽ መንግስተን ከምዘጣይሻ ተፈሊፁ፡፡ ምስረታ ሓዱሽ መንግስቲ ክልል ብሄር ብሄረሰባትን…