Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2021

ኣይተ ከድር ጃዋር ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኮይኖም ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ኮይኖም እናገልገሉ ዝነበሩ ኣይተ ከድር ጃዋር ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኮይኖም ተሾይሞም። ኣይተ ከድር ኣብ ዝተፈላለዩ ብርኪታት ኣመራርሓ እቲ ፓርቲ ዘገልገሉ እንትኾኑ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ድማ ምክትል ከንቲባ እታ…

ወይዘሮ ፈትያ አደም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኮይነን ተሾይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወይዘሮ ፈትያ አደም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኮይነን ተሾይመን። እተን ኣፈ ጉባኤ እቲ ስልጣን ካብ ነበር ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽ ወይዘሮ ፈጡም ሙስጠፋ ኣብ ዝተረከባሉ እዋን፥ ዝመረፀን ህዝቢ ብቕንዕና ንምግልጋል ቃል ኣቲየን።…

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ምስ ዓለም ለኸ ሓለፍቲ ትካላት ኣቕረብቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዘሎ ከይዲ ዝርገሐ ሰብዓዊ ሓገዝ ኣመልኪተን ምስ ዓለም ለኸ ሓለፍቲ ትካላት ኣቕረብቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ተዛቲየን። ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዝርገሐ…

ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ጉባኤ ምጥያሽ ሓዱሽ ምምሕዳር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስረም፣ 2014 ( ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ሳልሳይ ዘዘበን ስራሕ ቀዳማይ ዓመት መስራቲ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ ኣፈ ጉባኤን ቤት ምኽሪን ከንቲባ እቲ ምምሕዳርን ክመርፅ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ብርተር ምምሕዳር ካብ…

ፉሚዮ ኪሺዳ ቀፃሊ ቀዳማይ ሚኒስትር ንምዃን ዘኽእሎም ውፅኢት ረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጃፓን ፉሚዮ ኪሺዳ ውድድር ኣመራርሓ ኤልዲፒ ብምስዓር ቀፃሊ ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ንምዃን ተሰናዲኦም። እቶም ነበር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ፥ ውድድር መረፃ ኣመራርሓ ገዛኢ ፓርቲ ብምስዓሮም ቀዳማይ ሚኒስትር እታ…

ከተማ ኣይከል ናብ ንቡር ምንቅስቓሳ ንምምላስ እናተሰርሐ እዩ ተባሂሉ።

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ከተማ ኣይከል ናብ ንቡር ምንቅስቓሳ ንምምላስ ይስራሕ ምህላዉ ከንቲባ እታ ከተማ ነገሰ ብርቄ ገሊፆም። ኣብታ ከተማን ዙሪያኣ ወረዳን ካብ 5 ከሚያዝያ 2013 ጀሚሩ ብምኽንያት ዝተፈጥረ ፀገም ፀጥታ፤ ንፁሃን ዜጋታት ንክሞቱን ንክመዛበሉን ከምኡ…

በዓል ቤት እናተመዝገቡ ናይ ዝርከቡ ዓወታት ህዝቢ ኢዩ – ብርጋዴል ጀነራል ኣለሙ ኣየነ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ቤት እናተመዝገቡ ናይ ዝርከቡ ዓወታት ህዝቢ ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ምክትል ኣዛዚ እዚ ደቡብ ብርጋዴል ጀነራል ኣለሙ ኣየነ ገሊፆም። ህዝቢ ኢትዮጵያ ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ እናተሳተፈሉ ዝርከብ ወፍሪ ህልውና፥ ዘንፀባርቑ ወታት እናመዝገበ ከምዝርከብ…

ነበርቲ ከተማ ሮቢት ኣብ ግምባር ወሎ ዝርከብ ሓይሊ ፀፅታ ብኣካል ተረኺቦም ኣበረታቲዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ወረዳ ኣምባሰል ከተማ ሮቢት ኣብ ግምባር ወሎ ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊ ክልላትን ኣባላት ሚሊሻን ብኣካል ተረኺቦም ኣበረታቲዖም። እቶም ነበርቲ ኣብ ግምባር ተረኺቦም ንኣካላት ፀፅታ እንግዶት ምሳሕ ዝገበሩ እንትኾኑ፥…

ኣብ ዞባ ወላይታ ንዝግበር መረፃ ምድላው ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ወላይታ ዝተረፉ ክልላት መረፃ ንምግባር ዘኽእል ቅድመ ምድላው ከምዝተዛዘመ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ መረፃ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። በወላይታ ዞን ቀሪ ምርጫ ለማካሄድ የሚያስችል የቅድመ ዝግጅት ሥራዎች መጠናቀቁን የዞኑ ምርጫ ማስተባበሪያ ጽህፈት…

ኢንጂነር ሰናይት ዳምጠው ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኮርፖሬሽን መዓድን ኮይነን እናገልገላ ዝነበራ ኢንጂነር ሰናይት ዳምጠው ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊየን። ኢንጂነር ሰናይት ኣብቲ ኮርፖሬሽን ቅድሚ ምግልጋለን ኣብ ዝተፈላለዩ ሓላፍነታት መንግስቲ ኮይነን እናገልገላ ከምዝነበራ…