Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ክፍሊ ፅኑዕ ሕክምና መሊኡ ተሓከምቲ ንዝኸፍአ ፀገም ይቃልዑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባን ዝተወሰና ከተማታት ክልልን በዝሒ ተሓከምቲ ብምውሳኹ ክፍሊ ፅኑዕ ሕክምና መሊኡ ተሓከምቲ ንዝኸፍአ ፀገም እናተቓዑ ከምዝኾ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ዶክተር ፅጌረዳ ክፍሌ፥…

ንህዝቢ ሱዳን ዘለና ድጋፍ ብሙሉእ ልቢ ነረጋግፅ – ቀ/ሚ ኣቢይ

አዲስ አበባ፣ መስከረም 18፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንህዝቢ ሱዳን ዘለና ድጋፍ ብሙሉእ ልቢ ነረጋግፅ ክብሉ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያን ሱዳንን ናብ ዴሞክራሲ ዝገብረኦ ስግግር ብዙሓት ማሕለኻታት እናጋጠሙዎ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ድሌት ለውጢን ልምዐዓትን ብፍምፍላይ ግቡእ ምላሽ ክህብ ኢዩ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዱሽ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ድሌት ለውጢን ልምዐዓትን ብፍምፍላይ ግቡእ ምላሽ ንመሃብ ዘለዎ ቆራፅነት ገሊፀን። ስነ-ስርዓት ምጥያሽ ሓዱሽ መንግስቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ…

ኮሌጅ ፖሊ ክኒክ ሜ/ጀ ሙሉጌታ ቡሊ ዕቤት መዓርግ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ፖሊ ክኒክ ሜጀር ጀነራል ሙሉጌታ ቡሊ ኣብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሓለፋ ዝነበሮምን ፃንሒት እዋኖም ዝዛዘሙን ኣባላት ዕቤት መዓርግ ሂቡ። ካብ ላዕለዎት መኮንናት ክሳብ በዓል ካሊእ መዓርግ ዝተሾሙ 75 ኣባላት ሰራዊት፥ ናይ ክብሪ ጋሻ ዋና ሓላፊ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተፈላለዩ መድረኻት ዝተዛረቡዎም መደረታትን መግለፂታትን ዘካተቱ ሰለስተ ጥራዛት ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተፈላለዩ መድረኻት ዝተዛረቡዎም መደረታትን መግለፂታትን ዘካተቱ ሰለስተ ‹ካብ መጋቢት ክሳብ መጋቢት› ጥራዛት ዕላዊ ገይሩ። እቶም መደረታትን…

ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኮይነን ተሾይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኮይነን ብሙሉእ ድምፂ ተሾይመን። ወይዘሮ አዳነች አቤቤ ከንቲባ እታ ከተማ ብምዃን ቃል ማሕላ ፈፂመን። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana…

ዶ/ር እሌኒ ገብረመድህን ኣብ ውሕመ ዋና ሓላፊት ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣፍሪካ ኮይነን ተሾይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር መስራቲት ኢሴክስ ዶክተር እሌኒ ገብረመድህን ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሮግራም ልምዓት (ዩ ኤን ዲ ፒ) ዋና ሓላፊት ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣፍሪካ ኮይነን ተሾይመን። ትካል ፍርያት ዕዳግ ኢትዮጵያ (ኢ.ሲ.ኤክስ) ከምኡ እውን ብሉ ሙን…

ወ/ሮ ቡዜና ኣልቃድር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ኮይነን ተመሪፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ወይዘሮ ቡዜና ኣልቃድር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ኮይነን ተመሪፀን። ወየወዘሮ ቡዜና ቅድሚ ሕዚ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ህሊን ቱሪዝምን ኮይነን እናገልገላ ፀኒሐን ኢየን። እቲ ቤት ምኽሪ ካብዚ ብተወሳኺ፥ ወይዘሮ ፈይዛ መሓመድ ምክትል…

ሚኒሰስቴር ትራንስፖርት ተሸላሚ ልዑል መዓርግ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ፅሬት ኢትዮጵያ ብብርኪ ሃገር ንሻምናይ ግዘ ኣብ ዘካየዶ ውድድር ሚኒሰስቴር ትራንስፖርት ተሸላሚ ልዑል መዓርግ ኮይኑ። እቲ ሚኒስትር 80 ነጥቢ 8 ብምምፃእ ኢየ ተሸላሚ ልዑል ናእዳን ወረቐት ምስክርን ክኸውን ክኢሉ ዘሎ ። እቲ ሽልማት…

ዶ/ር ሊያ ታደሰ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ርእሰ ምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገርን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልል ተዛቲየን። እቲ ልኡኽ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ጎንገር ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት…