Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ቤት ምኸሪ ክልል ኣምሓራ 5ይ ዙር 7ይ ዓመት መበል 18 ግዘ ናይ መወዳእታ ኣኼቡኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኸሪ ክልል ኣምሓራ 5ይ ዙር፣ 7ይ ዓመት መበል 18 ግዘ ናይ መወዳእታ ኣኼቡኡ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ ኣኼባ ዛዕባታት ቀሪቦም ክፀድቁ ኢዮም፡፡ ቀንዲ ቀንዲ ሽቶታት በጀት ዓመት 2014 ቀሪቡ ክፀድቕ ኢዩ፤ በጀት ላለዋይ ቤት ፍርዲን ዋና…

“ብሓሱሽ መንፈስ ሓዱሽ ውዕሊ – ምስረታ መንግስቲን ህንፀት ሃገርን” ብዝብል ርእሲ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ወግዒ ሓደ ጉዳይ  “ብሓሱሽ መንፈስ ሓዱሽ ውዕሊ - ምስረታ መንግስቲን ህንፀት ሃገርን” ብዝብል ርእሲ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ሎሚ መዓልቲ ኣብ ድሬዳዋ ሓዱሽ ምምሕዳር ክጣየሽ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽ ድሬደዋ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝህልዎ ጉባኤ ሓዱሽ ምምሕዳር ክጣየሽ ኢዩ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር…

ኢትዮጵያ  ዝጀመረቶ  ሃገር በቀል ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ናብ ምዕባለ ዝወስዳ ኢዩ – ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ  ዝጀመረቶ  ሃገር በቀል ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ናብ ምዕባለ ዝወስዳ ኢዩ ክብሉ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዛሆ ዥዩዋን ተዛሪቦም፡፡ መበል 72 በዓል ምስረታ ሪፐብሊክ ቻይና ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ቻይና ኤምባሲ ብቪዲዮ ኣብ ዝተገበረ…

ካብ ብልፅግና ፓርቲ ወፃእ ዝኾኑ ክልተ ኣባላት ካቢኔ ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ብልፅግና ፓርቲ ወፃእ ዝኾኑ ክልተ ኣባላት ካቢኔ ተሸይሞም። እቶም ኣባላት ካቢኔ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ዝተሸሙ ኣመራርሓታት ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ኣይተ ግርማ ሰይፉን ኣይተ የሱፍ ኢብራሂምን ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ…

ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣባላት ካቢኔ ብምሽዋም ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ምስረትኡ ዘሳለጠ ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሽመት ኣባላት ካቢኔ ብምፅዳቕ ተዛዚሙ። ከንቲባ ወ/ሮ አዳነች ኣቤቤ ኣባላት ካቢኔ ናብቲ ቤት ምኽሪ ዘቕረባ እንትኾና፥ እቲ ቤት ምኽሪ እውን ብዝቐረቡ ሕፁያት ርኢቶ ብመሃብ…

ቤት ምኽ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዘቕረበኦም ኣባላት ካቢኔ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዘቕረበኦም ኣባላት ካቢኔ ኣፅዲቑ:: ብመሰረት እዚ፦ ምክትል ከንቲባን ሓላፊ ቢሮ ስራሕ፣ ኢንተርፕራይዝን ልምዓት ኢንዱስትሪን - ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ተፀዋዒ መንግስቲ እቲ ቤት ምኽሪ…

ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ብሓዱሽ መልክዑ ዝተጣየሸ መመሓየሺ  ውዳበ እቲ ምምሕዳር ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ብሓዱሽ መልክዑ ዝተጣየሸ መመሓየሺ  ውዳበ ኣሰራርሓ ኣፈፀምቲ ኣካላት እቲ ምምሕዳር ኣፅዲቑ። እቲ መመሓየሺ ኣሰራርሓ ውዳበ ብ126 ድጋፍ፣ ብሓደ ተቓውሞ ከምኡ እውን ብሓደ ድምፀ ተኣቅቦ ኢዩ ፀዲቑ። እቲ ቤት…

ፕሬዚደንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ወና ዳይሬክተር ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ወና ዳይሬክተር ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ንእና ንዋቡፎ እቲ ባንኪ ኣብ ኢትዮጵያን ቀርኒ ኣፍሪካን ብዛዕባ ዝገብሮ ምንቅስቓስ መብርሂ ሂበን። ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ኢትዮጵያን ቀርኒ ኣፍሪካን…

ኣብ ጎንፂ ምንባር ህልውንኡ ዝገበረ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝገብሮ ጎስጓ ኲናት ከምዝቐፀለሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጎንፂ ምንባር ህልውንኡ ዝገበረ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝገብሮ ጎስጓ ኲናት ከምዝቐፀለሉ ዘርኢ ቪዲዮ ኣብዚ ሰሙን ወፂኡ ኣሎ። ኣመራርሓታት ዕጡቓት እቲ ግብረ ራዕዲ ከምዝኾኑ ዝዝረበሎም ውልቀ ሰባት ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ እቲ ጉጅለ ሕዚ እውን…