ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ ጉባአኤ ክልል ደቡብ ወይዘሮ ሄለን ደበበ ኣብ ጣቢያ መረፃ ኡፋ ተረኺበን መሪፀን Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣፈ ጉባአኤ ክልል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ደቡብ ወይዘሮ ሄለን ደበበ ኣብ ጣቢያ መረፃ ኡፋ ተረኺበን መሪፀን። እተን ኣፈ ጉባኤ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ብክልልነት ንምውዳብ ዝወሃብ ህዝበ ውሳነ ኢየን ድምፂ ሂበን ዘለዋ። ህዝበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦድሪን በድሪ ድምፂ ሂቦም Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦድሪን በድሪ ኣብ መረፃ ጣቢያ በጌ መድረሳ ተረኺቦም ድምፂ ሂቦም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር፥ድምፂ ንኽኽበር ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ናይ ባዕሎም ግደ ክዋፅኡ ይግባእ ኢሎም። ክሳብ ሕዚ ከይዲ መረፃ ሰላማዊ ኮይኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ብክልልነት ንምውዳብ ድምፂ ህዝበ ውሳነ ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ብክልልነት ንምውዳብ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ድምፂ ህዝበ ውሳነ ይወሃብ ኣሎ። እቲ ከይዲ ህዝበ ውሳነ ኣብ ዞባ ቤንች ሸኮ፣ ከተማ ዳውሮ፣ ካፋን ካልኦት ከባቢታትን ብዕሊ እናተሳለጠ ይርከብ። ሪፖርተር ግዜኢ ኣብ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሃረሪ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ይካየድ ኣሎ። መራፂ ህዝቢ ኣብ ጣቢያታት መረጻ ተረኺቡ ድምፂ እናሃበ ይርከብ። መረፅቲ ኣብ ዝሃቡዎ ርኢቶ፥ ብዘይ ዝኾነ ይኹ ፅዕንቶ ብናፅነት ድምፆም ንዝደልዩዎ ኣካል ከምዝሃቡ ገሊፆም። ሪፖርተር ፋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሱማሌ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሱማሌ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ክልል 72 ክልላት መረፃን 3 ሺሕን 978 ጣቢያታት መረፃን ይርከባ። ኣብ ክልል ሱማሌ 23 መቐመጢ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝኸውን ድምፂ ዝወሃብ እንትኸውን፥ 5 ነጥቢ 2 ሚሊየን መረፅቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምእመናን ዓመታዊ በዓል ግሸን ደብረ ከርቤ ንምኽባር ናብቲ ቦታ የኣትዉ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ተዛዚሞም ምእመናን ዓመታዊ በዓል ግሸን ደብረ ከርቤ ንምኽባር ናብቲ ቦታ እናኣትዉ ከምዝኾኑ ሓላፊ መምርሒ ፖሊስ ዞባ ደቡብ ወሎ ገሊፁ። እቲ በዓል ብሰላም ንኽዛዘም እናተገበረ ዝፀንሐ ቅድመ ምድላው ተዛዚሙ ምእመን ናብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብን ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ብወራር ህወሓት ዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ምንቅስቓስ ኣምሓራ (ኣብን) ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ግምባር ማይ ፀብሪ ብወራር ህወሓት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ኣመራርሓታት ኣብን ናብ ኣብቲ ግምባር ተረኺቦም ንኮሚቴ መተኣኻኸቢ ሓገዝ ሎጂስቲክስ ምምሕዳር ዞባ ሰሜን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ሳይንስ፣ ኢንፎርሜሽንን ቴክኖሎጂን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን /ኢመደኤ/ን ኤጀንሲ ሳይንስ ኢንፎርሜሽንን ቴክኖሎጂን ክልል ደቡብ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኢመደኤ ዶክተር ኣንተነህ ተስፋየ፥ ኤጀንሲ እቲ ክልል እዋኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ ም/ከንቲባን ሓላፊ ቢሮ ንግድ ቢሮ ሃርቢ ቡህ ወርሰሜ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ/ ተፀዋዒ መንግስት = ኢብራሂም ዩሱፍ 3.ቢሮ ፋይናንስ = ሱልጣን ኣሊይ ቢሮ ቴክኒክን ሞያ = ሮቤል ጌታቸው ሓላፊ ቢሮ ሕርሻ =…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣካላት ኣፈፀምቲ ከምብሓዱሽ ንምጥያሽ ተመሓይሹ ዝወፅአ ኣዋጅ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዘካየዶ መበል 18 ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣካላት ኣፈፀምቲ እቲ ክልል ከምብሓዱሽ ንምጥያሽ ተመሓይሹ ዝወፅአ ኣዋጅ ኣፅዲቑ። ኮሚሽነር ፕላን እቲ ክልል ኣይተ በድሉ ድንገቱ እቲ ኣዋጅ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘቕረቡሉ እዋን…