Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

በዓል ዳመራ ሰላማዊ ኮይኑ ንክኽበር  ህዝበ ክርስቲያን ኩለ መዳይ ምትሕብባርነእ ድጋፍን ንክገብር ኦርቶዶክስ ቤተክርስቲያን ፃውዒት ኣቕሪባ

በዓል ዳመራ ሰላማዊ ኮይኑ ንክኽበር  ህዝበ ክርስቲያን ኩለ መዳይ ምትሕብባርነእ ድጋፍን ንክገብር ኦርቶዶክስ ቤተክርስቲያን ፃውዒት ኣቕሪ ኣዲስ አበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዘበን ዝኽበር በዓል ዳመራ ሰላማዊ ኮይኑ ንክኽበር  ህዝበ ክርስቲያን ኩለ መዳይ ምትሕብባርነእ ድጋፍን…

ውፅኢታዊ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘለዎም ኣባላት ሰራዊት ናይ ማዕርግ ዕብየት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዋና መምርሒ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ሕብረት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናይ መፅንሒ ጊዜኦም ንዝሸፈኑን ውፅኢታዊ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘለዎምን ኣባላት ሰራዊት ናይ ማዕርግ ዕብየት ተዋሂቡ። ሓላፊ እቲ መምርሒ ሜ/ጄ ሃጫሉ ሸለመ ነቶም ኣባላት መዓርግ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር መልእኽ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚነሲትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር መልእኽ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ በዓል መስቀል እንትሕሰብ ድሕሪ ፈተና ዓወት፣ ድሕሪ ፀልማት ብርሃን፣ ድሕሪ ውድቀት ምልዓልከምዘሎ፤…

ኣብ በዓል ዳሜራ ቅልጡፍ ምርመራ ኮቪድ-19ን ክታበት ንዝደልዩ ድማ ኣገልግሎት ክታበት ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በዓል ዳሜራ መሰርቀል ቅልጡፍ ምርመራ ኮቪድ-19ን ክታበት ንዝደልዩ ድማ ኣገልግሎት ክታበት ከምዝወሃብ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብዚ ሕዚ እዋን ብልዑል ኩነታት እናወሰኸ ዝመፅአ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን መከላኸሊ መገዲታት…

ጨፌ ኦሮሚያ ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝቐረቡ ሓደሽቲ ኣባላት ካቢኔ ኣፅቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኮይኖም ዝተሸሙ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ኣባላት ካቢኔን ኮይኖም ንኸገልግሉ ዘቕረቡዎም ተሸወምቲ ጨፌ ኦሮሚያ ኣፅቑ፡፡ ብመሰረት እዚ፦ ኣይተ ኣወል ኣብዲ - ምክትል ርዕሰ ምምሕዳር ክልል…

ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ብህወሓት ኣብ ዝዓነዉ ትካላት ጥዕና ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ ትካላት ጥዕናን ዝተመዛበሉ ዜጋታትን ጎብኒየን። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ህፃናትን ደቂ ኣንስትዮን ሓዊሱ…

ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሶማሌ መዛዘሚ ጎስጓስ መረፃ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሶማሌ 20 መስከረም ንዝካየድ መረፃ መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ጎስጓስ መረፃ ኣብ ከተማ ጂግጂጋ ኣካይዱ። ኣብቲ መዛዘሚ ጎስጓስ መረፃ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብለርፅግና ሶማሌ ኢንጂነር መሀመድ ሻሌ ሓዊሱ ላዕለዎት ሕፁያት…

3 ሺሕን 375 ጠያይቲ ክላሽንኮቭን 783 ጠያይቲ ብሬንን ሓቢኡ ክሓልፍ ዝፈተነ ውልቀሰብ ኢድ ብኢድ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ምስ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ተዋዲዶም ብዝገበሩዎ ክትትል ዘይሕጋዊ መሳርሒታት ኲናት ተታሒዞም። ኣብ ከተማ ጎንደር ቀበሌ 18 ዝነብር እሸቴ ፀጋው ዝተብሃለ ተጠርጣሪ ካብ ከተማ ጎንደር ናብ ከተማ ባህርዳር…

ሓዱሽ መንግስቲ ንህዝቢ ቃል  ዝኣተዎም ጉዳያት ንምፍፃም ለውጢ ኣወዳድባ ሒዙ ክመፅእ ኢዩ –  ዶክተር አብርሃም በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዝጣየሽ መንግስቲ ንህዝቢ ቃል  ዝኣተዎም ጉዳያት ንምፍፃም ዘኽእሎ ኩለመዳይ ለውጢ ኣወዳድባ ሒዙ ከምዝመፅእ  ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር አብርሃም በላይ ገሊፆም። ዶክተር ኣብርሃም በላይ ዝቕፅል ምስረታ መንግስቲ ኣመልኪቶም ምስ…

ኣይተ ሽመልስ አብዲሳ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኮይኖም ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ንኣይተ ሽመልስ አብዲሳ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ገይሩ ሾይሙዎም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/…