Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ናይ መርዓ ወፃኦም ንተመዛበልቲ ዝገበሩ ኢትዮጵያዊትን ኤርትራዊን መርዑት

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምዕራብ ኣውስትራሊያውያን ትውልዲ 10 ሺሕ ዶላር ወፃኢ መርዐኦም ንኢትዮጵያውያን ተመዛበልቲ ለጊሶም። ኢትዮጵያዊት መርዓት ብዙኣለም (ሊሊ) ተገኔን ኤርትራዊ መርዓዊ ዳንኤል ባህታን ናይ መርዓ ወፃኢኦም ንተመዛበልቲ ኢትዮጵያውያን ንኽበፅሕ ኣብ ፍሉይ…

ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ዝቕፅል ዓመት ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ንኸዳሉ ተሰይሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ቱሪዝም ንኹለመዳይ ምዕባለ" ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ክልል ሲዳማ እናተኸበረ ዝቐነየ መዓልቲ ቱሪዝም እንትዛዘም ዝቕፅል መዓልቲ ቱሪዝም ክልል ቤኒንሻንጉል ንኸዳሉ ተሰይሙ። ኣብ ክልል ሲዳማ ዝተኸበረ በዓል መዓልቲ ቱሪዝም እዚ ዓመት፥ ብቀዳማይ…

ሓደ ሚሊየን ብር ዘሽልም ናይ ብሉፃት ብሉፅ ውድድር ድምፃውያን ፋና ላምሮት ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፋና ቴሌቪዥን ካብ ዝመሓላለፉ መደባት መዘናግዒ ሓደን ቀንዲን ዝኾነ ፋና ላምሮት ኣብ ዘካይዶ ውድድር ድምፃውያን ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ካካየድ ኢዩ። እቲ ሎሚ መዓልቲ ዝካየድ 8ይ ምዕራፍ ናይ ብሉፃት ብሉፅ ውድድር ድምፃውያን፥…

ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ካብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግ ህምራ ንዝተመዛበሉ ወገናት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ብወራር ትህነግ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግ ህምራ ንዝተመዛበሉ ወገናት 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ምግቢን ክዳውንቲን ገይሩ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ተመዛበልቲ ኣብ ዝርከቡሉ ከተማ እብናት ብምርካብ ኢዩ…

ኣብ ዞባ መተከል እናሰልጠኑ ዝነበሩ ኣባላት ሚሊሻ ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ዞባ መተከል ንምምላስ እናሰልጠኑ ዝነበሩ 265 ኣባልት ሚሊሻ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቖም። ምክትል ኣዛዚ ኣብቲ ከባቢ ናይ ዝርከብ ክፍለ ጦር ኮሎኔል መልካሙ በየነ፥ ሰራዊት ምክልኻልን ፖሊስ ፌዴራልን ኣቢሉ ሕብረተሰብ ባዕሉ ንኽከላኸልን ሓይሊታት…

ዕዙዝ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘመዝገበቡ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ዕቤት መዓርግ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕዙዝ ኣፈፃፅማ ስራሕ ዘመዝገቡን ፃንሒት ግዜኦም ንዝዛዘሙ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ዕቤት መዓርግ ተዋሂቡ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣወሃህባ መዓርግ፥ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሜጀር ጀነራል ይልማ መርዳሳ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት መኮንናት ኣብ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ  ዝተኸበረ በዓል ዳመራ ብሰላም ተዛዚሙ –  ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ

ኣዲሰ ኣበባ፣ 16 መሰከረም፣ 2014 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ  ዝተኸበ በዓል ዳመራ ብሰላም ተዛዚሙ ክብል ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፈለጡ። ነቲ በዓል ብሰላም ክዛዘም ሓላፍነቶም ንዝተዋፅኡ ብሙሉኦም ኣካላት ፀፀታ ኣመሰጊኑ። ሕብረተሰብ ጉዳይ ፀፅታ ይምልከተኒ ኢዩ ዝብል…

ቀ/ሚ ኣቢይ በዓል መስቀል ዳመራ ብሰላም ንክኽበር ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር  ኣቢይ በዓል መስቀል ዳመራ ብሰላም ንክኽበር ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም። አተም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም፥ በዓል መስቀል ዳመራ ብደም ክነታት ነአተኽብሩ ሰናይ ትምኒተይ ይብፃሕኹም ኢሎም።…

በዓል መስቀል ሃይማኖታዊ ክብሩ ብምሕላው ንቐፃሊ ትውልዲ ምትሕልላፍ ይግባእ – ዶ/ር ሂሩት ካሳው

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ) ካብ ኣቦታትና ዝተረከብናዮ በዓል መስቀል ሃይማኖታዊ ክብሩ ብምሕላው ንቐፃሊ ትውልዲ ምትሕልላፍ ይግባእ ክብላ ሚኒስትር ባህልን ቱሪዝምን ዶ/ር ሂሩት ካሳው ገሊፀን። እተን ኢኒስትር በዓል መስቀል ዳመራ  ኣመልኪተን ኣብ ኣዲስ ኣበባ መሰቀል…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚነስትር ጉዳያት ወፃኢ ህንዲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)  ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚነስትር ጉዳያት ወፃኢ ህንዲ ሱብህራህማን ጃይሻንካር ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ግድብ ህዳሰን እዋናዊ ኩነታት እዛ ሃገርን ዘተኮረ እንትኸውን፥ ናይ ሓባር ተረባሕነት…