Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኤጀንሲ ሕብረት ስራሕን ዩኒቨርሲቲ ኣልፋን ንወፍሪ ህልውና ድጋፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኤጀንሲ ሕብረት ስራሕ ፌዴራልን ዩኒቨርሲቲ ኣልፋን ንሰራዊት ምክልኻል ድጋፍ ገንዘብ ገይሮም። ኤጀንሲ ሕብረት ስራሕ ፌዴራል ነቲ ሰራዊት ልዕሊ ብር 2 ሚሊዮን 800 ሽሕ ድጋፍ ዝገበረ እንትኸውን፤ ዩኒቨርሲቲ ኣልፋ ብግደኡ ብር 100 ሽሕ ድጋፍ…

ክልል ኣምሓራ በጀት 2014 ዓ.ም 80 ቢሊየን 104 ሚሊየን 669 ሺሕን 397 ብር ኮይኑ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኣምሓራ በጀት 2014 ዓ.ም 80 ቢሊየን 104 ሚሊየን 669 ሺሕን 397 ብር ኮይኑ ፀዲቑ። ሓላፊ ቢሮ ገንዘብን ምትሕብባር ኢኮኖሚን እቲ ከልል ዶክተር ጥላሁን መሓሪ፥ እቲ በጀት መንግስቲ ፍትሓዊን ኩለመዳይ ተረባሕነትን ህዝቢ ንምርግጋፅ…

ሚኒስቴር ትምህርቲ ንመዳለዊ ስራሕቲ ምምሃር ምስትምሃር 2014 ዓ.ም ካብ መሓዙት ኣካላት ድጋፍ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ መሓዙት ትካላት ሚኒስቴር ትምህርቲ ንዝገብሮ ምድላው ምምሃር ምስትምሃር 2014 ዓ.ም ድጋፍ ገይሮም። ናውቲ መምሀሪን መሕለዊ ፅሬትን ነቶም ሚኒስትር ሓገዝ ተገይሩሉ፡፡ ንልዕሊ 20 ሺሕ ዝኾኑ ተምሃሮ ሓገዝ ቦርሳ ዝተገበረ…

ኣሰራርሓ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ  ዘመሓይሹ ዲጂታል መተግበሪታት ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰራርሓ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ  ዘመሓይሹ ኣርባዕተ ዲጂታል መተግበሪታት ዕላዊ ኮይኖም። እቶም መተግበሪታት፥ ብቐሊሉ ሓበሬታ ንምልውዋጥ ዘኽእሉን ፀገም ተበፃሕነት ዝፈትሑን ኢዮም ተባሂሉ። ካብ 1934 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብቲ ቤትምኽሪ ዝርከቡ…

በዓል ኢሬቻ ብሰላም ንኽኽበር ህዝቢ ኦሮሞ ትፅቢት ዝግበረሉ ነገር ንኽዋፃእ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብዙሕ ፈተናታት ኮይኑ ዝኽበር በዓል ኢሬቻ ብሰላም ንኽኽበር ህዝቢ ኦሮሞ ትፅቢት ዝግበረሉ ነገር ንኽዋፃእ መዳለዊ ኮሚቴ እቲ በዓል ፀዊዑ። በዓል ኢሬቻ እዚ ዓመት 22 መስከረም ኣብ ኣዲስ ኣበባ፤ 23 መስከረም ድማ ኣብ ቢሾፍቲ ሆራ ኣርሰዲ…

ኣምባሳደር ትዝታ ምስ ፕሬዚዳንት ግሎባል ፎረም ቢዝነስ ህንዲ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ትዝታ ሙሉጌታ ምስ ፕሬዚዳንት ግሎባል ፎረም ቢዝነስ ህንዲ ተዛቲየን። ኣምባሳደር ትዝታ ዕድላት ኢንቨስትመንትን ንግዲን ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ብሓባር ክሰርሑ ከምዝግባእ ገሊፀን። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝኽበር በዓል ኢሬቻ ዝምልከት ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝኽበር በዓል ኢሬቻ ዝምልከት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣባ ገዳታት፣ ሃደ-ሲንቄታትን ዓበይቲ ዓዲን ኣብ ዝተረኸቡሉ ዘተ ይካየድ ኣሎ። ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ሓድነት፣ ፍቕሪን ሰላምን ክብሪታት ሒዙ ዝኽበር ዓቢዪ በዓል…

ተሳናባቲ ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ናይ መወዳእታ ጉባኤኡ የካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ተሳናባቲ ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ 5ይ ዙር፣ 7ይ ዓመት መበል 12 ግዘ ናይ መወዳእታ ጉባኤኡ የካየድ ኣሎ። ኣብቲ እዋን መደረ ዘስምዑ ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ጁል ናንጋል፥ ዘበን ስረሖም ዝዛዘሙ ኣባላት እቲ ቤት ምኽ ኣብቲ ኣኼባ ቃለ…

ኣብ ክልል ሃረሪ ዝካየድ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ምድላው ተገይሩ ኢዩ – ፖሊስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ፅባሕ ዝካየድ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ምድላው ምግባሩ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ሃረሪ ኣፍሊጡ። ፖሊስ እቲ ክልል ምስ ኣካላት ፀፅታ ብምውዳድ ንምስራሕ ዘኽእል ኮማንድ ፖስት ተጣይሹ ናብ ስራሕ ከምዝተኣተወ ኮሚሽነር ኮሚሽን…

ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ልዕሊ 50 ተንቀሳቐስቲ ጉጅለ ጥዕና ተዋፊሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ሰብኣዊ ሓገዝቲ ብምውዳድ ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ልዕሊ 50 ተንቀሳቐስቲ ጉጅለ ጥዕና ከምዝተዋፈሩ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። ኮሚቴ ሚኒስትራት ማእኸል መተሓባበሪ ብሄራዊ ህፁፅ እዋን ሰሙናዊ ኣኼቡኡ ኣካይዱ፡፡ ኣብ ክልላት ዓፋርን…