Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣብ ካማሺ ብፀረ ሰላም ሓይሊታት ተዓፊኖም ዝነበሩ 62 ሰባት ሓይሊታት ፀፅታ መንግስቲ ብዘካየዱዎ ኦፕሬሽን ናብ ማሕበረሰቦም ተፀምቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ካማሺ ከተማ ሄና ቀበሌ ሁሩንጉ ብፀረ ሰላም ሓይሊታት ተዓፊኖም ዝነበሩ 62 ሰባት ሓይሊታት ፀፅታ መንግስቲ ብዘካየዱዎ ዳህሳስን ኦፕሬሽንን ካብ ኢድ ፀላኢ ወፂም ናብ ማሕበረሰቦም ከምዝተፀምበሩ ኮሚሽን ፖሊስ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ኣፍሊጡ።…

ኣብ ዝሓለፉ 4 ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ቢሊየን ዶላር ካፒታል ዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኣፍሲሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ቢሊየን ዶላር ካፒታል ዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ከምዘፍሰሱ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ገሊፁ። ናብ ሃገር ዝመፅኡ ሓደ ሚሊየን ዳያስፖራታት ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ዝሪኡሉ መድረኽ…

ህንፀት ሃገራዊን ሃገረ መንግስቲን ኣብ ዘጠናኽሩ ጉዳያት ምይይጣት ከምዘድልዩ መንግስቲ ብፅኑዕ የኣምን – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀንዲ ቀንዲ ህንፀት ሃገራዊን ሃገረ መንግስቲን ኣብ ዘጠናኽሩ ጉዳያት ምይይጣት ከምዘድልዩ መንግስቲ ብፅኑዕ ከምዝኣምን ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣይተ ከበደ ዴሲሳ ኣብ እዋናዊ…

ህዝቢን ምምሕዳርን ከተማ ድሬዳዋ ንዝተመዛበሉ ወገናት ሓገዝ 15 ሚሊየን ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢን ምምሕዳርን ከተማ ድሬዳዋ ንዝተመዛበሉ ወገናት ሓገዝ 15 ሚሊየን ዝግመት ብር ብጥረ ገንዘብን ብዓይነትን ሓገዝ ገይሮም። ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬሰዳዋ ኣይተ ከድር ጁዋር ሓዊሱ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ምምሕዳር፣ ኣባ ገዳታትን ኡጋዛትን ኣብ…

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ተመዛቢሎም ንዝርከቡ ወገናት ድጋፍ ንኽግበር ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ፀዊዑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ተመዛቢሎም ንዝርከቡ ወገናት ድጋፍ ንኽግበር ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ፀዊዑ። ፕሬዝዳንት ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቐዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር እድሪስ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ሃገር ኣመልኪቶም ንመራኸብቲ ሓፋሽ…

ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት ኣብ ዝተኻየደ “ወፍሪ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ናይ ወገን ጦር ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ልዑል ክሳራ ኣብፂሑ ኢዩ –…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት ኣብ ዝተኻየደ “ወፍሪ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ናይ ወገን ጦር ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝወሰዶ ስጉምቲ ልዑል ክሳራ ከምዘብፀሐ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን…

ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ቅድሚ ወዲ 4 ዓመት ወዳ ዝተዓመፀት ናይ 5 ወርሒ ጥንስቲ ኣዶ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ቅድሚ ወዲ 4 ዓመት ወዳ ብጉጅለ ዝተዓመፀት ናይ 5 ወርሒ ጥንሳ ዝተቛረፃ ጓል 27 ዓመት ኣዶ ተቐማጢት ከተማ ሸዋሮቢት ንዝኸፍአ ስነ-ልቦናዊ ፀገም ተሳጢሓ። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ከተማ ሸዋሮቢት ሃብትን…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ሆንክ ኮንግ ኢዱ የእቱ ኣሎ ክትብል ቻይና ከሲሳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ ቢሮ ቻይና ኣብቲ ሕብረት ከምዝሓበሮ ራስ ገዝ ቻይና ዝኾት ሆንግ ኮንግ ሰንበት ኣብ ዝተኻየደ ፍሉይ ክልላዊ ምምሕዳር ብዝምልከት ሕብረት ኣውሮፓ ኢዱ ኣእቲዩ ኢዩ ክብል ከሲሱ። ቻይና ተቓውሞኣ ኣቕሪባ ዘላ፥ ላዕለዋይ ተወካሊ ፖሊሲ ጉዳያት…

ካብ ኣደባባይ መስቀል ናብ ቦሌ ኣብ ዝወስድ መገዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ናይ ሓደ ሰብ ህይወት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ኣደባባይ መስቀል ናብ ቦሌ ኣብ ዝወስድ መገዲ ከባቢ ቶታል ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ናይ ሓደ ሰብ ህይወት ሓሊፉ። በቲ ሓደጋ ዝበፅሐ መጠን ከቢድን ቀሊን ጉድኣት ግን ንግዚኡ ኣይተፈለጠን፡፡ ዝተጋጨዋ ተሸከርከርቲ ካብ…

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ፓዊ ጉድኣት ንዝበፅሖም ኣባላት ሰራዊት ሓገዝ ንምግባር ጉጅለ ሕክምና ምፍናው ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ፓዊ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝተኸፈተ ኲናት ጉድኣት ዝበፅሖም ኣባላት ሰራዊት ሓገዝ ሕክምና ንምግባር ፍቓደኛ ንዝኾኑ ኣባላት ጉጅለ ሕክምና ምፍናው ገይሩ። 11 ኣባላት ዘካተተ ጉጅለ ሕክምና ናብ ከተማ ባህርዳር ብምቕናዕ ኣብ…